ምግባር ሓፈሻዊ ናይ ጥዕና መርመራ ወይ ቸክኣፕ
ኣዳላዊ Comité de la Démarche Accessible ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 9 moisብዛዕባ ኵነታት ጥዕናና ሓደ መዕለቢ(EPS) ንምግባር ኵነታትና ንምፍላጥ ፣ ምክልኻል ክንክን ናይ ጥዕና ንምግባር ፣ ሕክምናዊ ቆጸራ ምግባርን ፣ ኵሉ ዝግበር ናይ ሕክምናዊ መርመራ ብ ሰክርቲ ሶሲያል ይምወል ነጻ እዩ ::
ኣብዚ ቆጸራ እዚ እዞም ዝስዕቡ ነገራት ናይ ዕድል ኣሎኩም
- መርመራ ደም ምግባር
- መርመራታት ወይ መርመራታት ሕማም ትገብሩ
- ንሓኪም፡ ነርስ፡ ሓኪም ስኒ ትርእዩ
- ብዛዕባ ሓፈሻዊ ጥዕናኻ ሕቶታት ሕሓቱ
- ብዛዕባ ሕክምናዊ ኩነታትካን ኣነባብራኻን ሓበሬታን ምኽርን ክህልወኩም
- ናይ ጥዕና ወረቓቕቲ ኣብ ምምላእ ሓገዝ ክህልዎም (ንመመላእታ መድሕን ጥዕና ፋይል፣ ምሕዳስ ካርድ ጥዕና፣ ካብቲ ዝከታተል ሓኪም ዝወሃብ መግለጺ ወዘተ)ምርካብ ይከኣል ።
ኣገዳሲ!
እቲ ናይ ምክልኻል ጥዕና መርመራ ኣብ ነፍሲ ወከፍ 5 ዓመት ይከኣል እዩ። ኣስታት 2 ሰዓትን ፈረቓን ዝጸንሕ ኮይኑ ኣብ ማእከል ፈተና ይካየድ። ን ኹሎም ኣብ ኣሹራንስ ዝተመዝገቡ ሰባት የገልግል እዚ ድማ ካብ ደቂ 16 ዓመት ንላዕሊ ዝኾኑ ዝወሃብ መሰል እዩ
እቲ ናይ ምክልኻል ጥዕና መርመራ ኣብ ነፍሲ ወከፍ 5 ዓመት ይከኣል እዩ። ኣስታት 2 ሰዓትን ፈረቓን ዝጸንሕ ኮይኑ ኣብ ማእከል ፈተና ይካየድ። ን ኹሎም ኣብ ኣሹራንስ ዝተመዝገቡ ሰባት የገልግል እዚ ድማ ካብ ደቂ 16 ዓመት ንላዕሊ ዝኾኑ ዝወሃብ መሰል እዩ
ቆጸራ ንምርካብ ነዊሕ ክትጽበ ክትግደድ ትኽእል ኢኻ፡ እንተኾነ ግን ቀዳምነት ክወሃበካ ዝኽእል እንተኾይኑ፤
- ሓፈሻዊ ሓኪም (መዓልታዊ ጥዕናኻ ዝከናኸን ሓፈሻዊ ሓኪም) ወይ ስሩዕ ሕክምናዊ ምክትታል የብልካን።
- ተጠቃሚ ናይ RSAን መመላእታ ናይ ምትሕግጋዝ መድሕን ጥዕናን እንተኮይንኩም።
- ሞያዊ ንጥፈት የብልካን ወይ ደላይ ስራሕ እንተኴንኩም።
- .ስንክልና ኣንተለኩም ኣለኩም።
ከመይ ንገብሮ?
ብድሕሪኡ’ከ ?
14 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
claudia m
a mugnier
diplosamተርጓሚ/ሚት
rohullah expertተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት
olga b.ተርጓሚ/ሚት
aman expertተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
marianneukraineተርጓሚ/ሚት