Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ምጉዓዝ ብእግሪ ኣብ ኣብ ባህርያዊ ቦታ ግበሩ

ምስ ምስ Tunaweza

ኣዳላዊ Tunaweza ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 2 ans

ተፈጥሮኣዊ ንምስትምቓር ኣብ ጥቓ ስትራስበርግ ወይ ኣብ ኣኽራን ብእግሪ ምጉዓዝ ወይ ብሽክለታ ምጉዓዝ።

ንምንታይከ የዘገድስ?

ኣብ Strasbourg ዝነብሩን ፈረንሳ ወይ ካልእ ቋንቋታት ዝዛረቡን ሰባት ትረክብ፣ ባህልታት ንምክፋል ጽቡቕ ኣጋጣሚ እዩ።

ገጽ መሬር ምስናይ መልክዓ ምድሩ ኣትበጽሕ፣ ህድኣት ከተስተማቕርን ምዝናይን ዝህብ መደብ እዩ።

ዝተፈላለዩ ኣስማት ተኽልታትን ክብላዕን ክብሰልን ዝኽእል ፍረታትን ተኽልታትን ብከመይ ከም እተለልዮ ካልእን ትመሃር።

ከመይ ንገብሮ?

12 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

  • claudia mምምሕዳር
  • tunawezaኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • gitoroተርጓሚ/ሚት
  • kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
  • niknameተርጓሚ/ሚት
  • abdulrahmanተርጓሚ/ሚት
  • diplosamተርጓሚ/ሚት
  • jafariተርጓሚ/ሚት
  • marianneukraineተርጓሚ/ሚት
  • olga b.ተርጓሚ/ሚት
  • noorተርጓሚ/ሚት
  • rohullah expertተርጓሚ/ሚት

Liens utiles