Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ምርካብ ደገፍን መስርሕ ምድህሳስ ወይ ስልጠና ንምርካብ

ምስ ምስ Médiation et inclusion professionnelle (MIP)

ኣዳላዊ Médiation et inclusion professionnelle (MIP) ኣቐድዲሙ ዝነበረ рік тому

እዚ ሓገዝ እዚ ኣብ ሓያሎ ዛዕባታት ዝግበር ደገፍ፤

  • ን ኣበት ከም ምምሕዳራዊ ኣገባባት ናይቲ መንበሪ ፍቓድ
  • ከመይ ኣገባብ ብቐሊሉ ስራሕ ወይ ምቹእ ስልጠና ምርካብ
  • ከምኡውን ንመዓልታዊ ህይወት ዝኸውን ህዝባዊ ኣገልግሎታት ከም እኒ (CAF, France Travail, Social Security, ወዘተ)።ምርካብ

ንምንታይከ የዘገድስ?

  • እንተደኣ ነቲ ድሮ ዘለኩም ክእለት ንምዕባይ ሓግዝ dossier VAE - Validation des acquis de l'expérience) (
  • ኣብ ዝምስጡኹም ሞያ ንምርካብ ዝሕግዙ ምኽርታት ምስታፍ
  • ኣብ መወዳእታ ከኣ ፣ስራሕ ወይ ስልጠና ኣብ ምድላይ፡ ንስራሕ ቃለ መሕትት ኣብ ምድላው ወዘተ ዝግበር ደገፍ ምርካፍ ።

እምበኣከር ብዝበለጸ ንምርድዳእን ንግዳዊ ቃላት ንምምሃርን ኣብ ቋንቋ ፈረንሳ ናይ ዕላል ክፍልታት ምስታፍ ምኽኣል።

እንተደኣ ሰነድ ሃልይኩም እሞ፣ ብካልእ እንተዘይኮይኑ፣ ተርጐምቲ ሰነዳት ናብ ፈረንሳ ብምትርጓም ክዳለዉ ኣለም።

ከመይ ንገብሮ?

  • ርከቡና ብኢመይል ፡ mip4009@gmail.com
  • ብተሌፎን፡ ወ/ሮ ዳሌማንስmadame DALLEMANS ብ 06 80 83 78 79 ወይ monsieur GHRAIRI ሚስተር ግራይሪ ብ 06 10 31 41 45
  • ኣብ ቦታ: 19 rue Léopold Faye, 47200 Marmande
  • ኣብ መርበብ ሓበሬታ ፡ https://mip47.fr/ (ክፋል ርኸቡና)

12 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

  • claudia mምምሕዳር
  • a mugnierምምሕዳር
  • mip47ተርጓሚ/ሚት
  • niknameተርጓሚ/ሚት
  • nora42ተርጓሚ/ሚት
  • marianneukraineተርጓሚ/ሚት
  • sadek_3ተርጓሚ/ሚት
  • diplosamተርጓሚ/ሚት
  • noorተርጓሚ/ሚት
  • kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
  • rohullah expertተርጓሚ/ሚት
  • olga b.ተርጓሚ/ሚት

Liens utiles