ፋይል ናይ ሓበሬታ ርኸቡ
ካብ መንጎ 1093 ፋይላት ናይ ምሕዳራትን ኣከባብያውያን ኣገልግሎት ዝሕብሩ ርኸቡ
ውጽኢት ምድላይ
ምፍራም ብ ኢንተርኔት ወይ ኢ-ፎቶ
ምስኣል ብ ኢንተርኔት ወይ ኢ-ፎቶ ንወግዓዊ ሰነዳት ። ኣብ ኢንተርነት ንምስራሕን ንምጥቃምን ዝሕግዙ
ንምስላጥ መስርሕ ንምጥርናፍ ስድራቤት ንምግባር
ንምጥርናፍ ስድራቤንት ናብ ሃገረ ፈረንሳ ብሓባር ናይ ምኺኣን ድሌት ኣለኩም እንተኾይኑ? እነሀልኩም ኣጋባቡ
ምርካብ ህጹጽ መጽለሊ ናብ 115 ብምድዋል
ምርካብ ህጹጽ መጽለሊ ምርካብ ህጹጽን ግዝያዊ መጽለሊ ብናጻ ንምርካብ ክትክእሉ ኢኹም
ምርካብ ናይ ወጻእተኛታት ፓስፖርት ወይ ናይ መገሺ ካርድ
ምጥላብ ን 5 ዓመት ዘግልግል ፓስፖርት ናብ ወጻኢ ክንገሸሉ ንኽእል ፓስፖርት ምርካብ ::

ምህላው ናይ ፈረንሳ ደረጃ ብቕዓት ምስክር ወረቐት
ምህላው ናይ ፈረንሳ እንተደኣ ናይ ቋንቋ ፈረንሳ ብቕዓትካ መርትዖ ዝኾነ ሰናድ ናይ (DELF, DALF, DILF, TCF, TEF...) ክህልወኩም ምስ እትደልዩ ዝጠቅም እዩ
ምሓዝ ቆጸራ፣ ምስ ሓደ ወይ ሓንቲ ኣሲስታን ሶሻያ
ምርካብ ኣሲስታንስ ሶሻል ዝኾነ ዓይነት ምኽሪ ወይ ኣብ ዝኾነ ዓይነት መዳይ ምስላጥ ናይ ቤት ጽሕፈታት ክሕግዝኹም ይኽእሉ ::
ምጉዓቅ ናብ መበቆል ሃገርኩም
ምምላስ ናብ መበቆም "ውሑስ ኣካይዳ" ብኸመይ ከም እትረክብ ፍለጥ፣ ናብ መበቆል ሃገርካ ክትገይሽ ዘኽእለካ ሰነድ።
ብወግዓዊ ትርጉም ፣ ዝተተርጎመ ዶኩመንት ንምርካብ
ወግዓዊ ሰነድ ናይ ካልእ ቋንቋ ፣ ናብ ፈረንሳ ንምትጓም ምስ እትደልዩ ፣ ብኸመይ ናይ ዝቐርበኩም ኣድራሻ ንምኻድ ዝሕብር ኣገልግሎት እዩ።
ምምላስ ናብ ኦፍራ ዝተሰደደ ዶክሜንት l’OFPRA
ምምላስ ናብ ኣፍራ ዝለኣኽኩሞ ኦርጅናል ሰነዳትኩም l'OFPRA ከም ዝምለስ ክትገብሩ ትኽእሉ መገዲ ዝሕብር እዩ።

ምሕታት ንምርካብ ግዝያዊ ዑቕባ
ምርካብ ግዝያዊ ዑቕባ እብ ፈረንሳ ንምርካብ ዘኽእሉ ነጥብታት ምፍላጥ ዘገድስ።
ምርካብ ተረኛ ፋርማሲ ኣብ እዋን ለይቲን በዓላትን
ምርካብ ተረኛ ፋርማ፣ ናይ ምሸትለይቲ: ሰንበትን: ኣብ እዋን በዓላትን ክፉት ዝኾነ ፋርማሲ ምርካብ
ምጥላብ ፍሉይ ሓገዝ ስንክልና ምስዘጋጥም ክህሉ ዘለዎ ሓገዝ (MDPH)
ምርካብ እንተደኣ ስንክልና ኣጋጢሙ ክህሉ ዘለዎ ኣበልን ተጠቀምቲ ንምርካብ MDPH ፋይል ብኸመይ ከም እትሰርሕ ፍለጡ።
ምግዛእ ናይ ቴምፕር ፊስካል ዝበሃል ቴምብር
ብኸመይ ቴምፕር ናይ 'ፊስካል' ከምዝግዛእ ንክትፈልጡ ምእንቲ፣ ንዝተወሰኑ ዶክሜንታት ዝጠቅም ወግዓዊ ቴምፕር እዩ ።
ምምልካት መንበሪ ገዛ ንምርካብ
ምምልካት መንበሪ ገዛ ንምርካብ ካፍ ፣ኩነታትኩም ንመሕደሪኻ ንምኽፋል ሓገዝ (APL, ALF, ALS) ክህብ ይኽእል እዩ።
ምሓዝ ሓኪም ቆጸራ ዶክቶሊብ Doctolib
ምሓዝ Doctolib ነጻ ሕክምናዊ ቆጸራ ክንገብረሉ ንኽእል ዝሕግዘና መስመር ኢዩ፤፣
ምምላእ ናይ ስድራቤት መወከሲ ወረቐት ብግቡእ
ምስ ኦፍፕራ ዝተሓተተ ናይ ስድራቤት መወከሲ ወረቐት (FFR) ዘሎ ሓበሬታ ብግቡእ ከም እትጽሕፍዎም ምርዳእ ንኽትክእሉ ዝዓለመ።

