Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ኣገደቲ ሓበሬታ

ምስ ምስ Aclaam

Aclaam
ኣዳላዊAclaam

ናብ ኩሉ ተሳተፍቲ ዝዓለመ

ናብ ተዓዘብቲስደተኛታት, ናይ ዑቕባ መሰል ተጠቐምቲ, ግዝያዊ ዑቕባ ተጠቐምቲ, ሃገር ኣልባ ሰባት

ኩነታት

መንበሪ ፍቓድ ካርድ ወይ ወረቐት ምህላው

ኣበይ ?

ናይ ምምሕዳር ኣገባባት ሓገዝ ዝኸቡ

ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 17 jours

እንታዩ’ዩ ?

ኣብ መስርሕ ማሕበራውን ሕጋውን ደገፍ ካብ ሰብ ሞያ፡ ጠበቓታትን ወለንተኛታትን ክሰምዑኻን ብሕታዊ ምኽሪ ክህቡኻን።

ንምንታይከ የዘገድስ?

ምእንቲ CAF, MDPH ፋይል ግበሩ ወይ ማሕበራዊ ኣባይቲ ድለዩ... ድሕሪ ሕጂ ኣብ ጻዕርኹም በይንኹም ኣይኮንኩምን!ትሕገዙ ኢኹም

ነቲ ኣብ መዓልታዊ ህይወት፡ መገሻ፡ ምስ ከባቢኻ ምፍላጥ ሓግዝ... ወለንተኛታት ክሕግዝኹም ኣብ ጎድንኩም ኣለዉ።

ንዝተፈላልዩ ነግራት ከም እኒ መንበሪ ፍቓድ ምህላው፡ ምስ ፕረፈክቸር ርክብ ምግባር... ምምሕዳራዊ ኣገባባትካ ንምፍጻም ወይ ጸገም ንምፍታሕ ናብ ዝምልከቶም መሓውራት ትሕገዙ ኣለኩም ።

ከመይ ንገብሮ?

ኢመይል ናብ refugies@lyon.catholique.fr ኢመይል ብምልኣኽ ኩነታትኩም ክትዛተዩን ኣብ ጻዕርኹም ክትድገፉ ክትሓቱን ትኽእሉ ኢኹም።

ኣብ ላዕሊ ገጽ
ብ ሊንክ ወይ ፈለግ ሼር ግበሩዎ

12 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

houssam kokachhoussam kokachምምሕዳር
a mugniera mugnierምምሕዳር
aclaamaclaamኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
marianneukrainemarianneukraineተርጓሚ/ሚት
noornoorተርጓሚ/ሚት
flofloተርጓሚ/ሚት
didiididiiተርጓሚ/ሚት
rohullah expertrohullah expertተርጓሚ/ሚት
niknameniknameተርጓሚ/ሚት
duliepaolenaduliepaolenaተርጓሚ/ሚት
ghannamghannamተርጓሚ/ሚት
kim.delaunaykim.delaunayተርጓሚ/ሚት