ምምሃር ናይ ቋንቋ ትምህርቲን ሓገዝን ኣሰናይነትን ምርካብ
ምስ ምስ Le programme LEVIER
ኣዳላዊ Les entreprises pour la Cité ኣቐድዲሙ ዝነበረ рік томуምውህሃድን ናይ ስራሕ ኩነታት ኣብፈረንሳ ንምርዳእ ዝጸንሕ ናይ 2 ወርሒ መደብ፡ ምስ
- ፕሮፌሽናል ናይ ቋንቋ ፈረንሳ ኮርሳት
- ኩነታት ዕዳጋ ስራሕ ኣብ ፈረንሳ፡ ስራሕ ወሃብቲ ትካላት፡ መሰላት ሰራሕተኛታት ምፍላጥ
- ከምኡውን ዲጂታላዊ ዓውደ መጽናዕትታት መሰረታዊ ነገራት ኮምፒተር ከመይ ጌርኩም ከም እትጥቀመሉ ንምፍላጥ፡ ጽሑፍ ትጽሕፍ፡ ኣብ ኢንተርነት ስራሕ ትደሊ...ወዘተ
- ሲቪ CV, ፡ ናይ ሽፋን ደብዳበ ንምጽሓፍ ዝሕግዙ ዓውደ መጽናዕትታት
- ንቃለ መሕትት ስራሕ ምድላው
- እንተላይ ስራሕ ወይ ስልጠና ኣብ ምድላይ ዝግበር ደገፍ ምርካብ
- ከምኡውን ምስ ሰብ ሞያ ኣኼባታት ብምግባር ብዛዕባ ኣብ ፈረንሳ ዘሕለፍዎ ተመኩሮታት (ምኽሪ፡ ኣቀራርባ ስራሕ ወዘተ)
- ኣብ ምምሕዳራዊ ኣገባባትኩም ተሓገዙ (ፈረንሳ ትራቫይል)
ድሕሪ እዚ መደብ እዚ፡ እንተበዝሐ ን12 ኣዋርሕ ዝጸንሕ ውልቃዊ ደገፍ ይከኣል እዩ፡ ክሳብ ናብ ሓደ ኩባንያ እትኣቱ።
ኣዝዩ ኣገዳሲ ሓበሬታ
ኣብ ነፍሲ ወከፍ ወርሒ ገንዘባዊ ኣበርክቶ ክትከፍሉ ኣለኩም እቲ ክፍሊት ከከም ኣታዊኹም ዝተፈላለየ እዩ እቲ ብጽሒትኩም (ካብ 10% ክሳብ 15%)። ክኸውን ይኽእል
ኣብ ነፍሲ ወከፍ ወርሒ ገንዘባዊ ኣበርክቶ ክትከፍሉ ኣለኩም እቲ ክፍሊት ከከም ኣታዊኹም ዝተፈላለየ እዩ እቲ ብጽሒትኩም (ካብ 10% ክሳብ 15%)። ክኸውን ይኽእል
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
ስራሕ
ፈረንሳይ
ስራሕ ንምርካብ ሓጋዚ ወይ ዘሰንየካ ምርካብ፣
ምድላው ሲቪ"CV" ውልቃዊ ታሪኽን ናይ ስራሕ ቃለ መሕትት፣
ኣብ ስርሔይ ክሕግዘኒ መታን ቋንቋ ፈረንሳይ እመሃር፣
ስልጠናታት ውሰድ፣
18 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
xavidumምምሕዳር
claudia mምምሕዳር
diplosamተርጓሚ/ሚት
abdel fተርጓሚ/ሚት
olga b.ተርጓሚ/ሚት
utilisateur_61623907ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
nalothmanተርጓሚ/ሚት
rohullah expertተርጓሚ/ሚት
aman expertተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
niknameተርጓሚ/ሚት
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
denissተርጓሚ/ሚት
mathilde meylan - lepcኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
tacko diakhateኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
cécile-lepcኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
clement-lepcኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