ፋይል ናይ ሓበሬታ ርኸቡ
ካብ መንጎ 1094 ፋይላት ናይ ምሕዳራትን ኣከባብያውያን ኣገልግሎት ዝሕብሩ ርኸቡ
ውጽኢት ምድላይ
ሞያ ስነ-ህንጻ ዲፕሎም ንምርካብ ምድላው
ብነጻን እናተኸፈለኩም እትስልጥንሉ ሞያ ህንጻ ከምኒ (ፕላምበር/መሃንድስ ናይ መውዓዪ ቤት፣ ኤሌክትሪሻንን) ዘጠቓለለ እዩ።

ቋንቋ ፈረንሳ ምምሃር
ኢንተርነት ብምጥቓም ፣ቋንቋ ፈረንሳ ደረጃ ብቕዓትኩም ንምምዕባል ብዝተፈላለየ ኣፕሊኬሽን ብምሕጋዝ ኮርስ ምውሳድ።

ምምሃር ቋንቋ ፈረንሳ'université Paris (5ème)
ኣብ ፈረንሳ ትምህርቲ ንምጅማር ወይ ዳግማይ ንምጅማር ናይ ዩኒቨርሲቲ ዲግሪ ምርካብ ከኣሉ።

ኣብ ዩኒቨርሲቲ ሴንት ደኒስ Saint-Denis ፈረንሳ ተማሃሩ
ኣብ ፈረንሳ ትምህርቲ ንምጅማር ወይ ዳግማይ ንምጅማር ናይ ዩኒቨርሲቲ ዲግሪ ምርካብ።

ኣብ ዞባ ኢል-ደ-ፍራንስ፣ ፓሪስን ከባቢኣን ኮርስ ድለዩ።
Réseau Alpha ኣልፋ ኣብ ኢል-ደ-ፍራንስ ዝካየድ ኮርሳትን ስልጠናን ፈረንሳ ዝገልጽ ካርታ የቕርብ።

ኣብ l'université à Créteil ተመሃሩ
ኣብ ፈረንሳ ትምህርቲ ንምጅማር ወይ ዳግማይ ንምጅማር ናይ ዩኒቨርሲቲ ዲግሪ (DU) ምርካብ።

ክስማዕን ምኽኣልን ስነ-ኣእምሮኣዊ ሓገዝ ምርካብን
ጉጅለ ኢንተግራሳይ፣ ሓገዝ ንዘድልዮም ሰባት ስነ-ኣእምሮኣዊ ደገፍ ንምሃብ ይንቀሳቐስ ሓጋዚ ጉጅለ እዩ።

ኣብ ዩኒቨርሲቲ Villetaneuse ቋንቋ ፈረንሳ ተመሃሩ
እንተደኣ ኣብ ፈረንሳ ትምህርቲ ንምጅማር ወይ ንምቕጻል ተደልዩ፣ ዲግሪ ምርካብ ይከኣል ምዃኑን ኣገባቡን ዝሕብር ሰነድ።

ክሳብ ደረጃ A2 ቋንቋ ፈረንሳ ተማሃር
ናይ ፈረንሳ ዲፕሎማ ቤት ትምህርቲ ንዘይተመረቑ ስደተኛታትን ሓተትቲ ዑቕባን።

ምምሃር ቋንቋ ፈረንሳ ኣብ l'université à Paris (5ème)
ኣብ ፈረንሳ ትምህርቲ ንምጅማር ወይ ዳግማይ ንምጅማር ናይ ዩኒቨርሲቲ ዲግሪ ምርካብ ይከኣል።

ኣብ ዩኒቨርሲቲ ፓሪስ ፈረንሳ ተማሃሩ (ክልል 16)
ኣብ ፈረንሳ ትምህርቲ ንምጅማር ወይ ዳግማይ ንምጅማር ናይ ዩኒቨርሲቲ ዲግሪ ምርካብ።

ምርካብ መንበሪ ገዛ ካብ፣ ኢል-ደ-ፍራንስ ወጻኢ ኣብ ልዮነዝ lyonnaise ዝተባህለ
ምርካብ ሓገዝ ፣ ዞባ ንምቕያር፣ ስራሕን መንበሪን ንምርካብ ምሕጋዝ (ናብ ክፍልታት 15, 48, 36, 3, 49,76, 1

