ምምሃር ርእስና ንምኽኣል ዝሕግዝ ቋንቋ ፈረንሳ
ምስ ምስ Ateliers socio-linguistiques (ASL)
ኣዳላዊ Femmes Debout , Coop(Agirኣቐድዲሙ ዝነበረ 13 днів томуናይ ቃልን ጽሑፋውን ደረጃ ንምምሕያሽ ብንኣሽቱ ጉጅለታት ትምህርቲ ቋንቋፈረንሳ ከኣሉ ።
እቲ ዕላማ ኣብ መዓልታዊ ህይወት ናጻ ምዃንን ምኽኣልን፤
- ንምርድዳእ ክትክእሉ
- ምምሕዳራዊ ኣገባባት (ወረቓቕቲ ናይ ምምሕዳር ) ምርዳእን ምፍጻምን
- ምፍላጥ ሕግታት፡ መሰላት፡ ግቡኣት ኣብ ፈረንሳ
- ሕክምና ውሰድ፣ ናብ ሓኪም ምኻድ
- ንምጉዕዓዝ ወይ ምንቅስቓስ
- ኣብ ከተማኹም ምንቅስቓስ ክትክእሉ
- መዘናግዒታት ይሃልኹም፣ ንኽትዛነዩ ንጥፈታት ግበሩ
- ምርካብ ስራሕ ድዩ፣ ስልጠና
- ምኽኣል ኣገባብ ትምህርቲ ህጻናት ምርዳእ እዩ።
- ምኽኣል ን ኸተመልክቱ ፈረንሳዊ ዜግነት ንምርካብ ምእንቲ ።
ኣብ ነፍሲ ወከፍ ሰሙን፡ ከከም ደረጃኡ፡ ሓያሎ ናይ 2 ሰዓታት ትምህርቲ ይውደብ።
ምፍላጡ ዘገድስ!
እዚ ትምህርቲ እዚ ንደቂ ኣንስትዮን ደቂ ተባዕትዮን ክፉት እዩ፣ ምስ ወረቐት ይኹን ብዘይ ወረቐት።
እዚ ትምህርቲ እዚ ንደቂ ኣንስትዮን ደቂ ተባዕትዮን ክፉት እዩ፣ ምስ ወረቐት ይኹን ብዘይ ወረቐት።
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
Lieu d'accueil
- 7 Avenue de Landon, 39100 Dole
- 03 84 82 14 37
- femmesdebout@coop-agir.fr
Chargement de la carte...
ፈረንሳይ
ባህላዊን ናይ ምዝንጋዕን ንጥፈታት
ቤት ጽሕፈታት
ንባህሊ እንዳዳህሰስካ ፍልጠት ቅሰም፣
ስልጠናታት ውሰድ፣
ዝነብረሉ ከተማን ዞባን ምፍላጥ፣
ምልላይ ምስ ሓደሽታት ሰባት፣
ምፍላጥ ሕግን መሰላተይትን ከምዝኽበር ምግባሩን፣
13 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
xavidumምምሕዳር
claudia mምምሕዳር
femmes deboutኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
chatducheshirexተርጓሚ/ሚት
niknameተርጓሚ/ሚት
abdulrahmanተርጓሚ/ሚት
diplosamተርጓሚ/ሚት
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
rohullah expertተርጓሚ/ሚት
olga b.ተርጓሚ/ሚት
piedhand1998ተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት