መስርሕ ምምላስ ናብ ኦፍራl’Ofpra ዝተሰደደ ሰነዳት
ኣዳላዊ Ofpra ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 16 joursኣብ እዋን ሕቶ ዑቕባ፡ ናይ Ofpra ተነባቢን ምሉእን ቅዳሓት ናይ መንነትካ፡ ሲቪላዊ ኩነታትካ (ናይ ልደት ምስክር ወረቐት፡ ናይ መርዓ ምስክር ወረቐት) ከምኡ’ውን ናይ ጉዕዞ (ፓስፖርት) ሰነዳት ካብ መበቆል ሃገርካ፡ እንተሃልዩካ ክትሰድድ ኣለካ።
ኦፍፕራ ውሳነ ምስ ሃበ ነዞም ቅዳሓት ናይቶም ሰነዳት ክትረኽቦም ኣይትኽእልን ኢኻ።
ናይ ዑቕባ ሕቶኹም ተቐባልነት እንተረኺቡ፡ ናይ ስደተኛ ደረጃ፡ ሃገር ኣልቦነት ወይ ናይ ንኡስ ሓለዋ ይወሃበካ። ብድሕሪኡ ቤት ጽሕፈት ሓለዋ ስደተኛታትን ሃገር ዘይብሎም ሰባትን ቋንቋ ፈረንሳ L’Ofpra ናይ ሓለዋኹም ሓላፍነት ክወስድን ናይ ሲቪላዊ ኩነታትኩም ሰነዳት ከውጽእን እዩ። ፓስፖርትኹም ምጥቃምን ናብ መበቆል ሃገርካ ዘይምምላስን ክኽልከል እዩ።
ምፍላጡ ኣገዳሲ!
ካብ 1 መጋቢት 2026 ጀሚሩ ቤት ጽሕፈት ሓለዋ ስደተኛታትን ሃገር ዘይብሎም ሰባትን ፈረንሳ (OFPRA) ካብ መበቆል ሃገርካ ዝመጽእ ኦርጅናል መንነት፡ ሲቪላዊ ኩነታትን መገሻ ሰነዳትን ኣይቅበልን እዩ። ኦርጅናል ናብ ኦፍፕራ ምልኣኽ ኣየድልየካን እዩ፣ ኣብ ምሉእ መስርሕ ቅዳሓት ጥራይ እዩ።
እንተድኣ ሰነዳትኩም ቅድሚ 1 መጋቢት 2026 ተዓቂቦም እንተኾይኖም፡ ኣብ ክልተ ኩነታት ኦርጅናል ሰነዳትኩም ክትወስዱ ክትሓቱ ትኽእሉ ኢኹም፤
- እንተደኣ ናይ ፈረንሳ ዜግነት ሒዝኩም እሞ፣ ብዛዕባ ናይ d’état civil ማለት ኩሉ፣ ዲክመንትኹም ናይ ምቕራብሓላፍነት ወሲዳ
- እንተደኣ ነቲ ናይ ዑቕባ መሰል ስደተኛ ብገዛእ ርእስኹም ራሕሪሕኩሞ። እሞ እታ መበቆል
ዓድኹም ናይ ኩልሉ ዶክመንትኹም ናይ ምቕራብ ሓላፍነት ወሲዳ ። - > ንዝያዳ ሓበሬታ ኣብ Réfugiés.info "Demander la nationalité française" ከምኡውን "Renoncer au statut de réfugié"ተወከሱ።
ከመይ ንገብሮ?
ብድሕሪኡ’ከ ?
15 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
xavidumምምሕዳር
a mugnierምምሕዳር
utilisateur_72712685ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
hichamተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት
diplosamተርጓሚ/ሚት
basheer al ghothaniተርጓሚ/ሚት
rohullah expertተርጓሚ/ሚት
olga b.ተርጓሚ/ሚት
niknameተርጓሚ/ሚት
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
anastasiaተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
modernisation_protectionኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
cm_ofpraኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