ምርካብ ሓበሬታ ብዛዕባ መሰላትካ ፈሊጥካ ኣብ ኣድላዪ ኣገባባት ሓገዝ ውሰድ።
ምርካብ ሓገዝን ምኽርን ንወረቐታዊ ስራሕ፣ ምምሕዳራዊ ኣገባባት፣ መሰላትካ ንምርካብ ሕጋዊ ሓበሬታ፣ ምስ ኩነታትካ ዝሰማማዕ ስልጠና ንምርካብ ምኽርን ...
République
Française
Réfugiés.info
ሓበሬታ ን ስደተኛታት ኣብ ፈረንሳ
ካብ መንጎ 266 ፋይላት ናይ ምሕዳራትን ኣከባብያውያን ኣገልግሎት ዝሕብሩ ርኸቡ
ምርካብ ሓገዝን ምኽርን ንወረቐታዊ ስራሕ፣ ምምሕዳራዊ ኣገባባት፣ መሰላትካ ንምርካብ ሕጋዊ ሓበሬታ፣ ምስ ኩነታትካ ዝሰማማዕ ስልጠና ንምርካብ ምኽርን ...
ምኽኣል መዓልታዊ ርእሰ-ምኽኣል ን150 ሰዓታት ኣብ ስትራስበርግ ናይ ፈረንሳን ዲጂታላውን ስልጠና ምሃብ
ምኽኣል ምስታፍ 150 ሰዓታት ስልጠና ፈረንሳን ዲጂታላዊ ክእለት (ኮምፒተርን ስማርትፎንን) ኣብ ሊል መዓልታዊ ርእሰ-ምኽኣል
ምርካብ መሰላት ንምርካብን ኣብ ፈረንሳ ንምቕማጥን ወረቓቕትን መመልከቲታትን (መንበሪ ፍቓድ፣ CAF [ፋንድ ኣበል ስድራቤት]፣ መንበሪ ገዛ፣ ጥዕና፣ ግብሪ ወዘተ) ንምምላእ ብሕታዊ ሓገዝን ምኽርን እዩ ወዘተ ዝምልከት ።
ምምሃር ናይ ቋንቋ ፈረንሳ ኮርሳት ንናይ ምዝራብን ምጽሓፍን ክእለትካ ንምምሕያሽ። ምርካብ ብምምሕዳራዊ ኣገባባት ምድጋፍ፣ ኣብ ንጥፈታት ንምስታፍን ሓደስቲ ሰባት ንምርኻብን ዕድላት።
ምርካብ ኣፕሊኬሽን ኣድራሻታትን መብርህታትን ዘለዎ ናይ ሞባይል ኣፕሊኬሽን ብዛዕባ ሰነዳት፡ ጥዕና፡ ኣባይቲ፡ ኮርሳት ፈረንሳ...
ምርካብ መምርሒ፡ ሽምግልና፡ ማሕበራዊ፡ ሕጋውን ኣብ መንጎ ባህላውን ደገፍ፡ መሰላት፡ ሰነዳት፡ ምምሕዳራዊ ኣገባባት፡ መብርህታትን ብሕታዊ ምኽርን ምርካብ፡ ብቋንቋኹም ምዝራብ...
ምህላው ውጥን ሞያ፣ ስልጠና ኣብ ምርካብ ሓገዝ፣ ግዝያዊ ምደባ ስራሕ፣ ርጉእ ስራሕ፣ ደገፍ ምስ ምምሕዳራዊ ኣገባባትን ሞያዊ ውህደትን።
ምርካብ ኣገልግሎት ሓበሬታ ብዛዕባ መሰላት፡ ደገፍ ኣብ ምዕባለ ሞያ፡ ምሕጋዝ ክንክን ህጻናት፡ ምቅላስ ጾታ መሰረት ዝገበረን ጾታዊ ዓመጽን
ምኽኣል ሰብ ሞያ ካብ 16 ክሳብ 25 ዓመት ዝዕድሚኦም መንእሰያት ስደተኛታት ስልጠና፡ ስራሕ፡ መንበሪ፡ ወረቓቕቶም ንኽፍጽሙ፡ ንኽንቀሳቐሱ ይሕግዙ...
ምርካብ ርጉእ ስራሕ ንምርካብ ብሕታዊ ደገፍን መምርሕን፡ ምስ ክእለትካ ዝሰማማዕ ስራሕ፡ ከምኡ’ውን ዕዉት ማሕበራውን ሞያውን ውህደት፡ ርእሰ-ምሕደራ፡ ኣባይቲ...
