Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.
ኣካላትቤት ጽሕፈታትምፍላጥ ሕግን መሰላተይትን ከምዝኽበር ምግባሩን፣ ምጥላብ ንሕጋዊ መዳይ ቤትፍርዲ ዝተኣሳሰር ሓገዝ

ምጥላብ ንሕጋዊ መዳይ ቤትፍርዲ ዝተኣሳሰር ሓገዝ

Comité de la Démarche Accessibleኣዳላዊ Comité de la Démarche Accessible ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 2 mois

ሕጋዊ ስጉምቲ ትወስዱ ወይ ሕጋዊ መስርሕ (ፍትሕ፡ ጎንጺ፡ ፍርዲ፡ ናብ ሃገራዊ ቤት ፍርዲ ዑቕባ (CNDA) ይግባይ...) እምበኣርከስ እዚኢታት ንምፍጻም እንተተዳሊኹም፣ እሞ ጠበቓ ዘድልየካ ግን ከኣ ክትከፍል እንተዘይክኢልኩም፡ ሕጋዊ ሓገዝ ምሕታት ይከኣል እዩ።

እዚ ዝምልከት ድማ ፣ ንትሑት እቶት ንዘለዎም ሰባት ካብ መንግስቲ ዝመጽእ ገንዘባዊ ደገፍ እዩ። መንግስቲ ንኹሉ ወይ ገለ ክፋል ናይቲ ሕጋዊ ወጻኢታት ይኸፍል (ንኣብነት: ክፍሊት ጠበቓ)።

ምፍላጡ ዘገድስ ሕጋዊ ሓገዝ ክትሓትት ትኽእ ኢኹም፤ ሕጋዊ ሓገዝ ክትሓቱ ትኽእሉ ኢኹም፤ -እዚ ድማ ዘጠቓልሎ ኣብ ናይ ግዜ ገደብ ዝጸንሓሉ እዋን ቅድሚ ወይ ኣብ እዋን ሕጋዊ መስርሕ ዝምልከት እዩ - ወይ ድሕሪ ፍርዲ፡ ውሳነ ቤት ፍርዲ ንምትግባር (ንምትግባር)።

ጠበቓ ንምርካብ: 

  • እዚ ማለት ድሮ ጠበቓ ትፈልጥ እንተኾንኩም ብቐጥታ ክትረኽቦም ትኽእሉ ኢኹም። እቲ ጠበቓ ክሕግዘኩም ክሰማማዕ ይኽእል ወይ ኣይክእልን እዩ።
  • ሓደ እንተዘይረኺብ ጠበቓ ክምደበልኩም ነዚ ዝስዕብ ምስዓብ ኣገዳሲ እዩ።

ኣብ ዝተወሰኑ ኩነታት (ንኣብነት ኣብ ገበናዊ ቤት ፍርዲ tribunal pénal ወይ ንሓደ ቆልዓ ንምክልኻል) ጠበቓ ብቀጥታ ይምደብ። እዚ ድማ ብቤት ፍርዲ ዝተመዘዘ ጠበቓ commis d’office ይበሃል

ምፍላጡ ዘገድስ! ሕጋዊ ሓገዝ ዝኾነ ክትከፍሎ ክትእዘዝ እትኽእል ገንዘብ ኣይከፍልን እዩ (ንኣብነት: መቕጻዕቲ ወይ ዕንወት)።

ከመይ ንገብሮ?

