{{ሓጺር}} ፋይላት ንእትደልይዎ ፈትሹ
ድሉዋት ፋይላት
31ድሉዋት ፋይላት
31
ኣብ ማዕላታዊ ናብራ ሓገዝ ናይ ምስናይ ምርካብ
ብሓባር ምዕያይ ፣ ምስ ካልእ ሰብ ምርኻብ ኣብ ከተማ ዲጆን ኣብ ናይ ባህሊ ስፖርት ኣብ መዓልታዊ ናብራ ናይ ምስታፍ ዕድል ይፈጥር ::
ብነጻ
ኣብ መንጎ {{min ዝተሓተ}} ን {{max ዝለዓለን}} ዘሎ {{unit መዐቐኒ}}
ባህላዊን ናይ ምዝንጋዕን ንጥፈታት
ስድራ-ቤት

ኣብ ከተማ ዲጆን ቃንቃ ፈረንሳይ ምምሃር
ኣብ ከተማ ዲጆን ንቃንቃ ፈረንሳይ ንምምሃር ኣብ ንጥፈታት ምስታፍ ከምኡ`ውን ኣብ ከባቢና ዘሎ ዝያዳ ብዝበለጸ ምርዳኣን፤፣
ብነጻ
ኣብ መንጎ {{min ዝተሓተ}} ን {{max ዝለዓለን}} ዘሎ {{unit መዐቐኒ}}
ፈረንሳይ
ባህላዊን ናይ ምዝንጋዕን ንጥፈታት

ኣብ ናይ ባህሊ ንጥፈታት ምስታፍ
ኣብ ናይ ባህሊ ንጥፈታት ኣብ ከተማ Rennes!ሬን ምስታፍ
ብነጻ
ባህላዊን ናይ ምዝንጋዕን ንጥፈታት
ምምሃር ቋንቋ ፈረንሳን ኣብ ንጥፈታት ንምስታፍን ።
ኣብ ትምህርቲ ፈረንሳን ባህላዊ ንጥፈታትን ደረጃ ቋንቋኻ ንምምሕያሽ ግበሩ
8€ ሓንሳብ
ትኽኽል 10 ወርሒ
ፈረንሳይ
ባህላዊን ናይ ምዝንጋዕን ንጥፈታት
ስድራ-ቤት

ኣብ ዩኒቨርሲቲ Lorient ou Vannes ቋንቋ ፈረንሳ ተማሃሩ
ኣብቲ ኣብ ኣብ ፈረንሳ ትምህርቲ ንምጅማር ወይ ዳግማይ ንምጅማር ናይ ዩኒቨርሲቲ ዲግሪ ምርካብ ይከኣልምዃኑ ንምሕባር።
ብነጻ
ምምሃር
ፈረንሳይ
ባህላዊን ናይ ምዝንጋዕን ንጥፈታት

ምርካብ ሓገዝን ደገፍን
AFUCA ኣፉካ ንማሕበረሰብ ዩክሬን ኣብ ደቡብ ፈረንሳ ኣብ ሓደ ዘራኽብ እዩ።
ብነጻ
ስድራ-ቤት
ባህላዊን ናይ ምዝንጋዕን ንጥፈታት
ቤት ጽሕፈታት

ኣብ ዩኒቨርሲቲ Tours ቱርስ ቋንቋ ፈረንሳ ተማሃሩ
ምእንቲ ኣብ ኣብ ፈረንሳ ትምህርቲ ንምጅማር ወይ ዳግማይ ክትክእሉ ንምጅማር ናይ ዩኒቨርሲቲ ዲግሪ ምርካብ ይከኣል ምዃኑ ንምሕባር።
1200€ ኣብ ሰሚስተር
ዳርጋ 9 ወርሒ
ምምሃር
ፈረንሳይ
ባህላዊን ናይ ምዝንጋዕን ንጥፈታት

