ምርካብ ደገፍ ንምምሃር ኣብ ላዕለዋይ ትምህርቲ
ምስ ምስ Accompagnement global - ÉOLE
ኣዳላዊ Association EOLE ኣቐድዲሙ ዝነበረ 2 роки томуእዚ ኣብ ከምትሕቲ ዕድመ ብዘይ ስድራr ተፈላጥነት ረኺብካ ዲኻ ድሕሪ ባካሎሬት ኣብ ዩኒቨርሲቲ ክትመሃር ትደልዩ ዲኹምዲኻ?
እቲ ማሕበር 18 ዓመት ምስ መልእካ ኣብ ፕሮጀክት ላዕለዋይ ትምህርትኻ ክድግፈካ ይኽእል እዩ።
ÉOLE ክሳብ መወዳእታ ትምህርትኻ ብውልቂ ክድግፈካ እዩ፣ ምእንቲ ነቲ ዝመረጽካዮ ሞያዊ ፕሮጀክት ክትፍጽም።
ከመይ ?
- ኣብ ዘድልየካ ትምህርቲ ኣካዳሚያዊ ደገፍ ምሃብ
- ሳላ ኣብቲ ዝምስጠካ ዓውዲ ዝሰርሕ ስፖንሰር ሞያዊ መርበብካ ምህናጽ
- ምስ ፈተውቲ ስድራቤታት ብምርኻብ ኣብ ናጻ ግዜኻ ንጥፈታት ክትገብር
- ተሳትፎ ኣብ ስነ-ጥበባውን ባህላውን ንጥፈታት፡ ሳዕስዒት፡ ትያትር፡ ሬድዮ፡ ስፖርት...
ምፍላጡ ዘገድስ
እዚ ስርዓት እዚ ነቶም ከም ዘይተዓጀበ ትሕቲ ዕድመ (UMA) ኣፍልጦ ዝረኸቡ ዓበይቲ ሰባት ጥራይ እዩ ዝውዕል ።
እዚ ስርዓት እዚ ነቶም ከም ዘይተዓጀበ ትሕቲ ዕድመ (UMA) ኣፍልጦ ዝረኸቡ ዓበይቲ ሰባት ጥራይ እዩ ዝውዕል ።
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
11 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
a mugnierምምሕዳር
liseporicalኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
niknameተርጓሚ/ሚት
mariamተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
diplosamተርጓሚ/ሚት
olga b.ተርጓሚ/ሚት
utilisateur_628083ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
rohullah expertተርጓሚ/ሚት