ሕጋዊ ሓገዝ ክትሓቱ ትኽእል እንተድኣ ኮይንኩም፤

  • ኣብ ዓመት ንልዕሊ 6 ኣዋርሕ ኣብ ፈረንሳ ነበርቲ ሟንኩም ምርግጋጽ፣ ዋላ ብዘይ ከርድ ሰጁኽዝወደቐ ኣገልግሎቱ
  • እንተደኣ ምስ ባንክኻ ወይ መድሕንካ ንሕጋዊ ወጻኢታት ዝሽፍን መድሕን የብልካኩ ምዃኑ ምርግጋጽ (ንኣብነት ውዕል መድሕን ገዛ)
  • መወከሲ ግብሪ ኣታዊኹም (ኣብ ናይ ግብሪ ምልክታኻ ዝተጻሕፈ) ከምኡ’ውን ዋጋ ንብረትኩም (ኣብ ናይ ሕሳብካ ዘሎ ገንዘብ፡ ንብረት ወዘተ argent sur votre livret A, biens immobiliers…) ካብዚኦም ኣይሓልፍን እዩ። inférieurs à certains plafonds
እቲ simulateur ከከም ኩነታትኩም ሕጋዊ ሓገዝ እንተሃልዩ ክትፈልጡ የኽእለኩም እዩ። ነቲ ሓበሬታ ምልኣዮ፣ ኣብ መወዳእታ “vous seriez éligible” ” እንተተራእዩ፣ ንሕጋዊ ሓገዝ ከተመልክት ትኽእል ኢኻ።

ኣዝዩ ኣገዳሲ ሓበሬታ ! ናብ ሃገራዊ ቤት ፍርዲ ሕጊ ዑቕባ Cour nationale du droit d’asile (CNDA) (CNDA) ይግባይ ንምቕራብ ሕጋዊ ሓገዝ እንተድኣ ኣድልዩካ ቅድመ ኩነት የለን (ናይ ጸጋታትኩም ስሌት የለን: ብቐጥታ ከተመልክት ትኽእል ኢኻ፣ ኣብ ታሕቲ ዘሎ ስጉምቲ ርአዩ)።

ከከም ኩነታትኩም ሕጋዊ ሓገዝ ክትሓትት ትኽእል ኢኹም፤

  • ኣብ ኢንተርኔት ብቀጥታ ኣብዚ ኣለኩምsur le site de l'aide juridictionnelle
  • ወይ እዚ ቀጥዒ Cerfa n°16146*03.
  • መስርሕ ሕቶኹም ምቕራብ ኣብቲ ጉዳይ ዝረኣየሉ ቤት ፍርዲ ይምርኮስ ምንባብ ቀጽሉ እሞ ምሉእ ሕእበሬታ ክህልወኩም እዩ ።
ኣገዳሲ
ንኣብነት ኣብ ቅድሚ ቤት ምኽሪ ሃገር፣ Conseil d'État, la Cour de cassation ቤት ፍርዲ ካሳሽንን ሃገራዊ ቤት ፍርዲ ዑቕባን (CNDA) ወይ ምምሕዳራዊ ቤት ፍርዲ ንዝቐርብ መስርሕ ሕጋዊ ሓገዝ ሕቶታት ኣብ መርበብ ሓበሬታ ሕጋዊ ሓገዝ ክቐርብ ኣይኽእልን

ብ ኢንተርኔት ጠለብ ግበሩ

ኩነታትኩም እንተፈቒዱ፡ ነቲ ሕቶ ብቐጥታ ኣብእዚ ብምኻድ ተወከሱ...le site de l'aide juridictionnelle.

ኣስተውዕል፣ ኣብዚ መርበብ ሓበሬታ ዘሎ መስርሕ ንምዝዛም፣ ኣካውንት FranceConnect ክህልወኩም ኣለዎ
> ንዝያዳ ሓበሬታ Réfugiés.info : "Utiliser FranceConnect pour se connecter à un site internet"

ወይ ኣብ እቶ formulaire Cerfa ዝበሃል ቅጥዒ ምልእዎ

እዚ ብምግባር z :

  • ኣብ ኢንተርኔት ምልእዎ r internet ፎርሙላ Cerfa n°16146*03. ዋውንሎድ ብምግባር ፕሪንት ግበሩ
  • ዋንሎድ ንምግባር formulaire vierge ምእንቲ ፕሪንት ክትገብርዎም ክትመልእዎን ክትክእሉ
ምፍላጡ ዘገድስ ቅቅድሚ እዚ ፎርሙላ እዚ ምምላእ፣ እዚ ከተንብዎ ትኽእሉ ኢኹም ብዛዕብኡ ዝምልከት cette notice explicative.

