ተመሃሩ ክሳብ ደረጃ A2 ዝበጽሕ ቋንቋ ፈረንሳ
ምስ ምስ THOT - Transmettre un Horizon à Tous
ኣዳላዊ Transmettre un Horizon à Tous ኣቐድዲሙ ዝነበረ 6 місяців томуቶትThot ኣብ ስደት ንዝርከቡ ሰባት፡ ስደተኛታትን ሓተትቲ ዑቕባን ውሑድ ወይ ውን ዋላ ሓንቲ ትምህርቲ ዘይብሎም፡ ኣብ መበቆል ሃገሮም ተመሪቖም ዘይፈልጡ ናይ ፈረንሳ ናይ ዲፕሎማ ቤት ትምህርቲ እዩ።
- ንውሓት ሰዓታት 160 ሰዓታት ትምህርቲ ቋንቋ ፈረንሳ፣
- 1 ብቑዕ መምህር ፈረንሳ ከም ቋንቋ ወጻኢ ኣብ ነፍሲ ወከፍ ደረጃ ክፍሊ 15 ተማሃሮ ዘካትት፣
- ንናይ 10 ሰዓታት ስነ ጥበባዊ ዓውደ መጽናዕቲ ፣
- አምኡውን ናይ 16 ሰዓታት ናይ ስራሕ ዓውደ መጽናዕቲ ፣
- 3 ማእከላት ስነ-ኣእምሮኣዊ፡ ማሕበራውን ሕጋውን ሓገዝ
- መኣስ እዚ ንመጻኢ ንምድላው ዝሕግዝ 1 ሞያዊ ኦሬንቴሽን ማእኸል ፣
- ብዘይካ እዚ እውን ፣ ናይ ምዝንጋዕባህላውን ምሕዝነታውን ምውጻእ ፣
- ኣብ መወዳእታ ድማ 1 ናይ መወዳእታ ክፍሊ ፈተና ንህይወት ዝጸንሕ ናይ ግዝኣት ዲፕሎማ : እቲ DILF እቲ DELF A1 ወይ እቲ DELF A2.
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
ፈረንሳይ
ስራሕ
ስልጠናታት ውሰድ፣
ስራሕ ንምርካብ ሓጋዚ ወይ ዘሰንየካ ምርካብ፣
ኣብ ስርሔይ ክሕግዘኒ መታን ቋንቋ ፈረንሳይ እመሃር፣
ወግዓዊ ዲፕሎማ አርክብ ፈተና ንምሕላፍ
12 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
xavidumምምሕዳር
a mugnierምምሕዳር
niknameተርጓሚ/ሚት
diplosamተርጓሚ/ሚት
amintatariተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት
olga b.ተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
anastasiaተርጓሚ/ሚት
rohullah expertተርጓሚ/ሚት
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
utilisateur_72712685ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