ምምሃር ናይ ቋንቋ ትምህርቲን ሓገዝን ኣሰናይነትን ምርካብ
ምርካብ ደገፍ፣ትምህርቲ ቋንቋ ፈረንሳ ኣብ ስራሕ ዓለምን ኣብ ማሕበራዊ ናብራ ምስ ትካላት ኣብ ምውህሃድ ናይ ሓገዝ ዘቕርቡ እዩ ።

ስራሕን ስልጠናን ንምርካብ ምሕጋዝ
ሓድ መደብ ናይ 6 ኣዋርሕ ን ምርካብ ዝራሕ ወይ ስልጠና ፣ ምሃብን ኣብ ፈተንሳ ንሓፈሳ ኣብ ዓውደ ስራሕ ዘሎ ባህርያት ከም ዝጽናዕ ምግባርን

ኣብ ዩኒቨርሲቲ ፓሪስ ፈረንሳ ተማሃሩ (ዞባ ወይ ክልል 16)
ኣብ ፈረንሳ ትምህርቲ ንምጅማር ወይ ዳግማይ ንምጅማር ናይ ዩኒቨርሲቲ ዲግሪ ምርካብ ምእንቲ ክኽእሉ።

ትምህርቲ ቋንቋ ፈረንሳ ተማሃሩ
ፈረንሳ ንምምሃር ሓያሎ ስልጠናታት፡ ከከም ድሌትካ (ንስራሕ፡ ባህሊ ንምርዳእ ወዘተ)

ምምሃር ቋንቋ ፈረንሳ ኣብ ፓሪስ Paris (5ème) ኣብ ዝርከብ ዩኒቨርስቲ
እዚ መደብ ኣብ ፈረንሳ ትምህርቲ ንምጅማር ወይ ዳግማይ ንምጅማር ናይ ዩኒቨርሲቲ ዲግሪ ምርካብ።

ተማሃሩ ኣብ ዩኒቨርሲቲ ፓሪስ (Sceaux campus) ቋንቋ ፈረንሳ
እምበኣርከስ ኣብ ፈረንሳ ትምህርቲ ንምጅማር ወይ ዳግማይ ንምጅማር ናይ ዩኒቨርሲቲ ዲግሪ ምርካብ።

ምርካብ ማሕበራዊ ደገፍ
ምርካብ ሓገዝ ንLGBTQI+ ወጻእተኛታት: ማሕበራዊ መሰላት: መንበሪ ኣባይቲ: ጾታውን ኣእምሮኣውን ጥዕና: ሞያዊ ውህደት ንምርካብ

ገምግም ደረጃ ቋንቋ ፈረንሳ ንምግባር
ኣብ ፓሪስ ዝሰማማዓኩም ኮርስ ንምርካብ ደረጃ ፈረንሳ ፍለጡ

ኣብ ዩኒቨርሲቲ Nanterre ናንተ ቋንቋ ፈረንሳ (ደረጃ B1) ተማሃሩ
ኣብዚ መደብ ኣብ ፈረንሳ ትምህርቲ ንምጅማር ወይ ዳግማይ ንምጅማር ናይ ዩኒቨርሲቲ ዲግሪ ምርካብ።

ምርካብ ሓገዝ ኣብ ምስላጥ ናይ ቤትጽሕፈት ጉዳይ ዝኸውን
ምርካብ ሓገዝ መንበሪ ገዛን ምምሕዳራዊ ኣሰራርሓን ፣ ዝነጥፍ ማሕበር Rendez-vous carte de séjour, CAF, France Travail,

ምርካብ ኩለመዳያዊ ደገፍ
ኣብ ምዕጃብ ስደተኛታት ከከም ድሌታቶም: መንበሪ ገዛ: ስራሕ: መሰላት...

ምምሃር ቋንቋ ፈረንሳ ኣብ ዩኒቨርሲቲ l'université à Paris (5ème)
ኣብ ፈረንሳ ትምህርቲ ንምጅማር ወይ ዳግማይ ንምጅማር ናይ ዩኒቨርሲቲ ዲግሪ ምርካብ።
