Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ምርካብ ሓፈሻዊ ሓገዝ ኣብ Île-de-France ምእንቲ ክትእክእሉ

ምስ ምስ Tandem Réfugiés

ኣዳላዊ Tandem Réfugiés ኣቐድዲሙ ዝነበረ 2 роки тому

ኣብዞም ዝስዕቡ ጉዳያት ምስ ወለንተኛታት ምትእስሳር ንዓኻ ዝሕግዙኻ፤

  • ፈረንሳ ምእንቲ ክትማሃር
  • መንበሪ ንምርካብ ክትክእል
  • ስልጠና ረኺብካ ንምምዝጋብ ምኻኣል
  • ስራሕ ንምርካብ
  • ደቅኹም ኣብ ቤት ትምህርቲን ኸተመዝግቡ።
  • ኣገዳሲ ካርድ ሕተት፣ ናይ ሕክምና ቆጸራ ንምውሳድ ወዘተ...

እቲ ማሕበር ንፈረንሳውያንን ካልኦት ስደተኛታትን ንምርኻብ’ውን የቕርብ።

ንምንታይከ የዘገድስ?

ሓደ ሰብ እንታይ ክትገብር ከም ዘለካ ይገልጽን ይሕግዘካን፤
- ዝተፈላለዩ ፋይላት ምዝዛም
- ኣብያተ ጽሕፈት ናይተን ምምሕዳራት ምርካብ (ላ ፖስተ፡ መባእታዊ መድሕን ጥዕና ፈንድ ወዘተ)
- ሲቪኻ ምግባር
- ኣብቲ ፕረፈክቸር ወይ ምስ ሓኪም ብኢንተርነት ቆጸራ ምሓዝ
- መንበሪ ገዛ ሕተት...


ምፍላጡ ዘገድስ
ምስ ካልኦት ፍሉያት ማሕበራት እውን ክትራኸብ ትኽእል ኢኻ፣ እዚ ድማ ንሓደ ፍሉይ ጸገም መፍትሒ ንምርካብ ክሕግዘካ እዩ (ንኣብነት ጠበቓ ወይ መንበሪ ምርካብ)።

ኣብዚ መደብ እቶም ወለንተኛታት ካብ 25 ክሳብ 85 ዓመት ዝዕድሚኦም ኮይኖም ምስ ሕብረተሰብ ፈረንሳን ባህላዊ ልምድታትን ንኽላለዩኹም ግዜ ይህቡ።

ከም ትያትር ወይ ምጉዓዝ ዝኣመሰሉ ንጥፈታት ኣለዉ፣ እዚኦም ድማ ሓደስቲ ሰባት ክትላለ የኽእለካ።

ምስ ኩሎም ኣብታ ማሕበር ዘለዉን ምስ ካልኦት ስደተኛታትን ፈረንሳ ክትዛረብ ዕድል ኣሎካ።

ብዝበለጸ ክትረዳዳእ፡ ቃላት ክትመሃርን ርእሰ ተኣማንነት ክትሃንጽን ይሕግዘካ።

ከመይ ንገብሮ?

ንሴቨሪንብኢመይል ክትረኽብዋ ትኽእሉ ኢኹም mail : tandem.refugies@gmail.com

ብታንደምTandem ክትስነ፡ ኣብ ኢል ደ ፈረንሳ ምንባር፡ ከምኡ’ውን መሰረታዊ ቋንቋ ፈረንሳ ምዝራብን ምርዳእን የድሊ።

11 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

  • claudia mምምሕዳር
  • pcgኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • mariamተርጓሚ/ሚት
  • diplosamተርጓሚ/ሚት
  • rzgar-bapiriተርጓሚ/ሚት
  • marianneukraineተርጓሚ/ሚት
  • niknameተርጓሚ/ሚት
  • kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
  • olga b.ተርጓሚ/ሚት
  • noorተርጓሚ/ሚት
  • rohullah expertተርጓሚ/ሚት

Liens utiles