ምርካብ ሓግዝ ን ኣብ ሞያዊ ውህደት ዝሕግዘኩም
ምኻኣል ኣብ ፈረንሳ ብማሕበራውን ሞያውን ንምውህሃድ ፣ ሓገዝ ብሕታዊ ናይ ደገፍ መደብ፡ ንስራሕ ዝኸውን ናይ ፈረንሳ ኮርሳት፡ ባህላዊ ምውጻእን ካልእን መደባት ምስታፍ
République
Française
Réfugiés.info
ሓበሬታ ን ስደተኛታት ኣብ ፈረንሳ
ካብ መንጎ 1138 ፋይላት ናይ ምሕዳራትን ኣከባብያውያን ኣገልግሎት ዝሕብሩ ርኸቡ
ምኻኣል ኣብ ፈረንሳ ብማሕበራውን ሞያውን ንምውህሃድ ፣ ሓገዝ ብሕታዊ ናይ ደገፍ መደብ፡ ንስራሕ ዝኸውን ናይ ፈረንሳ ኮርሳት፡ ባህላዊ ምውጻእን ካልእን መደባት ምስታፍ
ምኽኣል ኣብ ተፈጥሮኣዊ ቦታታት ኣብ ዝግበር ናይ ውህደት ፕሮጀክት ምክፋልን ብሕታዊ ደገፍ ምርካብን እዩ።
ምኽኣል ሓገዝ ፣ ሰብ ሞያ ካብ 18 ክሳብ 25 ዓመት ዝዕድሚኦም መንእሰያት ስደተኛታት ስልጠና፣ ስራሕ፣ መንበሪ ገዛ ወዘተ ክረኽቡ ይሕግዙ።
ምርካብ ሓገዝ ኣብ ኣለንሶን Alençonንዝርከቡ ስደተኛታት ናይ ምቕባል፡ መምርሒ፡ ማሕበራውን ሞያውን ደገፍ ዝግበረሉ ቦታ
ንምርካብ ኩለመዳያዊ ደገፍ፡ ምፍላጥ መሰላት፡ ምምሕዳራዊ፡ ኣባይቲ፡ ስራሕ ወይ ስልጠና...ወዘተ
ምርካብ ኩለመዳያዊ ደገፍ፡ ምርካብ መሰላት፡ ምርካብ ምምሕዳራዊ ጉዳያት፡ ምርካብ ምትእስሳር ምስ ደጋፊ ኣአንጋዲት ሃገርን ህዝቢን እገባብ ኣነባራን
ምቅላስ ምውጋድ ግዳይ ምኽንሻብ ስጋ ደቂ ኣንስትዮ ኮይንካ ወይ ግዳይ ክትከውን ኣብ ሓደጋ እንታይ ክትገብር ከምዘለክን ምፍላጥ
ምቕያር ዞባ ፣ ስራሕ ይሃልኹም፣ ካብ ኒስ ወጻኢ መንበሪ፣ ምምሕዳራዊ ደገፍ፣ ፈረንሳ
ምርካብ ኣገበብ መሳለጥያ መንበሪ ፍቓድ፡ ምጥርናፍ ወይ ምጥርናፍ ስድራቤት፡ ዜግነት ፈረንሳ፡ ጥዕና፡ መንበሪ ኣባይቲ...ወዘተ ዘኽእል መስርሕ
ምኽኣል ልዕሊ 540 ማእከላት ስፖርትን ጥዕናን ስፔሻሊስት ምኽሪ ንምርካብን ዝጥም ስፖርት ንምርካብን ምእንቲ ክትክእሉ።
ምክትታል ጥንሲኪ ብግቡእ ሓገዝ ናይ ምውላድ ንምድላውን ኩሎም ስጉምትታት ምኽታል ምርባሕን ምኽኣል።
ምዕቋብ ጓልኩም ካብ ሓደጋ ክንሸባ ምእንቲ ክትከላኸሉ፡ ን ኦፍራ ምሕታት ፣ ሕክምናዊ ምክትታል ግዴታታት ከም ዘለዎ እውን ምፍላጥ።
ምኽኣል ምርካብ ኣብ ሓደ ናይ ውህደት ማሕበር ናይ ውሱን ግዜ ውዕል፣ ኣብ ምምሕዳራዊ ኣሰራርሓታት ዝግበር ሓገዝ፣ ህንጸት እቲ ሞያዊ ፕሮጀክት
