Panneau de gestion des cookies

{{ሓጺር}} ፋይላት ንእትደልይዎ ፈትሹ

ድሉዋት ፋይላት

24
ድሉዋት ፋይላት
24
44 - Loire-Atlantique

ምርካብ ሓበሬታ ንምንባር ኣብ Saint-Nazaire

PARL'On ንስደተኛታታ ኣብ Saint-Nazaire ናይ ምምሕዳር ወረቓቕቲ ኣብ ምጽፋፋ ንምሕጋዝ
ብነጻ
ባህላዊን ናይ ምዝንጋዕን ንጥፈታት
ቤት ጽሕፈታት
ስድራ-ቤት
Association Solidarité Estuaireብምትሕብባር PARL'On
63 - Puy-de-Dôme

ምጉዓዝ ኣብ Clermont-Ferrand

ን ኣብ Clermont-Ferrand. ዘሎ ናይ ኣውቶቡስ ሓበሬታ ፈሎጥኩም ብቐሊሉ ንምጥቓም
ብነጻ
ብቅዓት = ክእለት
ስድራ-ቤት
SMTC-AC (Syndicat mixte des transports en commun de l'agglomération clermontoise)ኣፕሊኬሽን Clermont Bus
63 - Puy-de-Dôme

ምንቅስቓስ ኣብ ከተማ Clermont-Ferrand)

ምስ (T2C) ንኽትራኸቡ
ኣብ መንጎ {{minዝተሐተ}}€ ን 24.5€ ናይ ወርሒዘሎ ዝርዝር
ብቅዓት = ክእለት
ስድራ-ቤት
SMTC-AC (Syndicat mixte des transports en commun de l'agglomération clermontoise)ምስ Avec Tarification Solid'Air
86 - Vienne

ምስታፍ ኣብ ስፖርታዊ ጋንታ ምቛም

ኣብ ፕዋቴር ናይ ስፖርት ንጥፈታት ምክያድ Poitiers.
ባህላዊን ናይ ምዝንጋዕን ንጥፈታት
ስድራ-ቤት
UFOLEP 86ዩኒፎለፕ UFOLEP 86
42 - Loire

ምምሃር ቋንቋ ፈረንሳን ኣብ ንጥፈታት ንምስታፍን ።

ኣብ ትምህርቲ ፈረንሳን ባህላዊ ንጥፈታትን ደረጃ ቋንቋኻ ንምምሕያሽ ግበሩ
8€ ሓንሳብ
ትኽኽል 10 ወርሒ
ፈረንሳይ
ባህላዊን ናይ ምዝንጋዕን ንጥፈታት
ስድራ-ቤት
centre social Cré'Actifsምስ Centre social Cré'Actifs
95 - Val-d'Oise

ኣክሰደ ኣ ላ ክልቹር ዳን ማ ቪል, ኣብ ከተማ ናተይ ናብ ናይ ባህሊ ምብጻሕ

ኣብ ቫል ድ ዋስ ብውልቃዊ ወይ ምስ ግሩፕ ብሓባር ኮንካ ምዝንጋዕ
ብነጻ
ባህላዊን ናይ ምዝንጋዕን ንጥፈታት
ስድራ-ቤት
CULTURES DU COEUR 95ክልቹር ክ ኮር ባህሊ ናይ ልቢ 95
6 - Alpes-Maritimes

ምርካብ ሓገዝን ደገፍን

AFUCA ኣፉካ ንማሕበረሰብ ዩክሬን ኣብ ደቡብ ፈረንሳ ኣብ ሓደ ዘራኽብ እዩ።
ብነጻ
ስድራ-ቤት
ባህላዊን ናይ ምዝንጋዕን ንጥፈታት
ቤት ጽሕፈታት
AFUCA ምስ AFUCA (Association Franco-Ukrainienne Côte d'Azur)
6 départements

