Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ኣገደቲ ሓበሬታ

ምስ ኣብ ባህላዊ ማእክል ድዘ ኤሪክ Des Écrins

ናብ ኩሉ ተሳተፍቲ ዝዓለመ

ናብ ተዓዘብቲስደተኛታት, ናይ ዑቕባ መሰል ተጠቐምቲ, ግዝያዊ ዑቕባ ተጠቐምቲ, ሃገር ኣልባ ሰባት

ዋጋ

ብነጻ

ኣበይ ?

ንመላእ ቤተሰብ ዝከውን ባህላዊ ንጥፈታት ምርካብ

ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 10 mois

እንታዩ’ዩ ?

ን ቤተሰብ ነጻ ዝኹኑ መደባት ማከት ፣ ብ ቆልዑ መንእሰያትን ወለዲን ዘካተቱ መደባት

ንምንታይከ የዘገድስ?

ምርኢታት ናይ ምጽዋት መደባት፣ ናይ ወለድንቆልዑን መደባት ፍለጡ..

ከም ቤተሰብ ሓቢርካ ዝጽወቱ ጸወታት ፣ ናይ ህጻናት ,ናይ ወለዲን መጻወቲታት ኣለኩም

ኣብቲ ናይ ንጥፈት ኣጋጣሚ ምስ ካልኦት ሰባት ተፋለጡ.

ከመይ ንገብሮ?

ኣኣብ እቲ ንጥፈታ ናይ ደዝ ኤኒንክ ንምስታፍ des Écrins

  • ብ ቴለፎን : 04 92 23 11 09
  • ውይ ብኢመይል : cscsaintjean@cc-paysdesecrins.com
  • ርከቡና
ኣብ ላዕሊ ገጽ

13 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

margotgltmargotgltምምሕዳር
houssam kokachhoussam kokachምምሕዳር
olga b.olga b.ተርጓሚ/ሚት
nounouተርጓሚ/ሚት
noornoorተርጓሚ/ሚት
marianneukrainemarianneukraineተርጓሚ/ሚት
viktoriaviktoriaተርጓሚ/ሚት
bioprofesseurbioprofesseurተርጓሚ/ሚት
rohullah expertrohullah expertተርጓሚ/ሚት
kim.delaunaykim.delaunayተርጓሚ/ሚት
anastasiaanastasiaተርጓሚ/ሚት
niknameniknameተርጓሚ/ሚት
flavien jametflavien jametኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