ኮዲኮ Kodiko - ስራሕን ስልጠናን ንምርካብ ምሕጋዝ - Réfugiés.info

Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ስራሕን ስልጠናን ንምርካብ ምሕጋዝ

ምስ ኮዲኮ Kodiko

ኣዳላዊ Kodiko ኣቐድዲሙ ዝነበረ 20 днів тому

ሓደ ን 6 ኣዋርሕ ዝጸንሕ : ኣብ ቋንቋ ፈረንሳ ሞያዊ ኮዳት ናይ ኣሰራርሓ ምፍጣር ንምምሃርን ፣ ከምኡውን እዞም ዝስዕቡ ነገራት ምኽሳብ ፣ ከም እኒ

• ምምሃር ፣ ብ ኸመይ ንስራሕ ወይ ስልጠና ከም እትረክቡ

• ምጥራይ ተለክሮ ኣብ ናይ ስራሕ ምድላይ መሳርሒታት ብዝሩዕ ኣፍልጦ ናጻ ምዃንን።

• ምስ ሰብ ሞያ ተራኺብኩም መርበብኩም ኣማዕብሉ

• ምግባር ንናይ ስራሕ ስልጠናን ቃለ መሕትት ምልምማድ

• ምርኻብ ርእሰ ምትእምማን ዳግማይ

• ምምሕያሽ ደረጃ ጽሑፍን ምዝራብን ኮነ ፈረንሳ ኣመሓይሽ: ሞያዊ ስነ-ቓላት...



ኣገዳሲ ሓበሬታ ኣብቲ መደብ ንምስታፍ እንተወሓደ ደረጃ A2 ናይ ፈረንሳ ክህልወኩም ኣለዎ።


ንምንታይከ የዘገድስ?

ኣብ ነፍሲ ወከፍ ሰሙን ብዛዕባ ስራሕን ኣሰራርሓን ዝወሃብ ስልጠና ፣ ከምኡ እውን ን ምድላው CV, ናይ ተበግሶ ደብዳቤን ፣ ምድላዋት ናይ ስራሕ ቃለመጠይቕን ወዘተ.

ነፍሲ ወከፍ ተሳትፎ፣ ኣብ ሓደ መሻርኽቲ ናይ ትካል ናይቲ ማሕበር ዝሰርሕ ሰራሕተኛ ንምዕጃብ ዕድል ይረክብ።

እቲ ሰራሕተኛ ነቲ ተሳታፊ ምስ ኩነታቱ ዝሰማማዕ ስራሕ ንኽረክብ ክሕግዞ ይግባእ።

ናይ ፈረንሳ ቋንቋ ዕድላትን ፣ ናይ ኮምፑተር ስልተናታት ከከም እቲ ድሌት ናይ ተሳተፍቲ ምስትምሃር። .

68% ከብኣቶም በዚ መስርሕ እዚ Kodiko ዝሓልፉ ፣ ዳግማይ እንደገና ምስ ሞይኦም ዝተሓሓዝ ስራሕ ይረኽቡ

ከመይ ንገብሮ?


ምፍላጡ ዘገድስ!
ነዚ ምምላእ ኣይትረስዕዎ formulaire d'inscription.እንተደኣ ንናይ ጽቕጽል መደባትና ክትፈሉ ደሊኹም

ንምምዝጋብ ነዚ ናይ ምዝገባ ቅጥዒ ምልእዎ formulaire

ንዝቕጽል መደባት ናይ ምፍላጥ ሓበሬታ እንተደሊኹም

Passer la carte

Lieu d'accueil

  • Avenue des Pays Bas, 35000 Rennes, France
  • 06 21 69 48 50
  • lucile@kodiko.fr

  • Orléans, France
  • sali@kodiko.fr

  • Tours, France
  • sali@kodiko.fr

  • Strasbourg, France
  • sofia@kodiko.fr

  • 26000 Valence, France
  • isabelle.b@kodiko.fr

Chargement de la carte...

8 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

  • xavidumምምሕዳር
  • lucie kodikoኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • marianneukraineተርጓሚ/ሚት
  • kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
  • diplosamተርጓሚ/ሚት
  • niknameተርጓሚ/ሚት
  • rohullah expertተርጓሚ/ሚት
  • noorተርጓሚ/ሚት

Liens utiles