ኣብ ስፖርት ንጠፉ

ኣብ ጽቡቕ ሃዋህው ክትዛነን ክትዘናጋዕን ስፖርት ግበሩ !
ብነጻ
ባህላዊን ናይ ምዝንጋዕን ንጥፈታት
ስድራ-ቤት
UFOLEP CVLምስ Dispositif d'Inclusion Par le Sport (DIPS)
ብ ኦንላይን

ዳግመ ድህሰሳ ን ስነ ፍልጠት ወይ ንስነ ፍልጠት ዳህስ ስዎ ወይ እንደገና ፍለጥዎ፣

ናይ ኢንትርኔት ሃብቲን ምዕባለንተጠቀምቲ ብምዃን፣ ናይ ላ ሲቴ ደ ሲዮንስ "la cité des sciences" ማእከል ስነ ፍልጠት ትካል ሓቀኛ ስነ ፍልጠታዊ ሰብ ኩኑ፤
ብነጻ
ባህላዊን ናይ ምዝንጋዕን ንጥፈታት
ስድራ-ቤት
Délégation interministérielle pour l'accueil et l'intégration des réfugiésላ ሲቴ ደ ሲዮንስ "la cité des sciences" ማለት ናይ ሳይንስ ወይ ናይ ስነ ፍልጠት ማእከል፤
88 - Vosges

ስፖርትን ንጥፈታትን ብናይ ምትሕግጋዝ ናህሪ ምጽዋት

ናብ መሐንበሲ፡ ቤተ መጻሕፍቲ ወይ መጻወቲ በረድ ብ1 ዩሮ ጥራይ ኪድ።
1€ ሓንሳብ
ባህላዊን ናይ ምዝንጋዕን ንጥፈታት
ስድራ-ቤት
Communauté d'agglomération d'Epinalኤፒናል ኣግሎሜሬሽን
85 - Vendée

ኣብ ንጥፈታት ምክፋልን ማሕበራዊ ምትእስሳርን።

ቡን ምስታይን ጽቡቕ ግዜ ምሕላፍን፡ ስፖርት ምጽዋት፡ ጸወታታት፡ ባህላዊ ምብጻሕ፡ ዓመት መመላእታ ዝካየድ ።
5€ ኣብ ዓመት
ትኽኽል 1 année
ባህላዊን ናይ ምዝንጋዕን ንጥፈታት
ስድራ-ቤት
ODDASODDAS ኦዳስ ማሕበራዊ ማእከል
13 - Bouches-du-Rhône

ንኽትመሃር ምጽዋት

ወለድን ደቆምን ኣብ ክእለት ቤት ትምህርቲ ዝሰርሑሉ ዓውደ መጽናዕቲ።
ብነጻ
ስድራ-ቤት
ፈረንሳይ
ምምሃር
A Voix Hauteዓው ኢልካ
4 départements

ኣብ ምንቅስቓስ ኣባ ብሪታንኝ

ብሕሱር ንምጉዕዓዝ
ብነጻ
ብቅዓት = ክእለት
ስድራ-ቤት
Vous êtes responsable de cette structure ? Contactez-nous !la carte Breizh Go Solidaire
5 - Hautes-Alpes

ንመላእ ቤተሰብ ዝከውን ባህላዊ ንጥፈታት ምርካብ

ነጻ ዝኾኑ መደባት ን ቤተሰብ
ብነጻ
ስድራ-ቤት
ባህላዊን ናይ ምዝንጋዕን ንጥፈታት
Communauté de Communes du Pays des Écrinsኣብ ባህላዊ ማእክል ድዘ ኤሪክ Des Écrins
59 - Nord

ኣብ ናይ ቤት ጽሕፈት ጉዳያት ምስልጥ ሓገዝ ምርካብ

ማሕበርና ንኹሎም ተገልገልቲ ን ን ምሕባር፣ ንምሕጋዝ፣ ንምስላጥን፣ ንምስናይ ቅርብቲ እያ።
ብነጻ
ቤት ጽሕፈታት
ስድራ-ቤት
ባህላዊን ናይ ምዝንጋዕን ንጥፈታት
Centre social Albert Jacquard - Lilleህዝባዊ ማእከል ኣብለርት ጃካርድ Albert Jacquard