ምኽኣል ኣብ ሓደ ማሕበር ኣብ ቀረባ ገዛ ተልእኾታት ስራሕ፣ ንኹሉ ኣገባባትካ ደገፍ
ምርካብ ግዝያዊ መንበሪ ኣብ ምርካብ ደገፍን ሓገዝን፣ ኣብ ምምሕዳራዊ ኣገባባት ዝግበር ሓገዝ
ምኽኣል ምርካብ መሰላትኩም ንምርካብ፡ ሰነዳትካ ንምስራዕ፡ ቋንቋ ፈረንሳ ንምምሃር፡ ናብ ቆጸራታት ንምኻድ ሓግዝ ክትክእሉ ምእንቲ
ነጻ ሓገዝ ፣ ኮምፒተርን ውልቃዊ ደገፍ ንምምሕዳራዊ ኣገባባትን።
ምርካብ፣ ን ደአንስትዮ ዝዓለምን ስደተኛታ ዝርከባ ደቂ ኣንስትዮ ግዳያት ዓመጽ (ምኽንሻብ ኣካላት፡ ምብካል ኤችኣይቪ ወዘተ)፡ ክንክን፡ ምክትታልን መምርሕን ዝግበር ደገፍካ
ንስደተኛታት ፣ ደቂ ኣንስትዮ ግዳያት ዓመጽ (ምቑራጽ ኣካላት፡ ኤችኣይቪ ወዘተ)፡ ክንክን፡ ምክትታልን መምርሕን ዝግበር ደገፍ ምርካብ
ምኽኣል ኣብ Mon Récap ምምሕዳራውን ሞያውን ኣገባባትኩም ንምውዳብ ዝሕግዝ ነጻ ደፍተር ምጥቃም
ንምርካብ እቲ ናይ ደገፍ ጸጋታት – ማእከል ውህደት ክእለት ሰብ ሞያ ውህደት ንምዕባይ ይሰርሕ።
ንደቀንስትዮ ቀዳምነት ዝወሃቦ ደገፍ ንደቂ ኣንስትዮ (ብፍላይ ግዳያት ዓመጽ)ንምሕጋዝ ዝዓለመ
ምስኣል ብ ኢንተርኔት ወይ ኢ-ፎቶ ንወግዓዊ ሰነዳት ። ኣብ ኢንተርነት ንምስራሕን ንምጥቃምን ዝሕግዙ
ምሕታት ናይ ፈረንሳ ዜግነት ብ መገዲ ናቹራሊዛሽን ዝተባህለ መስርሕ
ምኽፋት ኣብ ኣካውንት ብኸመይ ከም ዝከኣል Étrangers en France መንበሪ ፍቓድ፡ ምሕታት ዜግነት ወዘተ መስርሕ ወዘተ ምጽፋፍ ምእንቲ ክትክእሉ ዘኽእል)
ምጥላብ ፣ ሕጋዊ ሰነድ ንምጥላብ ንመርዓ ወይ ንምጽማድ ዝወሃብ ዝነበረ ሰነድ ተሪፉ እዩ እንተደኣኣ ስደተኛታት ኲይንኩም፣ ሰርቲኬት ኣየድልየኩም እዩ
ምጥላብ ን 5 ዓመት ዘግልግል ፓስፖርት ናብ ወጻኢ ክንገሸሉ ንኽእል ፓስፖርት(TVR, TIV, TVA) ዝበሃሉ ዓይነታት ንምርካብ ::
ምርካብ ሓበሬታ ፣ ፋይል ብከመይ ኣብ መወዳእታ' ካርት-ሰጁኽ' ንምርካብ ካብ ፕረፈክፉር (ANEF) ይሕብር እዩ።
መንበሪ ካርድኹም ምውዳቑ ግዜ ወይ ካብ መዓላ ወጻኢ ዝኾነሉ እዋን እንተቐሪቡ ኣብ (ANEF) ንምሕዳስሱ ኣብ ኦን ላይን ሕተቱ ንምሕዳሱ!
ምዝገባ La CAF ኣብ ዝተፈላለየ ክፋል ናይ ህይወት ዘለዉ ሰባት ካብ ብመግስቲ ዝመቓራሕ ገንዘብ እዩ። ስለዚ ካብኡ ንኽንረብሕ ብኸመይ ክንምዝገብ ንኽእል ዝሕብር እዩ።