Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ጥዕና ንምህላው ዘኽእል ሓገዝ ርኸቡ

ምስ ምስACCESS du Groupe SOS Solidarités

ኣዳላዊ Groupe SOS Solidarités Normandie ኣቐድዲሙ ዝነበረ 3 роки тому

ኣብዞም ዝስዕቡ ውልቃዊ ወይ ጉጅለ ደገፍ ንገብር፤

- ስርዓተ ክንክን ጥዕና ምርዳእ

- ምስ ሓካይም ወይ ክኢላታት ቆጸራ ምሓዝ

- ምንቅስቓስ ኣካላትን ምዝንጋዕን ምዝውታር

vita - ንጥዕና ዝምልከት ምምሕዳራዊ ኣገባባት ምስላጥ (card Vital...)ምስላጥ

ንምንታይከ የዘገድስ?

ሰብ ሞያ ጉጅለ ኤስ.ኦ.ኤስ.እዞም ዝስዕቡ ኣገልግሎት ይህብ

  • ምስቲ ዝከታተለኩም ሓኪም ርክብ ንምግባር
  • ምስ ሰብ ሞያ ጥዕና (ሓኪም፡ ነርስ፡ ስነ-ኣእምሮኣዊ ክኢላ፡ ሓኪም ስኒ ወዘተ) ቆጸራ ንምሓዝ
  • ናብቲ ቆጸራ ከሰንየኩም
  • ትእዛዛት መድሃኒት፡ ናይ ክንክን ወረቓቕቲ፡ ናይ ጥዕና ሰነዳት ብሓፈሻን ምግላጽ ይኽእል።

ዮጋ ኣብ ሰሙን ሓደ ግዜ ኣብ ደገ ብ እግሪ ምጉዓዝን፡ ንምዝንጋዕ፡ ምስ ሰባት ንምርኻብን ዘጠቃልል እዩ።

ዓውደ መጽናዕትታት ን፤

  • ስርዓተ ክንክን ጥዕና ፈረንሳ ምርዳእ ።
  • ሰነድ ጥዕና ብኸመይ ከም ዘንብቦን ምፍላት
  • ኣብ ከተማ ዝርከቡ ኣገደስቲ ቦታታት ፍለጡ ምፍላጥ (መድሕን ጥዕና፡ ሆስፒታል፡ ፋርማሲ፡ ቤት ጽሕፈት ሓኪም...)።

ከመይ ንገብሮ?

ሰራሕተኛታት ማሕበራዊ ኣገልግሎት፣ ወይ ሶሻል ኣሲስታንስ ሕተቱ ፣ ሰራሕተኛ ኣዳራሽ ከተማ፣ ናይ ከባቢ ተልእኾ... ናይ ርክብ ቅጥዒ ክትሰርሕን ብኢመይል ናብ ካድያ ካማራ - kadia.camara@groupe-sos.org ምስ:

- ስም ፡ ስም ኣቦ ፡ ቁጽሪ ተሌፎን

- ኩነታትኩም ሓብሩ።

ድሕሪኡ ሓደ በዓል ሞያ ቆጸራ ሓዙ።

11 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

  • claudia mምምሕዳር
  • scoutardኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • diplosamተርጓሚ/ሚት
  • rzgar-bapiriተርጓሚ/ሚት
  • olga b.ተርጓሚ/ሚት
  • niknameተርጓሚ/ሚት
  • ammar bazzaziተርጓሚ/ሚት
  • noorተርጓሚ/ሚት
  • marianneukraineተርጓሚ/ሚት
  • kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
  • rohullah expertተርጓሚ/ሚት

Liens utiles