ኣብ ናይ ወረቐት ምምሕዳራዊ መስርሕ ዘሰኒ ኣካል ይሃልኹም።
ምስ ምስ l'association Pleyades ማሕበር ፕሌያደስ
ኣዳላዊ Association Pleyades ኣቐድዲሙ ዝነበረ 20 днів томуኣብ ሞያዊ፡ መንበሪ ገዛ ወይ ጥዕናዊ ኣገባባትካ ደገፍ የድልየካ ድዩ? ብዛዕባ እቶም ዘለዉ መደባት ክንሕብረኩም ንኽእል ኢና፣ ደገፍን ስሩዕ ቆጸራታትን ክንህበኩም ንኽእል ኢና፣ ኣብ ጉዕዞኹም ኣብ ፈረንሳ ንኽሕግዘኩም።
- ምርካብ ሓበሬታ ብዛዕባ ዘሎ ደገፍን መሰላትካን ዝምልከት
- ምርካብ ሓገዝ ኣብ ምምሕዳራውን ሞያውን ኣገባባት
- ምኽኣል ምስታፍ ን ርእሰ ተኣማንነት ንምፍጣር ዝዓለመ ዓውደ መጽናዕትታት
- ምክያድ ምስ ዝተፈላለዩ ሰብ ሞያ፡ ከም ክኢላ ስነ-ኣእምሮ...
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
Lieu d'accueil
- 2 Rue Bossuet, 45100 Orléans, France
- 02 38 25 04 79
- pleyades@wanadoo.fr
Chargement de la carte...
ቤት ጽሕፈታት
ስራሕ
ጥዕና
ስራሕ ንምርካብ ሓጋዚ ወይ ዘሰንየካ ምርካብ፣
ምድላው ሲቪ"CV" ውልቃዊ ታሪኽን ናይ ስራሕ ቃለ መሕትት፣
ገዛ ኣብ ምርካብ ዝግበር ኣሰራርሓ፣
ጉዳያተይ ንምስላጥ ሓገዝ ምርካብ፣
ብዛዕባ ናይ ጥዕና ጉዳየይ ዝሳለጥ ጉዳያት፣
ብዛዕባ ኩነታትካ ምስላጥ፣
ናይ ስነ ኣእምራዊ ሓገዝ፣
14 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
xavidumምምሕዳር
Aceምምሕዳር
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
diplosamተርጓሚ/ሚት
ammar bazzaziተርጓሚ/ሚት
niknameተርጓሚ/ሚት
olga b.ተርጓሚ/ሚት
pleyadesኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
rzgar-bapiriተርጓሚ/ሚት
utilisateur_32947ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
yoan pouzetተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት
rohullah expertተርጓሚ/ሚት