Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ምርካብ መንበሪ ገዛ ካብ፣ ኢል-ደ-ፍራንስ ወጻኢ ኣብ ልዮነዝ lyonnaise ዝተባህለ

ምስ ምስ le programme EMILE

ኣዳላዊ Délégation Interministérielle à l'Hébergement et à l'Accès au Logement ኣቐድዲሙ ዝነበረ 8 місяців тому

ኣብ ዞባ ኢል-ደ-ፍራንስ ዲኻ ትነብር ወይስ ኣብ ሮን Rhône ? ኣብ ካልእ ዞባ ክትጣየሱ ምስ እትደልዩ እንተኲይንኩም?

እቲ መደብ ናይ EMILE ኣሰናይነት መደብ ካብ ዞባ ናይ ኢልደፍራንስ ወጻኢ ኣብ ካልእ ዞባታት ምውዓል (Ain, Allier, Cantal, Cher, Indre, Lozère, Maine-et-Loire and Seine-Maritime) ስራሕን መንበሪ ገዛን ብቐሊሉ ናይ ምርካብ ተኽእሎ ዘለዎ ናይ ህይወት ፕሮጀክት ንምህናጽ ደገፍ ይህብ።

ሰብ ሞያ ነቲ ፕሮጀክትን ምብጋስን፡ ድሕሪኡ ኣብቲ ሓድሽ ዞባ ምምጻእን ምትካልን ይሕግዙኻ።

 እቲ መደብ ንሰባት ክፉት እዩ፤
- ወለንተኛታት
- ንዓቕመ ኣዳም ምዃን
- ኣብ ዘይተረጋገጸ ኩነታት ኣባይቲ
- ምስ ዝተሓተ ደረጃ ፈረንሳዊ A2
- ምስ ሕጋዊ መንበሪ ካርድን ንማሕበራዊ ኣባይቲ ንምምልካት ሰነዳትን ሒዝካ
- በይኖም፡ ከም መጻምድቲ፡ ወይ ከም ስድራቤት ምስ ቆልዑ።

እቲ ቀንዲ መዐቀኒ ንኽንቀሳቐስ ዝድርኽ ድርኺት እዩ፣ ከምኡ’ውን ኣብ ሓደ ምልመላ ዝገብር ዘሎ ዓውዲ ክትሰርሕ ወይ ክትስልጥን እዩ።

ንምንታይከ የዘገድስ?

መንበሪ ገዛ ኣብ ምርካብን ኣብ ካልእ ዞባ ፈረንሳ ክትሰፍርን ምእንቲ ክትድገፉ ከም እትኽእሉ ፍለጡ ።

ኣብ ሞያዊ ፕሮጀክትኩም፡ ስራሕ ወይ ሞያዊ ስልጠና ንምድላይ ኣብ እትገብሮ ጻዕሪ ክትገፉ ኣለኩም።

ኣብ መጻኢ ናይ ህይወት ቦታኹም ትበጽሕን ምስ ኣስራሕቲ ትራኸብን፣ ሳላ ምብጻሕን ኣቀራርባን ናይታ ከተማን ዝመረጽካዮ ክፍልን እዩ።

ኣብቲ ቦታ ማሕበር ይስዕበኩም፣ ምእንቲ ምትካልካን ሞያዊ ውህደትኩምን ጽቡቕ ክኸይድ ምእንቲ ክኸገልኩም።

ከመይ ንገብሮ?

ማሕበራዊ ሰራሕተኛኻ፡ ኣማኻሪ ፈረንሳ ትራቫይል፡ ወኪል ተልእኾ ከባቢኻ፡ ሓላፊ ሞያዊ ውህደት፡ ሓላፊ ማእከል ወዘተ ናብ መርበብ ሓበሬታ ፕሮግራም sur le site du programme EMILE, ክኸይድ ኣለዎ፡ ኣብ “ኣነ ይምዝገብ” ድማ ጠውቕ። ቅጥዒ መሊእካ ሰነዳት ክትሰድድ ኣለካ።

ምፍላጡ ዘገድስ! እንተደኣ ኣብ ኢልደፍራንስ ሃሊኹም Île-de-France : programme.emile@ares-association.fr ወይ 06 26 65 04 83.
እንተደኣ ኣብ ከተማ lyonnaise : ልዮኔዝ ተቐማጦ ኲይንኩም emploidabord@lahso.org ou 07 50 05 59 47.


18 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

  • claudia mምምሕዳር
  • a mugnierምምሕዳር
  • xavidumምምሕዳር
  • andressa bittencourtምምሕዳር
  • diplosamተርጓሚ/ሚት
  • youተርጓሚ/ሚት
  • ammar bazzaziተርጓሚ/ሚት
  • noorተርጓሚ/ሚት
  • niknameተርጓሚ/ሚት
  • olga b.ተርጓሚ/ሚት
  • alexisተርጓሚ/ሚት
  • kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
  • agathelaተርጓሚ/ሚት
  • rohullah expertተርጓሚ/ሚት
  • marianneukraineተርጓሚ/ሚት
  • anastasiaተርጓሚ/ሚት
  • virginie lbኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • ymh582760@gmail.comተርጓሚ/ሚት

Liens utiles