ምህላው ድሕሪ ሓደ ዘሕዝን ፍጻመ ስነ-ኣእምሮኣዊ ደገፍ ምህላው ንግበር
ምስ ምስ Créteil Solidarité
ኣዳላዊ Créteil Solidarité ኣቐድዲሙ ዝነበረ 2 роки томуኣብ ማእከል ማሕበር ክሬተል ሶሊዳሪተ ፡ ስንባደ ዘጋጠሞም ዓበይቲ ሰባት ብነጻ ይቕበል፡ ይሰምዕን ይድግፍን ኮይኑ ።
ኩሎም ዓበይቲ ሰባት ብዘይ ኣፈላላይ ጾታ ይኹን ዜግነት ካብ ኣህጉራዊ ሓለዋ ተጠቀምቲ ዝኾኑ ብሓጎስ ንቕበል ።
ኣገዳሲ!
ደረጃ ፈረንሳዊ ቋንቋኻ ጽቡቕ ጌርካ ክትገልጽ እንተዘይፈቒዱልካ፡ ብቋንቋኻ ሞያዊ ተርጓሚ ኩሉ ግዜ ይርከብ።
ደረጃ ፈረንሳዊ ቋንቋኻ ጽቡቕ ጌርካ ክትገልጽ እንተዘይፈቒዱልካ፡ ብቋንቋኻ ሞያዊ ተርጓሚ ኩሉ ግዜ ይርከብ።
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
ጥዕና
ቤት ጽሕፈታት
ኣብ ሓኪም ኬድካ ምርኣይ ወይ ምምርማር፣
ናይ ስነ ኣእምራዊ ሓገዝ፣
ብዛዕባ ናይ ጥዕናይ ጉዳይ ዝሳለጥ፣
ብዛዕባ ናይ ጥዕና ጉዳየይ ዝሳለጥ ጉዳያት፣
15 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
a mugnierምምሕዳር
xavidumምምሕዳር
créteilsolኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
mohamed sayed shokriተርጓሚ/ሚት
niknameተርጓሚ/ሚት
rzgar-bapiriተርጓሚ/ሚት
ghannam laspresesተርጓሚ/ሚት
diplosamተርጓሚ/ሚት
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
ange242ተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት
leo sennikovተርጓሚ/ሚት
olga b.ተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
rohullah expertተርጓሚ/ሚት