ምግዛእ ናይ ቴምፕር ፊስካል ዝበሃል ቴምብር
ኣዳላዊ Comité de la Démarche Accessible ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 2 ansምእንቲ ተጠቀምቲ ናይ ኣመንግስታዊ ምምሕዳር መሰላትኩም ተጠቀምቲ ንኽትኮኑ ፣ ዝኽፈል ቴምብር ንምርካብ ዘኽእል ክፍሊት ፣ ናይ ግብሪ: ወይ 'ሌዛምፖ' ከም ዝተኸፍለ፣ ናይ ምምሕዳር ነገራት ምስክር ሰነድ እዩ ። ከም'እውን፣ ገለ ኣገደስቲ ወግዓውያን ዶክሜንታት ንምሓዝ ከም እኒ (ታሴራ፣ ናይ ነዊሕ እዋን ቪዛ፣ ናይ መንበሪ ካርድ፣ ናይ ጉዕዞ ካርድ ወይ ፓስፖርት... ወዘተ ) ዝኣመሰሉ ነገራት ይጠቅም።
ኣብ ውሽጢ ፈረንሳ፣ ቴምብር ፊስካል ብፍላይ "dématérialisée" ብ ኢንተርኔት (= électronique)፣ ኣብ bureau de tabac.ተባሃሉ ዝፍለጥ ድኳን እዩ ዝግዛእ ።
ኣብ እቲ 'ደፓርትመንት ኦትሜኽ ' d’Outre-Mer, 'ስግር ባሕሪ ' ዝበሃል ክፋል ናይ ፈረንሳ ምምሕዳር፣ ወረቃታዊ ቴምብር ጌና ኣብ ዕዳጋ ይርከብ እዩ።.
ምፍላጡ ዘገድስ
እቲ እትገዝእዎ ቴምብር፣ ብመሰረት ኣገባባት ድማ ማሕተም ግብሪ ኣብቲ ፋይል ከተእትዎ ኣለካ። ኣብ ከምዚ ኩነታት፡ ኩሎም ካልኦት ኣብቲ ፋይል ዘለዉ ሰነዳት ድሉዋት ምስ ዝኾኑ፡ ማሕተም ግብሪ ምግዛእ ይግባእ።
ምኽንያቱ ንኻልእ ኣገባባት ድማ ነቲ ዝተሓተተ ሰነድ ዘሎ ማሕተም ናይ ብግቡእ ከም ዝገዛእኩም ኣረግግጹ።
እቲ እትገዝእዎ ቴምብር፣ ብመሰረት ኣገባባት ድማ ማሕተም ግብሪ ኣብቲ ፋይል ከተእትዎ ኣለካ። ኣብ ከምዚ ኩነታት፡ ኩሎም ካልኦት ኣብቲ ፋይል ዘለዉ ሰነዳት ድሉዋት ምስ ዝኾኑ፡ ማሕተም ግብሪ ምግዛእ ይግባእ።
ምኽንያቱ ንኻልእ ኣገባባት ድማ ነቲ ዝተሓተተ ሰነድ ዘሎ ማሕተም ናይ ብግቡእ ከም ዝገዛእኩም ኣረግግጹ።
በዚ ክልተ ኣገባባት ክትገዝኡ ትኽእሉ ኢኹም
- ብ ኢንተርነት ዝግዛእ ቴምፕር፣ ካብቲ ዝተገዝኣሉ ኣዋን፣ 12 ኣዋርሕ የገልግል
- ካብ ዝተገዝኣሉ ኣብ ውሽጢ 18 ኣዋርሕ ድማ ክምለስ ይከኣል እዩ።
ማሕተም ግብሪ ከም ካርዲ ን ሓደ ሰብ ጥራይ ዘገልግል ኣይኮነን። እዚ ማለት ማለት ስም ናይቲ ዝጥቀመሉ ሰብ የለን። እቲ ማሕተም ዝገዝእ ሰብ ካብቲ ዘድልዮ ሰብ ዝተፈልየ ክኸውን ይኽእል እዩ።
ከመይ ንገብሮ?
ብድሕሪኡ’ከ ?
11 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
a mugnier
noorተርጓሚ/ሚት
diplosamተርጓሚ/ሚት
olga b.ተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
anastasiaተርጓሚ/ሚት
rohullah expertተርጓሚ/ሚት