Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ምምሃር ትምህርቲ ቋንቋ ፈረንሳ le Val-de-Marne

ምስ ምስ Avec Emmaüs Solidarité Compétences

ኣዳላዊ EMMAÜS Solidarité Compétences ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a un jour

እዚ ኣብ ሓያሎ ዛዕባታት፣ ኣኣብ ቋንቋ ፈረንሳ ንምምሃር ዝወሃብ ስልጠና ኮይንኑ ኣ ዞም ዝስዕቡ ነገራት የተኩር ፤

  • ምኽኣል ምንባብን ምጽሓፍን
  • ፕሮፌሽናል ዝኾነ ናይ ፈረንሳትምህርቲ
  • ምፍላጥ ባህልን ልምድን ፈረንሳውያ
  • ምኽኣል ፈረንሳዊ ንኮምፒተር ንምጥቃም...

ነፍሲ ወከፍ ስልጠና ብነጻ ኮይኑ፡ ካብ 3 ክሳብ 6 ኣዋርሕ ኣብ ሰሙን ኣስታት 10 ክሳብ 15 ሰዓታት ኣብ ሰሙን ይህብ።

  1. ምፍላጡ ዘገድስ ነፍሲ ወከፍ ስልጠና ብነጻ ኮይኑ፡ ካብ 3 ክሳብ 6 ኣዋርሕ ኣብ ሰሙን ኣስታት 10 ክሳብ 15 ሰዓታት ይህብ።
እዚ ከከም ደረጃኹም ፕሮጀክትኹም ኣድራሻኹም ዝበለጸ ዝሰማማዕ ስልጠና እዩ ዝወሃበኩም።

ንምንታይከ የዘገድስ?

ስራሕ ንምርካብ ወይ ሞያዊ ስልጠና ንምስዓብ ንምድላው ሓያሎ ናይ 6 ኣዋርሕ ስልጠናታት (ኣብ ሰሙን 15 ሰዓታት)፣ ምስ፤

- ትምህርቲ ፈረንሳ (ጉጅለ + ውልቃዊ ደገፍ)
- ዲጂታላዊ ዓውደ መጽናዕትታት (ኮምፒተር፡ ስማርትፎን)
- ኣብ ሜላታት ምድላይ ስራሕ ዝምልከት ዓውደ መጽናዕትታት
- ስፖርትን ትያትርን
- ማሕበራዊ ክትትል።:

  • ን ምምሃር ቋንቋ ፈረንሳ ትምህርቲ (ጉጅለ + ውልቃዊ ደገፍ)ምርካብ
  • ምርካብ ዲጂታላዊ ዓውደ መጽናዕትታት (ኮምፒተር፡ ስማርትፎን)
  • ምኻኣል ኣብ ሜላታት ምድላይ ስራሕ ዝምልከት ዓውደ መጽናዕትታት
  • ምስታፍ ኣብ ስፖርትን ትያትርን
  • ምግባር ማሕበራዊ ክትትል።

ሓያሎ ናይ 6 ኣዋርሕ ስልጠናታት (ኣብ ሰሙን 15 ሰዓታት) ንባብን ምጽሓፍን ንምምሃርን ድሕሪኡ ስራሕ ንምድላይ ወይ ንሞያዊ ስልጠና ንምምዝጋብ ንምምችቻውን።

ኣብቲ መደብ :
- ትምህርቲ ፈረንሳ (ጉጅለ + ውልቃዊ ትምህርቲ) መልእኽትታትን ሰነዳትን ስራሕ ንምርዳእን ኣብ ሞያዊ ኩነታት ንምርድዳእን።
- ንቢዝነስ ናይ ስራሕ ኮዳት ንምርዳእ ዝሕግዙ ኮርሳት
- ኣብ ሜላታት ምድላይ ስራሕ ዝምልከት ዓውደ መጽናዕትታት
- ማሕበራዊ ክትትልን ሓገዝን ኣብ ምምሕዳራዊ ኣገባባት። ኣብቲ መደብ :

