Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ምምሃር ቋንቋ ፈረንሳ ኣብ ዩኒቨርሲቲ ኣብ Perpignan

ምስ ምስ le DU Passerelle Étudiants en exil - Université de Perpignan Via Domitia

ኣዳላዊ RÉSEAU MEnS , Université de Perpignan Via Domitia (UPVD)ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 2 jours

እቲ ብዲፕሎማ ዩኒቨርሲቲ ፓሰረል (DU) ዝፍለጥ መደብ እዚ፡ ንሓተትቲ ዑቕባ፡ ከሰብቲ ንኡስ ወይ ግዝያዊ ሓለዋ፡ ስደተኛታትን ሃገር ኣልቦ ሰባትን ኮይኖም ኣብ ፈረንሳ ንኽመሃሩ ንዝደልዩ ዝሓሸ ደረጃ ቋንቋ ፈረንሳ ክህልዎም ዘኽእሎም መደብ እዩ ።

እዚ ን252 ሰዓታት ዝጸንሕ ናይ DU Passerelle - ን ስደተኛታት ተማሃሮ ዝወሃብስልጠና ዝህብ፤ ክሳብ 317ክበጽሕ ይኽእል

  • ምስታፍ ናይ ፈረንሳ ኮርሳት፣
  • ከምኡውን ዝተፈላላዩ ንጥፈታት ዝተኻተተ
  • ኣብ ፈረንሳ ዩኒቨርሲቲን ሞያዊ ፕሮጀክትኩምን ንምህናጽ ዝግበር ደገፍ..ምርካብ ወዘተ ተጠቓልል.
ምፍላጡ ዘገድስ
እቲ ስልጠና ዝወሃብሉ እዋን እንተወሓደ ን 1 ሰሚስተር (4 ወርሒ)፣ ካብ መስከረም ክሳብ ታሕሳስ ድሕሪኡ ካብ ጥሪ ክሳብ ግንቦት እዩ።

ኣብ ፈረንሳ ተመሳሰልቲ ኣገልግሎት ዝህቡ ኣስታት 40 ስልጠናታት ኣኣለዉ ። እዚ ወረቐት እዚ ኣብPerpignan Via Domitia. ዩኒቨርሲቲ ፐርፒኛን ቪያ ዶሚትያ ዝተዋህበ ስልጠና ዘቕርብ እዩ።

> En savoir plus sur le DU Passerelle : voir la fiche Réfugiés.info

ንምንታይከ የዘገድስ?

ኣብ እዋን እቲ መደብ ድማ፤

  • ኣብ ፈረንሳ ተማሃራይ ምዃን ከመይ ከም ዝመስል፡ ኮርሳትን ፈተናታትን ብኸመይ ከም ዝውደቡ፡ እንታይ ዓይነት ዲግሪታትን ፕሮግራማትን ከም ዘለዉ፡ ኣብ እዋን ኣስተምህሮታት ከመይ ጌርካ ማስታወሻታት ከም እትወስድን ካብ ክፍሊ ወጻኢ ከመይ ጌርካ ከም እትግምግሞን ምምሃር፡ መግለጺታት ምሃብ፡ ንፈተናታት ምድላዋት...ወዘተ
  • ኣብ ሰሚስተር 22 ሰዓታት ትምህርቲ ትምህርቲ ይረኽቡ።

ኣብ እዋን ስልጠና ድማ፤

  • ምድህሳስ ተማሃራይ ምዃን ከመይ ከም ዝመስል፡ ኮርሳትን ፈተናታትን ብኸመይ ከም ዝውደቡ፡ እንታይ ዓይነት ዲግሪታትን ፕሮግራማትን ከም ዘለዉ፡ ኣብ እዋን ኣስተምህሮታት ከመይ ጌርካ ማስታወሻታት ከም እትወስድን ካብ ክፍሊ ወጻኢ ከመይ ጌርካ ከም እትግምግሞን ምምሃር፡ መግለጺታት ምሃብ፡ ንፈተናታት ምድላዋት...
  • ምርካብ ኣብ ሰሚስተር 22 ሰዓታት ትምህርቲ ትምህርቲ ።

ከም ዝፍለጥ ስርዓተ ላዕለዋይ ትምህርቲ ፈረንሳ ዝተሓላለኸ እዩ፣ ስለዚ ንዚ ንምቅላል።

ኣብ እዋን ትምህርት፡ ሰብ ሞያ ንነፍሲ ​​ወከፍ ተማሃራይ፡ ንዘሎ ዕድላት ኣብ ግምት ብምእታው፡ ኣካዳሚያውን ሞያውን ዕላማታቱ ንኸማዕብል ዝሕግዝ ውልቃዊ ደገፍ ይህቡ።

  • እዚ ድማ ኣብ ምጽሓፍ ሲቪን ናይ መሸፈኒ ደብዳቤታትን፡ ከምኡ’ውን ኣብ ዝምስጠካ መደባት ንምምልካት ዝግበር ሓገዝ የጠቓልል።
  • ናይ 40 ሰዓታት ናይ ሞያ መምርሕን ናይ ስራሕ ምምዳብ ደገፍን።
  • ናይ 10 ሰዓታት ደገፍ ንምምሕዳራዊ ኣሰራርሓ

ብተወሳኺ ድማ፣ ን 12 ሰዓታት ኣብ ክልተ ዓመት ዝካየድ ማሕበረ-ባህላዊ ንጥፈታት ምስታፍ ይዕድም

  • ኪንዮ ምምሃር ኣብ ናይ ዩኒቨርሲቲ፣ ኣብኡ ዘሎ ባህላዊ ዓውደ መጽናዕትታ ምስታፍ ት፣
  • ምስታፍ ኣካላውን ስፖርታውን ንጥፈታት፣ .
  • ምርኣይ ካብ ቤት ስነ ጥበብን ባህልን፣
  • ብመምህራን ዝዳሎ ባህላውን ትምህርታውን ንጥፈታትን ምብጻሕን፣
  • ምስታፍ ዓለምለኻዊ መዓልቲ...

ከመይ ንገብሮ?

  • ኩነታት ኣመዛግባ ፡ ከመይ ጌርኩም ከም እትምዝገብ ንምፍላጥ ናብr le site de l'université
  • ናይ ምምልካት መዓልታት (ሓፈሻዊ ኣዋርሕ) : ካብ ግንቦት ክሳብ ሰነ
  • ርክብምጋባር : anne-veronique.fabre@univ-perp.fr

እንተደእ ድሕሪ ምልኣኽ መመልከቲ፡ መመልከቲኹም ተቐባልነት እንተረኺቡ፡ ንቃለ መሕትት ዕድመ ዝሓዘ ኢመይል ይመጸኩም እዩ።

Lieu d'accueil

52 Av. Paul Alduy, 66100 Perpignan, France

Chargement de la carte...

16 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

  • claudia mምምሕዳር
  • a mugnierምምሕዳር
  • admin-du-perpignanኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • niknameተርጓሚ/ሚት
  • mohamed sayed shokriተርጓሚ/ሚት
  • noorተርጓሚ/ሚት
  • diplosamተርጓሚ/ሚት
  • rohullah expertተርጓሚ/ሚት
  • marianneukraineተርጓሚ/ሚት
  • pileaተርጓሚ/ሚት
  • abdollahbayanishirdaghi@gmail.comተርጓሚ/ሚት
  • utilisateur_628083ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • gitoroተርጓሚ/ሚት
  • olga b.ተርጓሚ/ሚት
  • kakarተርጓሚ/ሚት
  • kim.delaunayተርጓሚ/ሚት

Liens utiles