ምርካብ ኣፍልጦ ን ተምክሮኹም
ምስ ምስ Expérience Sans Frontières Hauts-de-France
ኣዳላዊ GIP ViaPro Lille , Ministère de l'Intérieur , Union Européenneኣቐድዲሙ ዝነበረ 2 дні томуእዚ "Expérience Sans Frontières Hauts-de-France"ዝብል መደብ ኣብ ፈረንሳ ርጉእ ስራሕ ናይ ምርካብ ዕድልካ ንምዕባይ ተመኩሮኹም ኣፍልጦ ንኽረክቡንይሕግዘኩም።
በዚ ደገፍ እዚ ድማ፤
- ምስ ዕላማታትኩም ዝሰማማዕ ክእለት ብምልላይን ብምጥቃምን ውጥን ሞያኹም ሃነጹ ።
- ሞያውን ወለንታዊን ተመኩሮኹም ፣ ኣብ ፈረንሳ ወይ ኣብ መበቆል ሃገርካ ዝረኸኡሞ፣ ኣፍልጦ ምእንቲ ክረክብ ጸዓሩ።
- ክእለትኩም ብዝተመጣጠነ ስልጠና ብፍላይ ብፈረንሳ ከም ቋንቋ ወጻኢ (FLE)፣ ሞያዊ ስልጠና ወይ ድማ ብ des Acquis de l’Expérience (VAE)ኣማዕብል
- ኣብ ፈረንሳ ብኢንተርንሺፕ፣ ብናይ ኩባንያ ምጥሓልን ማሕበረ-ሞያዊ ኮዳት ብምምሃርን ሞያዊ ኣሰራርሓታት ርኸብ።
- ሞያዊ ተመኩሮኹም ብምጥቃም ዲፕሎማ ወይ ምስክር ወረቐት ውሰዱ።
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
5 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
xavidumምምሕዳር
gipviaproኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
lizzተርጓሚ/ሚት
charifeh aldabaghተርጓሚ/ሚት
niknameተርጓሚ/ሚት