ፋይል ናይ ሓበሬታ ርኸቡ
ካብ መንጎ 1138 ፋይላት ናይ ምሕዳራትን ኣከባብያውያን ኣገልግሎት ዝሕብሩ ርኸቡ
ውጽኢት ምድላይ
ንምርካብ ኣፍልጦ ኣቐዲዲሙ ንዝንበረኩም ዲፕሎም (ENIC-NARIC)ኤኒክ-ናሪክ
ምጥላብ ኣብ ፈረንሳ ትምህርትቲ ዳግማይ ክትጅምር ወይ ስራሕ ንምርካብ ናይ ወጻኢ ዲፕሎማ ኣፍልጦ ክወሃበካ ግበር ENIC-NARIC ።
ምጥላብ ሰርቲፊኬት መለክዒ ብቕዓት ወይ ፓስፖርት ናይ ሕብረተ ኤውሮፓ ስደተኛታት (EQPR)
ምርካብ እዚ ፓስፖርት ፣ ኣብ መበቆል ሃገርኩም ዝኾነ ዓይነት ዲፕሎም ናይ ትምህርቲ ወይ ናይ ሞያ እንተ ዘይብልኩም ኣብ ምርካብ ይሕግዝ (EQPR)
ምርካብ ቅልጡፍ ስራሕ ኣብ ሞያ ክንክን ቆልዑ
ንምርካብ ስልተና ግብራዊ መምርሒ ስራሕን ኣፍልጦ ተመኩሮ ኣብ ሞያታት ቅድመ ቁልዕነትን።
ምርካብ ስራሕን መንበሪን ገዛ ዝግበር ደገፍ ንምርካብ
በዚ መድደብ ዩክሬናውያን ተጠቀምቲ ግዝያዊ ሓለዋ ርጉእ ስራሕን መንበሪ ኣባይትን ንምርካብ ዝግበር ደገፍ
ምድላው ናብ ሞያዊ ዓለም ንምእታው
ንምስራሕ ናይ ንግዳዊ ትካላትኩም ዓለም ስራሕን ኣብ ፈረንሳ፡ ዋጋ ምሃብ ክእለት ኣብ ወጻኢ ሃገራት
ምርካብ ደገፍን መስርሕ ምድህሳስ ወይ ስልጠና ንምርካብ
ምርካብ ደገፍ ናብ ሞያዊ ህይወት ንምእታው፡ ምምሕዳራዊ ኣገባባት ኣብ ምፍጻም፡ ዕላል ብፈረንሳ ምሕጋዝ
እዚ ፋይል'ዚ እውን የገድሰኩም ይኸውን'ዩ
ምኽኣል ምምዝጋብ ኣብ France Travail ፍራንስ ትራቨይ Pôle Emploi
ምርካብ ህዝባዊ ኣግልግሎት ዝህብ ትካል ኮይኑ፣ ስራሕ ንምርካብ ወይ ሓገዝ ናይ ስልጠና ምወላ ንምርካብን ካልእ ኣገልህሎታትን (chômage) ዝኣመሰሉ ነገራት ርኸቡ
ምስራሕ ከም ሓኪም፡ ሓኪም ስኒ፡ ፋርማሲስትን መሕረስቲን ብምዃን
ምኽኣል ምስራከ ሓኪም ናይ ስኒ፡ ፋርማሲስትን መሕረስቲን ብምዃን ኣብ ሃገርኩም ንዘለኩም ዲፕሎም ናይ ሕክምና ፣ ብ ኸመይ ፈረንሳ ከም ዘስርሕኩም ንምፍላጥ ዘኽእል ኣፍልጦ ።
ምርካብ ስራሕ ወይ ስልጠና ብመገዲ France Travail
ምርካብ ስራሕ ወይ ስልጠና ሳላ France Travailናይ ቀደም (Pôle emploi). ስልጠና ወይ ንዓኻ ዝምጥን ስራሕ ርኸብ።
ምፍላጥ ንመሰል ስራሕ ምግንዛብን
ምህላው ውዕል ስራሕ ዝምልከት ሓበሬታ ምርካብ ፈረንሳ መሰረታዊ መሰል ናይ ስራሕ ምፍላጥን ምርዳእን
ምስራሕ ከም መምህር ብምኳን ኣብ ናይ ግሊ ወይ ውልቂ ቤት ትምህርታት
መምህር ናይ ግሊ ቤት ትምህርቲ ኣብ ናይ ብሕቲ መባእታን ካልኣይን ደረጃ ትምህርቲ ኴንኩም ክትሰርሑ ምኽኣል
ምስናይ ስራሕ ንምርካብ ዘኽእል ደገፍ ንምርካብ፣
ምርካብ ሓገዝ ን ኣብ ዞባ ኮት ዶር (Côte d'Or) ንዝነብሩ (16-25) ዕድመ ንዘለዎም መንእሰያት፣
ምዃን ኣብ ውልቀ ጽላት ተካኢ መምህር ብምዃን ምስራሕ
ምስልጣን ንምስራሕ ኣብ ናይ ብሕቲ መባእታን ካልኣይን ደረጃ ትምህርቲ ተካኢ መምህር ብምዃን ምእንቲ ክትክእሉ