ነቲ ቅጥዒ ንምምላእ ሓገዝ እንተደሊኹም

እዚ ንምግባር ይከኣል :

  • ናብ እዚ ቁጽሪ ደውሉ 3039 (ነጻ መስመር)
  • ብኣካል ኣብ ሓደ ኣብ ኣከቢኹም ዝርከብ Point-justice ዝበሃል፣ብምኻድ ብኸመይ ፍትሒ ንምርካብ ከም እትሕገዙ ሕተቱ -ወይ ኣብዚ ጠውቑ sur ce site :
    • ኣብቲ ናይ ምድላይ መስመር ከተማኹም ብኣውራጃ ወይ ፖስታ ኮድ ኣእትዉ
    • ኣብቲ "Rechercher" ዝብል ጠውቑ

ብኢንተርነት እንተዘይ ኣመልኪትኩም፡ ፋይልኩም (ቅጥዕ + ሰነዳት) ብዝተመዝገበ ደብዳበ ምስ ቅብሊት ኣፍልጦ (AR) ናብቲ ጉዳይኩም ዝከታተል ቤት ጽሕፈት ሕጋዊ ሓገዝ ክትሰዱ ኣለኩም።

ቅድሚ ምልኣኽካ ቅዳሕ ናይቲ ደብዳበ ምግባር ይምከር ፣ መዝገብ ንምሓዝ።

ሃገራዊ ቤት ፍርዲ ሕጊ ዑቕባ (CNDA) እንተኾይኑ

ንውሳነ ኦፍፕራ ንምቅዋም፡l'OFPRA ርኸቡ፤

ቤት ፍርዲ ምኽሳስ ኣድራሻ Cour nationale du droit d’asile
Monsieur le président de la Cour
35, rue Cuvier
93100 Montreuil

ኣዝዩ ኣገዳሲ ሓበሬታ እቲ ሕቶ ካብ መልሲ ኦፍፕራ ኣብ ውሽጢ 15 መዓልታት ክለኣኸልኩም ኣለዎ ።


ቀዳማይ ደረጃ ሲቪላዊ ቤት ፍርዲ ይኹን ይግባይ ቤት ፍርዲ

ንኣብነት ኣብ መንጎ ውልቀ ሰባት (ውልቀሰባት፣ ትካላት ንግዲ) ንዝፍጠር ዘይምርድዳእ ፍርዳዊ ቤት ፍርዲ፣ ኢንዱስትርያዊ ቤት ፍርዲ፣ ንግዳዊ ቤት ፍርዲ ወዘተ።

እቶም ኣድራሻታት ኣብዚ ኣለዉ ።

ቤት ፍርዲ ካሳሽን cassation እንተኾይኑ

ኣብ ኣተገባብራ ሕግታት ንዝፍጠር ክርክር።

ቤት ፍርዲ ምኽሳስ ኣድራሻ
Cour de cassation
Bureau d'aide juridictionnelle
5 quai de l’Horloge
TSA 70660
75055 PARIS CEDEX 01

ኣብዚ ብቐጥታ ኣብ መርበብ ሓበሬታ ቤት ፍርዲ ካሳሽን ሕጋዊ ሓገዝ ምሕታት ’ ውን ይከኣል ’ ዩ ።

ቤት ምኽሪ መንግስቲ እንተኾይኑ

ኣብ ልዕሊ ሓደ ምምሕዳር ወይ ህዝባዊ ኣገልግሎት ንዝፍጠር ክርክር።

ቤት ምኽሪ መንግስቲ ኣድራሻ
Conseil d'État
Bureau d’aide juridictionnelle
1, place du Palais-Royal
75100 Paris cedex 01

ነቲ ፋይል ብኢመይል ምስቲ ሰነዳት ብፒዲኤፍ ክትሰዶ እውን ይከኣል እዩ: baj@conseil-etat.fr
ኩሉ ኣብዚ ተገሊጹ ኣሎ ።