ምህላው livret de famille ኣብ ፈረንሳ
ምእንቲ ካብ ኦፍፕራ ወይ ካብ ኣዳራሽ ከተማኹም መጽሓፍ መዝገብ ስድራቤት እትረኽቡሉ ጉዳያት ፍለጡ

ምስታፍ ኣብ ወለንታዊ ግብረ-ሰናይ ስርሓት ኣገልግሎት
ንምስታፍ ኣብ ወለንታዊ ኣገልግሎትንዝነበረኩምሓድሽ ናይ ስራሕ ተመኩሮታት ብጥራይን ትክእሉ

ምሕባር ሓፈሻዊ ኩነታት ኣድራሻኹም ን OFPRA
ምሕባር ኩነታትኩም ን l'OFPRA እንተደኣ ቁጽሪ ቴለፎን ፣ ኣድራሻን ፣ ኢመይልን ቦታን እንቀይርኩም እትሕብሩ፣

ምምልካት ን ስኮላርሺፕ ወይ ገንዘባዊ ሓገዝ ንትምህርቲ ።
ምርካብ CROUS ገንዘባዊ ሓገዝ ምሕታት: ኣብ ማሕበራዊ መዐቀኒታት ዝተመርኮሰ ስኮላርሺፕ (BCS) ወይ ናይ ASAA ኣበል ንምቕባል ።

ምግባር ደሃይ ኣብ መላእ ዓለም ዘለዉ ቤተሰብኩም ብ"Rétablissement des liens familiaux"
ምግባር ደሃይ ኣብ መላእ ዓለም ዘለዉ ቤተሰብኩም ብ"Rétablissement des liens familiaux"ምዝተፈላለየ ምኽንያት ደሃይ ዘጥፍኡ ቤተሰብ ምርኻብ
ምርካብ ንሕጋዊ መዳይ ዘገልግል ሓገዝ
ምርካብ ንሕጋዊ መዳይ ዘገልግል ሓገዝ ጠ (ጠበቓ ወዘተ) ትሑት ኣታዊ ዘለዎም ሰባት
ምኻድ ናብ ብህጹጽ ሓገዝ ናይ ሕክምና
ህጹጽ ሓደጋ መሐከሚነቑጣታት ምርካብን፣ ኩነታት ህጹጽ ሕክምና ንምርካብ ዘኽእሉ ዘቋሒታት እንታይ ምዃኑ ንምፍላጥን
ብ ጾታዊ ርክብ ዝመሓላለፉ ሕማማት መርመራ ንምግባር
ማእከል ምክልኻል ብ ጾታ ዝመሓላለፉ ሓማማት ፣ ንምግታእ እዞም ሕማማት ን ምክልኻልን ፣ ምፍዋስን ዝዓለም እዩ

ምኽፋት ናይ ሞባይል መስመር
ምኽፋት ናይ ሞባይል መስመርከም ዝኽፈትን ፣ ምስ ንዕኡ ዘቕርባ ትካላት ምልላይን ዘሎ ኣፍልጦ ምዕባይ
ንምጽንናዕ ብንሞት ናይ እትፈትዎ ሰብ
ምጽንናዕ ድሕሪ ሞት እትፈትዎ ሰብ ፣ እንታይ ስጉምትታት ክትወስድ ከም ዘለካ ፍለጡ።
ምኻድ ናብ ክንክን ጥዕና ስነ- ኣእምሮን ንምርካብ ሳይኮሎጂ(CMP)
ምርካብ ሓገዝ ፣ ብምኻድ ናብ ክንክን ጥዕና ማእከል ሕክ(CMP) ምስ ሰብ ሞያ ኪኢላታት ክንክን ጥዕናን ናይ ምኽሪ ሓደ መደብ ብምጥቃም ካብ ስነኣእምሮኣዊ ጸገማት ምፍዋስ ::
ቋንቋ ፈረንሳ ምምሃር
ኢንተርነት ብምጥቓም ፣ቋንቋ ፈረንሳ ደረጃ ብቕዓትኩም ንምምዕባል ብዝተፈላለየ ኣፕሊኬሽን ብምሕጋዝ ኮርስ ምውሳድ።