ኣብ ዩኒቨርሲቲ ፈረንሳ ተማሃሩ
ኣብ ፈረንሳ ትምህርቶም ንምቕጻል ወይ ንምስራሕ ካብ ዩኒቨርሲቲ ቱሉዝ ኣፍልጦ ዘለዎ ዲፕሎማ ክህልዎም እዩ።
ብነጻ
ትኽኽል 10 ወርሒ
ምምሃር
ፈረንሳይ
ባህላዊን ናይ ምዝንጋዕን ንጥፈታት

ናይ ፈረንሳ ኮርስ ውሰዱ
ሓፈሻዊ ደገፍ፡ ፈረንሳዊ፡ ማሕበራዊ ሽምግልና፡ ሞያዊ ውህደት፡ ዲጂታላዊ፡ ባህላዊ ምብጻሕ
ብነጻ
ኣብ መንጎ {{min ዝተሓተ}} ን {{max ዝለዓለን}} ዘሎ {{unit መዐቐኒ}}
ፈረንሳይ
ቤት ጽሕፈታት
ባህላዊን ናይ ምዝንጋዕን ንጥፈታት

ተመሃሩ ቋንቋ ፈረንሳ
ማሕበርና ኣብ ሰሙን 2 ሰዓታት ትምህርቲ ከምኡ’ውን ቋንቋን ባህልን ፈረንሳ ንምምሃር ሓያሎ ንጥፈታትን ይካየድ
ብነጻ
ፈረንሳይ
ባህላዊን ናይ ምዝንጋዕን ንጥፈታት

ኣብ ስፖርት ንጠፉ
ኣብ ጽቡቕ ሃዋህው ክትዛነን ክትዘናጋዕን ስፖርት ግበሩ !
ብነጻ
ባህላዊን ናይ ምዝንጋዕን ንጥፈታት
ስድራ-ቤት

ስፖርት ኣብ ፓሪስ ንግበር
ኣብዚ ሰሙን ልዕሊ 30 ዓይነትታ ነጻ ስፖርታዊ ንጥፈታት ፡ ኣብ ፓሪስ ንምስታፍ ዘኽእል መደብ።
ብነጻ
ባህላዊን ናይ ምዝንጋዕን ንጥፈታት
ምስልጣን ሞያ
ስድራ-ቤት

ኣብ ንእሽቶ ወይ ማእከላይ ከተማ ንምንባርን ንምስራሕን፣ ተዓጃቢነት ሓገዝን ርከቡ
ኣብ ፈረንሳ ኣብ ገጠራትን ከባቢ ከተማታትን ስራሕን መነባብሮን ርኸቡን
ብነጻ
ኣብ መንጎ {{min ዝተሓተ}} ን {{max ዝለዓለን}} ዘሎ {{unit መዐቐኒ}}
ብቅዓት = ክእለት
ምትእትታው ሞያ ብውሕልልነት
ባህላዊን ናይ ምዝንጋዕን ንጥፈታት

ፕሮፌሽናል ቋንቋ ፈረንሳ ተማሃሩ
ኣብ ውልቃውን ሞያውን ህይወት ብቋንቋ ፈረንሳ ንምምሃርን ንምስጓምን ዝሕግዙ ኮርሳትን ንጥፈታትን።
ብነጻ
ኣብ መንጎ {{min ዝተሓተ}} ን {{max ዝለዓለን}} ዘሎ {{unit መዐቐኒ}}
ፈረንሳይ
ባህላዊን ናይ ምዝንጋዕን ንጥፈታት

ኣብ ፓሪስ ስፖርት ንምግባር
ሓያሎ ናይ ጋንታ ስፖርት ናይ ምልምማድ፣ ምስ ሓደስቲ ሰባት ናይ ምርኻብን ምክፋልን ዕድል ዘርሑ ኣጋጣሚ
ብነጻ
ትኽኽል 12 ወርሒ
ባህላዊን ናይ ምዝንጋዕን ንጥፈታት