> ኣብ Réfugiés.info ዝብል ናይ ሓቂ ወረቐት ኣንብብ ፡ "ንሓደ ሰነድ ስካን ግበሮ"።

ናይዚኦም ፎቶኮፒ ክግበር ኣለዎ ሰነዳት፤

  • መንነትካ ዘረጋግጽ ሰነድ ( ስምን ስእልን)
  • ትሕቲ 3 ወርሒ ዝኾነ ኣድራሻ መርትዖ (ቅብሊት ክራይ፣ ምስክር ወረቐት መንበሪ፣ ሕሳብ ኤሌክትሪክ ወዘተ)
  • ሓደ ናይ ዘይምድጋፍ ምስክር ወረቐት ብናይ መድሕንካ ትካል
  • ቆልዑ እንተሃልዮኩም: መጽሓፍ መዝገብ ስድራቤት le livret de famille
  • እቲ OFPRA ዝሃቦ መልሲ ብዛዕባ ሕቶ ዑቕባኻ (ኣብ ቅድሚ CNDA ይግባይ ንምቕራብ ሕጋዊ ሓገዝ ትሓትት እንተኾንካ፡ ነዞም ኣብ ታሕቲ ዘለዉ ካልኦት ሰነዳት ምልኣኽ ኣየድልን)
  • ኣብ ቀረባ እዋን ዝሃብካዮ ናይ avis d’imposition ግብሪ ምልክታ
  • ንዝሓለፉ 6 ኣዋርሕ ግብሪ ዝኽፈል ኣታዊኻ መርትዖ (ንኣብነት፡ መግለጺታት ፈረንሳ ትራቫይል፡ መግለጺታት ካብ መባእታዊ መድሕን ጥዕና ፈንድ (CPAM)፡ ኣታዊኻ ዝሕብር ምስክር ወረቐት ካብ ኣስራሒኻ ወዘተ)
  • ሰነዳት ብዛዕባ ሕጋዊ ኩነታትኩም (ንመስማዕ ጻውዒት ወዘተ)
ኣዝዩ ዘገድስ ሓበሬታ ከከም ኩነታትኩም ካልእ ሰነዳት ከድሊ ይኽእል እዩ ስለዚ ። ኩሉ ኣብ ገጽ 4ን 5ን ናይቲ መምርሒ notice.ተገሊጹ ኣሎ ።

ብድሕሪኡ’ከ ?

እንተደኣ ሓደ ጠለብ ኣብ እዚ ወብሳይት ጠሊብኩም ኮይንኩም sur le site de l'aide juridictionnelle avec votre compte FranceConnect, ኣብኡ ኣቲኹም እቲ ዝስዕብ ደረጃታት ተኸታተሉ

እንተዘይኮይኑ ግን ፡ እቲ ውሳነ ብፖስታን/ወይ ብኢመይልን ምስ ምቕባልኩም ኣፍልጦ ክትረኽቡ ኢኹም።



ኣዝዩ ኣገዳሲ ሓበሬታ ! ሕጋዊ ሓገዝ ክኸውን ይኽእል እዩ።
- ምሉእ ብምሉእ ተቐባልነት ዘለዎ (ኩሉ ክፍሊትኩም ንምኽፋል)
- ወይ ንግዚኡ (ናይ መወዳእታ ውሳነ ክሳብ ዝወሃቦ)
- ወይ ብኸፊል (ገለ ክፋል ናይቲ ክፍሊት ንምኽፋል)
- ወይ ተነጺጉ።ሕጋዊ ሓገዝ ክኸውን ይኽእል እዩ።

ኣሉታዊ መልሲ እንተመጺኡኩም (ናይ ሕጊ ሓገዝ ሕቶኻ ተነጺጉ ወይ ከፊላዊ ሕጋዊ ሓገዝ እንተሃልዩካ) ነቲ ውሳነ ክትቃወሞ ትኽእል ኢኻ (ኣይሰማማዕን ኢኻ በል)።

ጠበቓ ሓገዝ ክትሓትት ትኽእል ኢኻ። ምኽንያት ናይቲ ኣሉታዊ ምላሽ ንምርዳእን ይግባይኩም ምንዳፍን ክሕግዙኻ ይኽእሉ። consulter gratuitement un avocat en cliquant ici.

ኣዝዩ ምፍላጡ ዘገድስ
ይግባይ ንምቕራብ ዝፍቀድ እዋን ሓጺር እዩ ኣዝዩ ሓጺር እዩ :
- ብሓፈሻ 15 መዓልታት  
- 8 መዓልታት እንተደኣ ኣብ CNDA እትነብሩ ይንኩም ናይ ሕጊ ምርካብ መስርሕ ከተምልክቱ ትኽእሉ ኢኹም

1. ኣብቲ ደብዳበ ንምንታይ ከም ዘይትሰማምዑ ምኽንያትኩም ክትገልጹን ክትከፍሉ እዚ ሕጋዊ ሓገዝ ከም ዘድልየኩም ከተርእዩን ኣለኩም።
ንኣብነት: ኣብ ገዛኻ ወይ ኣብ ጸጋታትካ ብዝሒ ሰባት ጌጋ ኣሎ።

2. ብድሕሪኡ ነቲ ደብዳበ + ቅዳሕ ናይቲ ውሳነ + ደገፍቲ ሰነዳት ናብቲ ውሳነ ዝወሰደ ቤት ጽሕፈት ሕጋዊ ሓገዝ ክትሰድድ ኣለካ፣ au bureau d’aide juridictionnelle ብዝተመዝገበ ፖስታ ምስ ምቕባል ኣፍልጦ (AR)። እዚ ቤት ጽሕፈት እዚ ይግባይ ናብቲ ጉዳይካ ዝሕዝ ቤት ፍርዲ ወይ ቤት ፍርዲ ይሰዶ።

3. እቲ ውሳነ ብፖስታ ክትቅበሉ ኢኹም።

4. በዚ ሓድሽ ውሳነ እንተዘይተሰማሚዕኩም ድሕሪኡ ይግባይ ክትብሉ ኣይትኽእሉን ኢኹም። እዚ ካልኣይ ውሳነ ናይ መወዳእታ እዩ።

ጉዳይኩም ብናይ ምምሕዳራዊ ቤት ፍርዲ፣ ምምሕዳራዊ ቤት ፍርዲ ወይ ብቤት ምኽሪ ሃገር ዝረአ እንተኾይኑ ይግባይ ክትብል ትኽእል ኢኻ። sur ce site en cliquant sur Télérecours citoyens.

ድሕሪኡ ተቐባልነት ዝረኸበ ሓገዝ ክስሓብ (ክድምሰስ) ይኽእል እዩ፣ ብሓያሎ ምኽንያታት።

ምስሓብ ሕጋዊ ሓገዝ፤

  • ድምርኩሉ ናይ ቤት ፍርዲ ወጻኢታት (ዝተሓድገካ ወይ ብመንግስቲ ዝተኸፍለ) ክትከፍል ወይ ክትመልሱ ኣለኩም
  • ከፊላዊ . ካብቲ ናይ ቤት ፍርዲ ወጻኢታት ንገለ ክፋል ጥራይ ክትከፍል ወይ ክትመልስ ኣለካ ።

ኩሉ ኣብዚ ብምጥዋቕ ክትገብርዎ ትኽእሉኢኹምici.ብምጥዋቕ ይግለጽ ።

15 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

claudia mclaudia mምምሕዳር
xavidumxavidumምምሕዳር
a mugniera mugnierምምሕዳር
andressa bittencourtandressa bittencourtምምሕዳር
diplosamdiplosamተርጓሚ/ሚት
yassin bazzaziyassin bazzaziተርጓሚ/ሚት
omar kokachomar kokachተርጓሚ/ሚት
noornoorተርጓሚ/ሚት
rohullah expertrohullah expertተርጓሚ/ሚት
olga b.olga b.ተርጓሚ/ሚት
etienne develayetienne develayተርጓሚ/ሚት
kim.delaunaykim.delaunayተርጓሚ/ሚት
niknameniknameተርጓሚ/ሚት
marianneukrainemarianneukraineተርጓሚ/ሚት
tania ktania kተርጓሚ/ሚት

Liens utiles