ምምሃር ቋንቋ ፈረንሳ ብ ኦን ላይን
ምምሃር ቋንቋ ምስ Vivre en France A1 ወይ A2ወይ B1 ምምሃር ቋንቋ ፈረንሳ ምስ - Vivre en France - ደረጃ A1 ወይ A2 ወይ B1

ምፍላጥ ናይ ልደት ሰርቲፊኪርትኩ ብኦፍፕራ l'Ofpra ድሉው ኮይኑ
ምእንቲ ኩነታት ናይ ዕለተ ልደት ምስክር ወረቐትኩም ንምፍላጥ ናብ ኦፍፕራ ክትድውሉ ትኽእሉ ኢኹም።

ሓገዝ፣ ን ናይ ምሕደራዊ ወረቓቕቲ ኣብ ጥቓኹም ንምርካብ
ሓገዝ፣ ን ናይ ምሕደራዊ ወረቓቕቲ ኣብ ጥቓኹም ብምኻድ ናይ ቋንቋ ፈረንሳ ኣገልግሎት ን ምርካብ ቆጸራ ሓዙ።
ኣብ ዩኒቨርሲቲ ሴንት ደኒስ Saint-Denis ፈረንሳ ተማሃሩ
ኣብ ፈረንሳ ትምህርቲ ንምጅማር ወይ ዳግማይ ንምጅማር ናይ ዩኒቨርሲቲ ዲግሪ ምርካብ።

ምኽፋት ፋይል ንጠለብ ክራይ ገዛ
ምኽፋት ፋይል ንጠለብ ክራይ ገዛ እዚ DossierFacil ዝተባህለ መስርሕ ምሉእን ውሑስን ዲጂታላዊ ፋይል ክራይ ክትፈጥር ይሕግዘካ
ምምሃር ቋንቋ ፈረንሳ ኣብ ዩኒቨርሲቲ Strasbourg
ምእንቲ ኣብ ፈረንሳ ትምህርቲ ንምጅማር ወይ ዳግማይ ንምጅማር ናይ ዩኒቨርሲቲ ዲፕሎማ (DU) ምርካብ።

ብቕዓት ቋንቋ ደረጃ A2 ፈተና ንምሕላፍ
ቋንቋ ፈረንሳ ን ምምሃር / ናይ ደረጃ A2 / ቋንቋ ፈተና / DFL / ናይ ቋንቋ መጽናዕቲ

ምምሃርን ምምዕባልን ቋንቋ ፈረንሳ
ሳላ ራድዮ ኤኽ ኤፍ ኢ ፣ ትምህርቲ ቋንቋ ፈረንሳ ምኹስካስን ምምሃርን

ክሳብ ደረጃ A2 ቋንቋ ፈረንሳ ተማሃር
ናይ ፈረንሳ ዲፕሎማ ቤት ትምህርቲ ንዘይተመረቑ ስደተኛታትን ሓተትቲ ዑቕባን።

ምስራሕ ከም ማሕበራዊ ሰራሕተኛ ንምዃን።
ምስራሕ ኣብ ክንክን ዓበይቲን ፣ ስልኩላንን እቲ ናይ ህይወት ደገፍ ሞያ ኣብ ሕክምናዊ-ማሕበራዊ ጽላት ብቕልጡፍ ክትሰርሕ የኽእለኩም
ምፍላጥ ብኸመይ Réfugiés.info ኣፕሊኬሽን ብ ኸመይ ከም ንጥቀመሉ?
ምእንቲ ዘተኣማምን፣ ብክእሊላታት ዝተተርጎመን ሓበሬታ ንምርካብ ነቲ ኣፕ ብኸመይ ከም እትጥቀመሉ ንምፍላጥን
ከይተንቀሳቐስካ ብራሕቂ ዝግበር ዑደት ወይ ዙረት ቤተ መዘክር ግበር፣
ብመንገዲ ማንዛኣዊ ወይ ቪርቹወል ብራሕቂ ዑደትን ቤት መዘክር ምግባር ፤

ተማሃሩ ኣብ ዩኒቨርሲቲ ፓሪስ (Sceaux campus) ቋንቋ ፈረንሳ
እምበኣርከስ ኣብ ፈረንሳ ትምህርቲ ንምጅማር ወይ ዳግማይ ንምጅማር ናይ ዩኒቨርሲቲ ዲግሪ ምርካብ።

ምስራሕ ምስ ንሓረስቶት
ግዜ ኣብ ዘለኩም እዋን ፣ ሓደ ደስ ዝብለኩም ነጥቢ ናይ ስራሕ ምርካብ ምስ ሞያኹም ዝዛመድ ፣
