ምጥቃም FranceConnect ዝበሃል ሳይት ናይ ስደተኛታት
ኣዳላዊ Comité de la Démarche Accessible ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 13 joursFranceConnect ሐደ ናይ ነጻ ናይ ኢንተርኔት ኣገልግሎት በቲ ዝነበረኩም ሓሳብ ንኽትቅጽሉ ዘኽእል መተግበሪ እዩ። .
በዚ ድማ ናብ ናይ ዝኾነ ናይ ኣገልግሎት ዝህቡ ናይ ብ መስመር እንተርኔት ዝስርሑን ነገራት ምጥቓም የኽእለኩም።
- déclarer les revenus et payer les impôts ደክለረሽን ናይ ኣታዊኹም
- demander la complémentaire santé solidaire ou une carte vitale ኣብ ኮንት ድሕነት (Assurance Maladie ኣሹራንስ ማማዲ)
- demander la fabrication du permis de conduire ናይ መመርሒ ፍቓድ ምርካብ
- demander un certificat d’immatriculation pour une voiture d’occasion ታርጋ ናይ መኪና ምርካብ
- aller sur l’espace personnel France Travail (ናይ ቀደም ፖለምፕልዋ)
- faire une demande d’aides financières à la CAF (allocations familiales, RSA, prime d’activité… ዝተፈላልዩ ሓገዛት ናይ ካፍን ካልእን ንምርካብ)
- demander une garantie visale (ናይ መንበሪ ገዛ ምኽፋል ሓገዝ ምርካብ)
ክማልኡ ዘለዎም ዝርዝራት ናይ ምኽፋት ወብሳትን ንይ ኣብዚ ተወከሱ FranceConnect ici.
ን ኣብነት፣ ብ መገዲ ናይዝተፈላለዩ ኣመሊ (Assurance Maladie) ብ መገዲ France Travail (Pôle emploi ናይ ቀደም ፖለፕልዋ ).
ኣገዳሲ ሓበሬታ !፣
ነዚ FranceConnect, ክትጥቀምሉ ምስ እትደክዩ ኣብ ፈረንሳ ናይ sécurité sociale définitif ቁጽሪ ኣኣብ ፈረንሳ ክህልወኩም ይግባእ
ከመይ ንገብሮ?
ብድሕሪኡ’ከ ?
ቤት ጽሕፈታት
ኣብ መርበብ ሓበሬታ ጉዳያተይ ባዕለይ አሳልጥ፣
ገዛ ኣብ ምርካብ ዝግበር ኣሰራርሓ፣
ብዛዕባ ናይ ጥዕና ጉዳየይ ዝሳለጥ ጉዳያት፣
ምስላጥ ጉዳያት ቤተሰበይ ጉዳይ መርዓ ውላድ ወዘተ፣
13 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
xavidumምምሕዳር
claudia mምምሕዳር
a mugnierምምሕዳር
niknameተርጓሚ/ሚት
diplosamተርጓሚ/ሚት
amintatariተርጓሚ/ሚት
basheer al ghothaniተርጓሚ/ሚት
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
anastasiaተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
olga b.ተርጓሚ/ሚት
rohullah expertተርጓሚ/ሚት