  • ብሳላ እቲ መደብ ትምህርቲ ፈረንሳ (ጉጅለ + ውልቃዊ ትምህርቲ) መልእኽትታትን ሰነዳትን ስራሕ ንምርዳእን ኣብ ሞያዊ ኩነታት ንምርድዳእን ምኽኣል ።
  • አምኡውን ንቢዝነስ ናይ ስራሕ ኮዳት ንምርዳእ ዝሕግዙ ኮርሳት
  • ምስታፍ ኣብ ኣብ ሜላታት ምድላይ ስራሕ ዝምልከት ዓውደ መጽናዕትታት
  • ምፍላጥ ማሕበራዊ ክትትልን ሓገዝን ኣብ ምምሕዳራዊ ኣገባባትን ካልእን ዘጠቓልለ
ኣዝዩ ኣግዳሲ ሓበሬታ እዞም ስልጠናታት እዚኣቶም፡ናይ ቋንቋ ደረጃናይ ፈረንሳ A1ንምብጻሕ ንዘለዎምን ምንባብን ምጽሓፍን ዘይክእሉ ተጠቀምቲ ኣህጉራዊ ሓለዋንዘለዎም ሰደተኛታት ዝዓለሙ እዮም።

ፈረንሳ ንምምሃርን ንልምድታት ፈረንሳ ብዝበለጸ ንምርዳእን ናይ 5 ኣዋርሕ ስልጠናታት (ኣብ ሰሙን ካብ 10 ክሳብ 12 ሰዓታት)፡ ምስ፤

- ትምህርቲ ፈረንሳ (ጉጅለ + ውልቃዊ ደገፍ)
- ኣብ መንጎ ባህልታት ዝግበር ዓውደ መጽናዕቲ
- ማሕበራዊ ክትትልን ናይ ስራሕ ደገፍን።

  • ትምህርቲ ፈረንሳ (ጉጅለ + ውልቃዊ ደገፍ)
  • ኣብ መንጎ ባህልታት ዝግበር ዓውደ መጽናዕቲ
  • ማሕበራዊ ክትትልን ናይ ስራሕ ደገፍን።
ጽቡቕ ምፍላጥ ! ሓደ ካብዞም ኮርሳት ንሓተቲ ዑቕባ ክፉት እዩ።

እዚ ከከም ደረጃኹም ፕሮጀክትኹም ኣድራሻኹምዝበለጸ ዝሰማማዕ ስልጠና ክወሃብ ትምህርቲ እዩ ፣ ኣብዚ ሊንክ ጠቂቕኩም ተማሀሩ ።le site d'Emmaüs Solidarité Compétences.

ክትረኽብዎም ትኽእሉ ኢኹም፤

  • ብስልኪ፡ 01 40 09 20 21
  • ብኢመይል፡ competences@emmaus.asso.fr
  • ወይ ድማ ኣብ à Ivry-sur-Seine :
    4 Rue de la Baignade, 94400 Ivry-sur-Seine
ኣዝዩ ኣገዳሲ ሓበሬታ ቅድሚ ኮርስ ምጅማርካ ምስ መምህር ፈረንሳ ፈተና (ብጽሑፍን ኣፋውን) ክትወስድን ምስ በዓል ሞያ ቃለ መሕትት ክትገብሩን ኣለኩም።

ከመይ ንገብሮ?

ናይ ሓደስቲ ስልጠናታት ምዝገባ ዕለታት ንምርካብ፡ le site d'Emmaüs Solidarité Compétences.

ክትረኽብዎም ትኽእሉ ኢኹም፤

  • ብስልኪ፡ 01 40 09 20 21
  • ብኢመይል፡ competences@emmaus.asso.fr
  • ኣብ ማእከል ስልጠና ብቐጥታ ኣድራሻና 4 Rue de la Baignade, 94400 Ivry-sur-Seine
ኣዝዩ ኣግዳሲ ሓበሬታ ቅድሚ ኮርስ ምጅማርካ ምስ መምህር ፈረንሳ ፈተና (ብጽሑፍን ኣፋውን) ክትሓልፍን ምስ በዓል ሞያ ቃለ መሕትት ክትገብርን ኣለኩም።

Lieu d'accueil

4 Rue de la Baignade, 94400 Ivry-sur-Seine, France

01 40 09 20 21

competences@emmaus.asso.fr

Chargement de la carte...

13 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

  • xavidumምምሕዳር
  • claudia mምምሕዳር
  • niknameተርጓሚ/ሚት
  • marianneukraineተርጓሚ/ሚት
  • olga b.ተርጓሚ/ሚት
  • rohullah expertተርጓሚ/ሚት
  • diplosamተርጓሚ/ሚት
  • hadudmak19ተርጓሚ/ሚት
  • noorተርጓሚ/ሚት
  • emmaüs solidarité compétencesኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
  • john14ተርጓሚ/ሚት
  • coordinatrice sabineኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ

Liens utiles