ስልጠናን ሓገዝን ምድላይ
ምስ ማሕበራዊ ማእከል ናይ ደኤክሪን Des Écrins
ስልጠናን ሓገዝን ምድላይ
ምስ ማሕበራዊ ማእከል ናይ ደኤክሪን Des Écrins
መጨርሽታ ጊዜ ምሕዳስ : 25 mars 2022
እንታይ ኢዩ?
ሓደ ማእከላት ን ኩሎም ነበርቲ'ደ ኤክሪን ' Des Écrins. ኣከባቢኣን ዘአንግድ እዩ።
ንመን ኢዩ ፧
ህዝቢ ተኮር ጉዳይ ወይ ንህዝቢ ዝምልክት፣
ኒ ኹሉ ህዝቢ
ዕድመ ይሓትት
ካብ 0 ናብ 99 ዕድመ
ግዜ
ንኩሉ ዓመት
ደረጃ ቃንቃ ፈረንሳይ
ኩሎም ደረጀታት
ዋጋ ክንደይ ይውድእ ?
ነጻ
ቦታ ናይ ተግባር ወይ ፍጻመ
ዞባ\ ዴባርትሞ
5 - Hautes-Alpes
ህዝቢ ተኮር ጉዳይ ወይ ንህዝቢ ዝምልክት፣
ኒ ኹሉ ህዝቢ
ዕድመ ይሓትት
ካብ 0 ናብ 99 ዕድመ
ግዜ
ንኩሉ ዓመት
ደረጃ ቃንቃ ፈረንሳይ
ኩሎም ደረጀታት
ዋጋ ክንደይ ይውድእ ?
ነጻ
ቦታ ናይ ተግባር ወይ ፍጻመ
ዞባ\ ዴባርትሞ
5 - Hautes-Alpes
ስለምንታይ እዩ እዚ ጉዳይ ኣገዳሲ ኾይኑ፧
ሓደ ዕድል ናይ ስልጠና ምርካብ
ሓደ ማእከላት ን ኩሎም ነበርቲ'ደ ኤክሪን ' Des Écrins። ምስናይን ኣብ ዝተፈላልዩ ናይ ምምሕዳር ወረቓቕቲን ምስናይ ፣ ነአንግድ።
ማሕበራዊ ንጥፈታት ምስታፍ
ኣብ መንጎ ዝተፈላለዩ ንጥፈታት ኣብ መንጎ ነርቲ እቲ ከባቢ ምስታፍ
ብ ኸመይ ኣብርክቶይ ይሳተፍ
ርኸቡና!
ባህላዊ ፣ ማእከል
Rue St Jean - 05120 L'Argentière-La Bessée
- ቴለፎን : 04 92 23 11 09
- ኢመይል : cscsaintjean@cc-paysdesecrins.com
ኣዛራቢ ምርካብ :
ኣበርከቲ ዓድም
11እዛ ገጽ ጹቡቅ ጌርካ ኣጽናዓያ መታን ን ሕቶታት ምምላጽስ ክትጠቅመካ