ናይ መንእሰያት ንጥፈታት ምክያድ
ምስ Le Centre SocioCulturel Des Écrins
ናይ መንእሰያት ንጥፈታት ምክያድ
ምስ Le Centre SocioCulturel Des Écrins
መጨርሽታ ጊዜ ምሕዳስ : 25 mars 2022
እንታይ ኢዩ?
ኣደ መአንገዲ ቦታ ናይ ደቂ 11-17 ፉሕ ፉሕ ዝብል ቦታ፣ ንጥፈታት ዝሰሰነሉን፣ መሳቱ ዝራኸብሉን ነቑጣ።.
ንመን ኢዩ ፧
ህዝቢ ተኮር ጉዳይ ወይ ንህዝቢ ዝምልክት፣
ኒ ኹሉ ህዝቢ
ዕድመ ይሓትት
ካብ 11 ናብ 17 ዕድመ
ግዜ
ኣብ ኩሉ ኣዋን ናይ እቲ ዓመት
ደረጃ ቃንቃ ፈረንሳይ
ኩሎም ደረጀታት
ዋጋ ክንደይ ይውድእ ?
ነጻ
ቦታ ናይ ተግባር ወይ ፍጻመ
ዞባ\ ዴባርትሞ
5 - Hautes-Alpes
ህዝቢ ተኮር ጉዳይ ወይ ንህዝቢ ዝምልክት፣
ኒ ኹሉ ህዝቢ
ዕድመ ይሓትት
ካብ 11 ናብ 17 ዕድመ
ግዜ
ኣብ ኩሉ ኣዋን ናይ እቲ ዓመት
ደረጃ ቃንቃ ፈረንሳይ
ኩሎም ደረጀታት
ዋጋ ክንደይ ይውድእ ?
ነጻ
ቦታ ናይ ተግባር ወይ ፍጻመ
ዞባ\ ዴባርትሞ
5 - Hautes-Alpes
ስለምንታይ እዩ እዚ ጉዳይ ኣገዳሲ ኾይኑ፧
ዝተፈላለየ ንጥፈት
ምስ ብዙሓት ሰባት ምልላይን ፣ ዝተፈላለዩ ንጥፈታት ምክያድን፣.
ካልኦት መንእስያት ንምልላይ
እዚ ኣጋጣሚ እዚ ካልኦት ንኣሽቱ መናእሰይ ካብ 11 ክሳብ 17 ዓመት እዚ ዕድሚኦም ዝራኸብሉ እዩ።
ምስ ሰብ ሞያ ትራኸብሉ
እቲ ኣጋጣሚ ምስ ዝተፈላለዩ፣ ኣሰልጠንቲን ኣለይቲን ፣ ሓገዝቲን ኣባጽሕ እትላለይሉን ውን እዩ።
ብ ኸመይ ኣብርክቶይ ይሳተፍ
ንምምቕቓሕ
ኣብ ቦታ መናእሰ ተመዝገቡ :
- ብ ቴለፎን : 04 92 20 18 80 ou 04 92 23 11 09
- ኣኢመይል : cscjeunesse@cc-paysdesecrins.com
ኣዛራቢ ምርካብ :
ኣበርከቲ ዓድም
11እዛ ገጽ ጹቡቅ ጌርካ ኣጽናዓያ መታን ን ሕቶታት ምምላጽስ ክትጠቅመካ