ምርካብ ንደቂ 16-25 ዓመት ንASR (ናይ ጽርግያ ድሕነት ምስክር ወረቐት)፡ ምዝገባ ፈተና፡ ከምኡ’ውን ኣብ ኣገባባት ፍቓድ ኤኤምን ቢን ንምርካብ ዝሕግዝ ዓውደ።
ምኽኣል ክእለት ቋንቋ ንምምሕያሽ፡ ኣብ መዓልታዊ ህይወት ብዝበለጸ ንምርድዳእን ምስ ሕብረተሰብ ፈረንሳ ንምውህሃድን ኣብ ሰሙን
ምኻኣል ኣብ ፈረንሳ ብማሕበራውን ሞያውን ንምውህሃድ ፣ ሓገዝ ብሕታዊ ናይ ደገፍ መደብ፡ ንስራሕ ዝኸውን ናይ ፈረንሳ ኮርሳት፡ ባህላዊ ምውጻእን ካልእን መደባት ምስታፍ
ምርካብ ገዛ ክራት ፣ ንብረት ዘለዎ ክፍሊ ወይ ስቱድዮ ምክራይ፡ ምምሕዳራዊ ደገፍ፡ ከምኡ’ውን ሞያዊ ውህደት ምጣሕን
ምእንቲ ኣብ ኢንዱስትሪ ጽሬት ስራሕ ንምርካብን ምስ ሕብረተሰብ ፈረንሳ ንምውህሃድን ፈረንሳ ምምሃር ።
ምእንቲ ምድግጋፍ ኣብ ስደት ዝርከባ ደቂ ኣንስትዮ ክመሃራ፣ ክካፈላን ሞያዊ ፕሮጀክት ክሃንጻን ምድጋፍ
ንምስታፍ ፣ ንኣሽቱ ናይ ጉጅለ ክፍልታት፡ ናይ DELF ፈተና ናይ ምውሳድ ኣማራጺ፡ ሓገዝ ኣብ ምምሕዳራዊ ኣገባባት፡ምእንቲ ክትክእሉ ብድምር 198 ሰዓታት ዝካየስ ዝልጠና
ምርካብ ሓበሬታ ብዛባ ዳግማይ ክጥቀሙ ዝኽእሉ ንብረታት ንምእካብ፣ ንምፍላይን ንምዕሻግን ፕሮግራም ውህደት ስራሕ፣
ንምርካብ ሓፈሻዊ ሓገዝ ናይ ፡ ሓባራዊ መሰላት፡ ምምሕዳራዊ፡ ኣባይትን ስራሕን...ወዘተ ንምርካብ ክትክእሉ
ንምርካብ ሓፈሻዊ ሓገዝ ናይ ፡ ሓባራዊ መሰላት፡ ምምሕዳራዊ፡ ኣባይትን ስራሕን...ወዘተ ንምርካብ ክትክእሉ
ምኽኣል ኣብ ተፈጥሮኣዊ ቦታታት ኣብ ዝግበር ናይ ውህደት ፕሮጀክት ምክፋልን ብሕታዊ ደገፍ ምርካብን እዩ።
ምኽኣል ሓገዝ ፣ ሰብ ሞያ ካብ 18 ክሳብ 25 ዓመት ዝዕድሚኦም መንእሰያት ስደተኛታት ስልጠና፣ ስራሕ፣ መንበሪ ገዛ ወዘተ ክረኽቡ ይሕግዙ።
ምስኣል ብ ኢንተርኔት ወይ ኢ-ፎቶ ንወግዓዊ ሰነዳት ። ኣብ ኢንተርነት ንምስራሕን ንምጥቃምን ዝሕግዙ
ምኽፋት ኣብ ኣካውንት ብኸመይ ከም ዝከኣል Étrangers en France መንበሪ ፍቓድ፡ ምሕታት ዜግነት ወዘተ መስርሕ ወዘተ ምጽፋፍ ምእንቲ ክትክእሉ ዘኽእል)
ምጥላብ ፣ ሕጋዊ ሰነድ ንምጥላብ ንመርዓ ወይ ንምጽማድ ዝወሃብ ዝነበረ ሰነድ ተሪፉ እዩ እንተደኣኣ ስደተኛታት ኲይንኩም፣ ሰርቲኬት ኣየድልየኩም እዩ
ምጥላብ ን 5 ዓመት ዘግልግል ፓስፖርት ናብ ወጻኢ ክንገሸሉ ንኽእል ፓስፖርት(TVR, TIV, TVA) ዝበሃሉ ዓይነታት ንምርካብ ::
Comment demander votre titre de séjour sur le site Étrangers en France (ANEF) et le récupérer en préfecture.
ምሕዳስ ናይ መንበሪ ካርድ መንበሪ ካርድኹም ምውዳቑ ግዜ ወይ ካብ መዓላ ወጻኢ ዝኾነሉ እዋን እንተቐሪቡ ኣብ (ANEF) ንምሕዳስሱ ኣብ ኦን ላይን ሕተቱ ንምሕዳሱ!
ምዝገባ La CAF ኣብ ዝተፈላለየ ክፋል ናይ ህይወት ዘለዉ ሰባት ካብ ብመግስቲ ዝመቓራሕ ገንዘብ እዩ። ስለዚ ካብኡ ንኽንረብሕ ብኸመይ ክንምዝገብ ንኽእል ዝሕብር እዩ።