ምስኣል ብ ኢንተርኔት ወይ ኢ-ፎቶ e-photo
ምስኣል ብ ኢንተርኔት ወይ ኢ-ፎቶ ንወግዓዊ ሰነዳት ። ኣብ ኢንተርነት ንምስራሕን ንምጥቃምን ዝሕግዙ
République
Française
Réfugiés.info
ሓበሬታ ን ስደተኛታት ኣብ ፈረንሳ
ካብ መንጎ 1138 ፋይላት ናይ ምሕዳራትን ኣከባብያውያን ኣገልግሎት ዝሕብሩ ርኸቡ
ምስኣል ብ ኢንተርኔት ወይ ኢ-ፎቶ ንወግዓዊ ሰነዳት ። ኣብ ኢንተርነት ንምስራሕን ንምጥቃምን ዝሕግዙ
ንምጥርናፍ ስድራቤንት ናብ ሃገረ ፈረንሳ ብሓባር ናይ ምኺኣን ድሌት ኣለኩም እንተኾይኑ? እነሀልኩም ኣጋባቡ
ምጥላብ ን 5 ዓመት ዘግልግል ፓስፖርት ናብ ወጻኢ ክንገሸሉ ንኽእል ፓስፖርት(TVR, TIV, TVA) ዝበሃሉ ዓይነታት ንምርካብ ::
ምርካብ ህጹጽ መጽለሊ ምርካብ ህጹጽን ግዝያዊ መጽለሊ ብናጻ ንምርካብ ክትክእሉ ኢኹም
ምህላው ናይ ፈረንሳ እንተደኣ ናይ ቋንቋ ፈረንሳ ብቕዓትካ መርትዖ ዝኾነ ሰናድ ናይ (DELF, DALF, DILF, TCF, TEF...) ክህልወኩም ምስ እትደልዩ ዝጠቅም እዩ
ምርካብ ኣሲስታንስ ሶሻል ዝኾነ ዓይነት ምኽሪ ወይ ኣብ ዝኾነ ዓይነት መዳይ ምስላጥ ናይ ቤት ጽሕፈታት ክሕግዝኹም ይኽእሉ ::
ወግዓዊ ሰነድ ናይ ካልእ ቋንቋ ፣ ናብ ፈረንሳ ንምትጓም ምስ እትደልዩ ፣ ብኸመይ ናይ ዝቐርበኩም ኣድራሻ ንምኻድ ዝሕብር ኣገልግሎት እዩ።
ምርካብ ተረኛ ፋርማሲ፣ ናይ ምሸት ለይቲ: ሰንበትን: ኣብ እዋን በዓላትን ክፉት ዝኾነ ፋርማሲ ምርካብ
ብኸመይ ቴምፕር ናይ 'ፊስካል' ከምዝግዛእ ንክትፈልጡ ምእንቲ፣ ንዝተወሰኑ ዶክሜንታት ዝጠቅም ወግዓዊ ቴምፕር እዩ ።
ምምላስ ናብ መበቆም "ውሑስ ኣካይዳ" ብኸመይ ከም እትረክብ ፍለጥ፣ ናብ መበቆል ሃገርካ ክትገይሽ ዘኽእለካ ሰነድ።
ምምላስ ናብ ኣፍራ ዝለኣኽኩሞ ኦርጅናል ሰነዳትኩም l'OFPRA ከም ዝምለስ ክትገብሩ ትኽእሉ መገዲ ዝሕብር እዩ።
ምምልካት መንበሪ ገዛ ንምርካብ ካፍ ፣ኩነታትኩም ንመሕደሪኻ ንምኽፋል ሓገዝ (APL, ALF, ALS) ክህብ ይኽእል እዩ።
ምርካብ እንተደኣ ስንክልና ኣጋጢሙ ክህሉ ዘለዎ ኣበልን ተጠቀምቲ ንምርካብ MDPH ፋይል ብኸመይ ከም እትሰርሕ ፍለጡ።
ንምስታፍ ኣብ ወለንታዊ ኣገልግሎትንዝነበረኩምሓድሽ ናይ ስራሕ ተመኩሮታት ብጥራይን ትክእሉ
ምእንቲ ካብ ኦፍፕራ ወይ ካብ ኣዳራሽ ከተማኹም መጽሓፍ መዝገብ ስድራቤት እትረኽቡሉ ጉዳያት ፍለጡ
ምርካብ ሓገዝ ፣ ብምኻድ ናብ ክንክን ጥዕና ማእከል ሕክ(CMP) ምስ ሰብ ሞያ ኪኢላታት ክንክን ጥዕናን ናይ ምኽሪ ሓደ መደብ ብምጥቃም ካብ ስነኣእምሮኣዊ ጸገማት ምፍዋስ ::
ምስ ኦፍፕራ ዝተሓተተ ናይ ስድራቤት መወከሲ ወረቐት (FFR) ዘሎ ሓበሬታ ብግቡእ ከም እትጽሕፍዎም ምርዳእ ንኽትክእሉ ዝዓለመ።
ምርካብ CROUS ገንዘባዊ ሓገዝ ምሕታት: ኣብ ማሕበራዊ መዐቀኒታት ዝተመርኮሰ ስኮላርሺፕ (BCS) ወይ ናይ ASAA ኣበል ንምቕባል ።
ምሕባር ኩነታትኩም ን l'OFPRA እንተደኣ ቁጽሪ ቴለፎን ፣ ኣድራሻን ፣ ኢመይልን ቦታን እንቀይርኩም እትሕብሩ፣
ምርካብ ንሕጋዊ መዳይ ዘገልግል ሓገዝ ጠ (ጠበቓ ወዘተ) እንተደኣ ትሑት ኣታዊ ዘለዎም ሰባት ኦይንኩም
ማእከል ምክልኻል ብ ጾታ ዝመሓላለፉ ሓማማት ፣ ንምግታእ እዞም ሕማማት ን ምክልኻልን ፣ ምፍዋስን ዝዓለም እዩ
ምግባር ደሃይ ኣብ መላእ ዓለም ዘለዉ ቤተሰብኩም ብ"Rétablissement des liens familiaux"ምዝተፈላለየ ምኽንያት ደሃይ ዘጥፍኡ ቤተሰብ ምርኻብ