Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ሓግዝን ደገፍን ንምርካብ።

ምስ ምስ Avec Femmes Entraide et Autonomie (Paris) et le CACIS / Maison d'Ella (Bordeaux)

ኣዳላዊ Femmes Entraide et Autonomie , CACIS/Maison d'Ellaኣቐድዲሙ ዝነበረ 8 годин тому

ደቂ ኣንስትዮ ካብ ኩነታት ዓመጽ ንኽወጻን ንስንባደአን ንኽስዕራን ዝሕግዝ ደገፍ።

Femmes Entraide et Autonomie (ፓሪስ) ከምኡ’ውን CACIS/Maison d’Ella (ቦርዶ) ስደተኛታትን ሓደስቲ መጻእትን ደቂ ኣንስትዮ ምስ ሰብ ሞያ ንኽራኸባ ዕድል ይህባ፤

  • ውልቃዊ ደገፍ (ማሕበራዊ ሰራሕተኛታት፣ ስነ-ኣእምሮኣውያን፣ ሓካይም፣ ዝተፈላለዩ ቴራፒስት ወዘተ)፣
  • ሓባራዊ ዓውደ መጽናዕትታት (ጽቡቕ ሂወት፡ ርእሰ-ምትእምማን፡ ስነ-ጥበባዊ ፍወሳ ወዘተ)።
ምፍላጡ ዘገድስ!ጽቡቕ ክትፈልጥ : እዚ ደገፍ ብቐንዱ ንሓደስቲ መጻእቲ ዝዓለመ እዩ።

ንምንታይከ የዘገድስ?

ደገፍ ካብ ኣማኸርቲ ምኽሪ ክህብኹምን ኣብ ጉዕዞኹም ዘድሊ ሓገዝን ብምግባር ይኽእሉ።

Un accompagnement individuel ou collectif est proposé selon vos besoins : ከከም ድሌታትኩም ውልቃዊ ወይ ጉጅለ ደገፍ ይቐርብ፤

  • ምርካብ ስነ-ልቦናዊ ደገፍ
  • ከምኡውን ምስታፍ ስነ-ጥበባዊ ፍወሳ ወይ ናይ ጥዕና ዓውደ መጽናዕቲ
  • ምስታፍ ምስ ካልኦትተመሳሰሊ ዓውደ መጽናዕትታት።

ንምርካብ ንምጥጣሕ ህይወት ኣብ ፈረንሳ

ከመይ ንገብሮ?

ናይ ማሕበር Fems Entraide et Autonomie (FEA) ወይ CACIS / Maison d'Ella ብኢመይል ወይ ብተሌፎን ርኸብዋ፤

Lieu d'accueil

381 Boulevard du Président Wilson, 33200 Bordeaux, France

05 57 09 25 77

maisondella@cacis.fr

Pépinière Mathis, 9 rue Mathis. 75019 Paris, France

contact@feaasso.org

Chargement de la carte...

11 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

  • xavidumምምሕዳር
  • diplosamተርጓሚ/ሚት
  • youተርጓሚ/ሚት
  • noorተርጓሚ/ሚት
  • niknameተርጓሚ/ሚት
  • kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
  • anastasiaተርጓሚ/ሚት
  • rohullah expertተርጓሚ/ሚት
  • marianneukraineተርጓሚ/ሚት
  • olga b.ተርጓሚ/ሚት
  • fea 75019ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ

Liens utiles