ምርካብ ስራሕን መንበሪን ገዛ ዝግበር ደገፍ ንምርካብ
ምስ ምስ Programme "Aller vers" - Association Envergure
ኣዳላዊ Association Envergure , DDETS - PREFECTURE DES BOUCHES DU RHÔNEኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 3 ansእቶም ብኲናት ዝተመዛበሉ ዩክሬናውያን ብቐንዱ ኣብ ማእከላት ህጹጽ መንበሪን ኣብ መንበሪ ዜጋታትን ዝተዓቖቡ ማሕበረ-ሞያዊ ደገፍ ን፤
- ኣብ ዩክሬን ዝተረኽበ ክእለትን ተመኩሮን ምልላይ
- ከከም ዓውዲን ሞያዊ ፕሮጀክትን ስራሕ ምድላይ
- ንናይ ስራሕ ቃለ መሕትት ምድላዋት ምግባር
- ርጉእ መንበሪ ኣባይቲ ድለዩ።
- ናይ ስራሕ ቦታን መንበሪን ምሕላው፣ ናጻ ምዃን።
እቲ ዕላማ ዘላቒ ናይ ስራሕን ኣባይትን ፍታሕ ምርካብ እዩ፣ Bouches du Rhône et autour.ኣብ ቡሽ ዱ ሮንን ከባቢኡን።
ኣገዳሲ
ኣብዚ መደብ ንምስታፍ ግድን፤
- ግዝያዊ ሓለዋን ዜግነት ዩክሬንን ክህልዎም እዩ።
- ኣብ ማእከል ወይ ምስ ስድራቤት ክቕመጥ።
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
Lieu d'accueil
Chargement de la carte...
ስራሕ
መንበሪ ገዛ
ፈረንሳይ
ስራሕ ንምርካብ ሓጋዚ ወይ ዘሰንየካ ምርካብ፣
ስራሕ ምርካብ፣
ምርካብ ምስክር ወረቓት ዲፕሎላን ተመኩሮታትን
መንበሪ ገዛ እረክብ፣
ምምልካት ን መንበሪ ገዛ
ስልጠናታት ውሰድ፣
ምድላው ሲቪ"CV" ውልቃዊ ታሪኽን ናይ ስራሕ ቃለ መሕትት፣
13 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
claudia mምምሕዳር
sabrina.elmejlissi@envergure.euኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
marc envergureኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
niknameተርጓሚ/ሚት
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
nawal ghandourተርጓሚ/ሚት
diplosamተርጓሚ/ሚት
rzgar-bapiriተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
anastasiia12345ተርጓሚ/ሚት
olga b.ተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት
rohullah expertተርጓሚ/ሚት