ምሕባር ሓፈሻዊ ኩነታት ኣድራሻኹም ን OFPRA
ኣዳላዊ Ofpra ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 2 ansናይ ፖስታ ኣድራሻኻ፡ ቁጽሪ ተሌፎንካ፡ ወይ ኢመይል ኣድራሻኻ እንተቐይርካኣድራሻታት ናይ ጶስጣ፣ ቁጽሪ ቴለፎንን ,ወይ ኢመይልን dresse mail (ዝርዝር ርክብ ንዓኻ ክረኽበካ)፡ ንOFPRA ክትሕብርን ሓድሽ ዝርዝር ርክብካ ክትሰድድን ኣለካ።
በዚ ድማ ኦፍራ l’OFPRAናብቲ ሓድሽ ኣድራሻ ን ኣብነት ናይ ዕለተ ልደት ወረቓቕቲን ካልእን ምእንቲ ክንሰደልኩም ንኽእል ።
> ንዝያዳ ሓበሬታ "Demander un acte de naissance" ን "Demander un acte de mariage"
ምፍላጡ ዘገድስ!
ኣገዳሲ!
ነዚ ን ኽትገብሩ ሓደ ናይ ኦፍራ ቁጽሪ ክህልወኩም ይግባእ OFPRA eምእንቲ ን ኦፍራ ብዛዕባ ጉዳይኩም ክትሕብሩ፣
ነዚ ን ኽትገብሩ ሓደ ናይ ኦፍራ ቁጽሪ ክህልወኩም ይግባእ OFPRA eምእንቲ ን ኦፍራ ብዛዕባ ጉዳይኩም ክትሕብሩ፣
ከመይ ንገብሮ?
ብድሕሪኡ’ከ ?
16 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
a mugnier
claudia m
andressa bittencourt
diplosamተርጓሚ/ሚት
omar kokachተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት
rohullah expertተርጓሚ/ሚት
olga b.ተርጓሚ/ሚት
marina bondarenkoተርጓሚ/ሚት
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
anastasiaተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት