ፋይል ናይ ሓበሬታ ርኸቡ
ካብ መንጎ 1121 ፋይላት ናይ ምሕዳራትን ኣከባብያውያን ኣገልግሎት ዝሕብሩ ርኸቡ
ውጽኢት ምድላይ
ምውሳድ ናይ ርሕቀት ንመጽናዕቲ ንምድላው ናይ ምእንታው ናብ ዩኒቨርሲቲ
ምምሃር ን 65 ሰዓታት ብኢንተርነት ኮርስ ንዩኒቨርሲቲ፣ ናይ ርሕቀት ስርዓተ ትምህርቲ ፍልጠት፣ ፍሉይ ትምህርቲ ምክዕባት

ምምሃር ቋንቋ ፈረንሳ ኣብ ዩኒቨርሲቲ Reims ራንስ
ብቋንቋ ብፈረንሳ ክትስጉም ናይ ዩኒቨርሲቲ ዲግሪ ውሰዱ፣ ኣብ ፈረንሳ ድማ ትምህርቲ ምጅማር ወይ ዳግማይ ምጅማር

ምርካብ ዲግሪ ኣብ ዩኒቨርሲቲ Paris Dauphine-PSL መጀመርታ ዲግሪ፣ ማስተርስ ወይ ዶክትሬት ንምርካብ ምእንቲ ክትክእሉ።
ንኣብ ስደት ንዝርከቡ ተምሃሮን ንዓወት ዝድግፍን ዝተመጣጠነ ኣገባብ መመልከቲ ምእንቲ ክኽእሉ ምሕጋዝ ዘኽእል ናት ትምህርቲ መደብ እዩ

ምምሃር ቋንቋ ፈረንሳ ኣብ ዩኒቨርሲቲ ኣብ Rennes
ዲፕሎማ ኣብ ፈረንሳ ትምህርቲ ንምጅማር ወይ ዳግማይ ንምጅማር ናይ ዩኒቨርሲቲ ዲግሪ ምርካብ ስልጠና ውሰዱ

ምምሃር ቋንቋ ፈረንሳ ዩኒቨርሲቲ ኣብ ፓሪስ (7 ምምሓዳር)
ምርካብ ኣብ ፈረንሳ ትምህርቲ ንምጅማር ወይ ዳግማይ ንምጅማር ናይ ዩኒቨርሲቲ ዲግሪ ምርካብ ዘኽእል መአብ እዩ።

ምምሃር ቋንቋ ፈረንሳ ኣብ ዩኒቨርሲቲ ፓሪስ Paris (16ème)
ኣብ ፈረንሳ ኣብ ዩኒቨርስቲ ትምህርቲ ንምጅማር ወይ ዳግማይ ንምጅማር ናይ ዩኒቨርሲቲ ዲግሪ ምርካብ

ኣብ ከተማ ካን ኣብ ዝርከብ ዩኒቨርሲቲ ፈረንሳ ተማሃሩ
ኣብ ፈረንሳ ትምህርቲ ንምጅማር ወይ ዳግማይ ንምጅማር ናይ ዩኒቨርሲቲ ዲግሪ (DU) ምርካብ ዘኽእል መደብ።

ምምሃር ቋንቋ ፈረንሳ ኣብ ዩኒቨርሲቲ Strasbourg
ምእንቲ ኣብ ፈረንሳ ትምህርቲ ንምጅማር ወይ ዳግማይ ንምጅማር ናይ ዩኒቨርሲቲ ዲፕሎማ (DU) ምርካብ።

ምምሃር ቋንቋ ፈረንሳ ኣብ ዩኒቨርሲቲ ኣብ Perpignan
ምእንቲ ኣብ ፈረንሳ ትምህርቲ ንምጅማር ወይ ዳግማይ ንምጅማር ናይ ዩኒቨርሲቲ ዲግሪ ምርካብ።

ምምሃር ቋንቋ ኣብ ዩኒቨርሲቲ Paris (13ème)
ኣብ ፈረንሳ ትምህርቲ ንምጅማር ወይ ዳግማይ ንምጅማር ናይ ዩኒቨርሲቲ ዲግሪ ምርካብ ምእንቲ ክትክእሉ ።

ምምሃር ቋንቋ ፈረንሳ ኣብ ዩኒቨርሲቲ l'université à Paris (5ème)
ኣብ ፈረንሳ ትምህርቲ ንምጅማር ወይ ዳግማይ ንምጅማር ናይ ዩኒቨርሲቲ ዲግሪ ምርካብ።

ምምሃር ቋንቋ ፈረንሳ'université Paris (5ème)
ኣብ ፈረንሳ ትምህርቲ ንምጅማር ወይ ዳግማይ ንምጅማር ናይ ዩኒቨርሲቲ ዲግሪ ምርካብ ከኣሉ።

ምምሃር ቋንቋ ፈረንሳ ኣብ l'université à Paris (5ème)
ኣብ ፈረንሳ ትምህርቲ ንምጅማር ወይ ዳግማይ ንምጅማር ናይ ዩኒቨርሲቲ ዲግሪ ምርካብ ይከኣል።

ምምሃር ቋንቋ ፈረንሳ ኣብ ዩኒቨርሲቲ Bordeaux
እንተደኣ ኣብ ፈረንሳ ትምህርቲ ንምጅማር ወይ ዳግማይ ንምጅማር ናይ ዩኒቨርሲቲ ዲፕሎማ (DU) ምርካብ።

ምስልጣን፣ ብፍሉይ ስልጠና ብዝወሰዱ ተማሃሮ
ምኽኣል ምምሃር ኣብ ዝተፈላለዩ ክፋል ዓውደ ትህምርቲ ናይ ቋንቋ ፈረንሳ እንግሊዝ ከምኡውን ሕሳብ ብፍሉይ ዝሰልጠኑ ተመሃሮ ዝወሃቡ ኣስተምህሮታት ምኽሳብ።

ምምሃር ቋንቋ ፈረንሳ ዩኒቨርሲቲ Clermont-Ferrand
ኣብ ፈረንሳ ትምህርቲ ንምጅማር ወይ ዳግማይ ንምጅማር ናይ ዩኒቨርሲቲ ዲግሪ ምርካብ ዘኽእል መደብ እዩ

ምምሃር ቋንቋ ፈረንሳ ኣብ ዩኒቨርሲቲ Clermont-Ferrand
ኣብ ፈረንሳ ትምህርቲ ንምጅማር ወይ ዳግማይ ንምጅማር ናይ ዩኒቨርሲቲ ዲግሪ ምርካብ ምእንቲ ክትክእሉ

ምምሃር ቋንቋ ፈረንሳ ኣብ ዩኒቨርሲቲ Dunkerque
ኣብ ፈረንሳ ትምህርቲ ንምጅማር ወይ ዳግማይ ንምጅማርን ናይ ዩኒቨርሲቲ ዲፕሎማ (DU) ምርካብ

ምምሃር ኣብ ዩኒቨርሲቲ ቋንቋ ፈረንሳ ኣብ Rouen
ኣብ ፈረንሳ ትምህርቲ ንምጅማር ወይ ዳግማይ ንምጅማር ናይ ዩኒቨርሲቲ ዲግሪ ምርካብ ዝጠቅም መደብ እዩ

ምምሃር ቋንቋ ፈረንሳ ኣብ l'Université Lyon 2
ምምሃር ቋንቋ ፈረንሳ ኣብ l'Université Lyon 2 ንምጅማር ወይ ዳግማይ ንምጅማር ናይ ዩኒቨርሲቲ ዲግሪ ምርካብ።

ምምሃር Champs-sur-Marne ትምህርቲ ምህንድስና
ኣብ ፈረንሳ ትምህርቲ ንምጅማር ወይ ዳግማይ ንምጅማር ድልድል ስልጠና ግበር።

ኣብ ዩኒቨርሲቲ ኣብ ኣንጀ ፈረንሳ ተማሃሩ
ኣብ ፈረንሳ ትምህርቲ ንምጅማር ወይ ዳግማይ ንምጅማር ናይ ዩኒቨርሲቲ ዲግሪ (DU) ምርካብ ምእንቲ ክትክእሉ ዝተዳለወ መርስሕ እዩ።

ኣብ ዩኒቨርሲቲ Lorient ou Vannes ቋንቋ ፈረንሳ ተማሃሩ
ኣብቲ ኣብ ኣብ ፈረንሳ ትምህርቲ ንምጅማር ወይ ዳግማይ ንምጅማር ናይ ዩኒቨርሲቲ ዲግሪ ምርካብ ይከኣልምዃኑ ንምሕባር።

እዚ ፋይል'ዚ እውን የገድሰኩም ይኸውን'ዩ
ምስራሕ ከም ነርስ ወላ ዲፕሎምኩም ሕብረት ኤውሮጳ ወጻኢ ወላ እንተኾነ
ምስራሕ ሞያ ነርስ ኣብ ፈረንሳ ከም ነርስ ክትሰርሕ ንኽትክእል ኣብ ፈረንሳ ተማሃር።
ምስራሕ ኣብ ፈረንሳ ኣላዪ ወይ ሓጋዚ ኣለይቲ ሕሙማት ንምዃን UE ዲፕሎም ዘለዎም
ምስራሕ ኣብ ፈረንሳ ኣላዪ ወይ ሓጋዚ ኣለይቲ ሕሙማት ንምዃን ናይ ሓደ ዓመት ስልጠና ንምውሳድ ምስ እትደልዩ
ምስልጣን ብ DU Passerelle ናብ ዩኒቨርስቲ ንምእታው
ምስልጣን ብ DU Passerelle ናብ ዩኒቨርስቲ ንምእታው ናይ ፈረንሳ ኮርስ ውሰዱ
ምጥላብ ሰርቲፊኬት መለክዒ ብቕዓት ወይ ፓስፖርት ናይ ሕብረተ ኤውሮፓ ስደተኛታት (EQPR)
ምርካብ እዚ ፓስፖርት ፣ ኣብ መበቆል ሃገርኩም ዝኾነ ዓይነት ዲፕሎም ናይ ትምህርቲ ወይ ናይ ሞያ እንተ ዘይብልኩም ኣብ ምርካብ ይሕግዝ (EQPR)
ምምሃር ተሓጋጋዚ ፋርማሲስት ንምዃን ኣብ ፈረንሳ ዲፕሎምኩም ካብ UE ወጻኢ ምስ ዝኸውን
ተሓጋጋዚ ፋርማሲ (DEUST) ንምዃንን ኣብ ሆስፒታል ኣብ ምስራሕ ፍሉይ ሞያ ዘለዎን ስልጠና ምውሳድ
ምምልካት ን ስኮላርሺፕ ወይ ገንዘባዊ ሓገዝ ንትምህርቲ ።
ምርካብ CROUS ገንዘባዊ ሓገዝ ምሕታት: ኣብ ማሕበራዊ መዐቀኒታት ዝተመርኮሰ ስኮላርሺፕ (BCS) ወይ ናይ ASAA ኣበል ንምቕባል ።

ንምስራሕ ተሓጋጋዚ ሓኪም ስኒ ንምዃን ኣብ ፈረንሳ
ንምስራሕ ተሓጋጋዚ ሓኪም ስኒ ንምዃን ኣብ ፈረንሳ ንምፍላጥ ምስ እትደልዩ/