ንኽትመሃር ምጽዋት
ምስ ዓው ኢልካ

ንኽትመሃር ምጽዋት

ምስ 
ዓው ኢልካ

መጨርሽታ ጊዜ ምሕዳስ25 juil. 2022

እንታይ ኢዩ?

ወላዲን ውላድን (ካብ 4 ክሳብ 11 ዓመት) ጸወታታት ብምጽዋት ኣብ ምዝካር፣ ምትኳርን ናይ ቤት ትምህርቲ ክእለትን ንምስራሕ።

ጽቡቕ ክትፈልጥ : ተወሳኺ ብቪድዮ ርኣዩ።

ንመን ኢዩ ፧

ህዝቢ ተኮር ጉዳይ ወይ ንህዝቢ ዝምልክት፣
ዑቕባ ዝረኸቡ
ዕድመ ይሓትት
ካብ 4 ናብ 11 ዕድመ
ግዜ

2ዓት / ኣብ ሰሙን

ደረጃ ቃንቃ ፈረንሳይ
ጀማሪ
ዋጋ ክንደይ ይውድእ ?
ነጻ
ቦታ ናይ ተግባር ወይ ፍጻመ

ዞባ\ ዴባርትሞ

13 - Bouches-du-Rhône

ህዝቢ ተኮር ጉዳይ ወይ ንህዝቢ ዝምልክት፣
ዑቕባ ዝረኸቡ
ዕድመ ይሓትት
ካብ 4 ናብ 11 ዕድመ
ግዜ

2ዓት / ኣብ ሰሙን

ደረጃ ቃንቃ ፈረንሳይ
ጀማሪ
ዋጋ ክንደይ ይውድእ ?
ነጻ
ቦታ ናይ ተግባር ወይ ፍጻመ

ዞባ\ ዴባርትሞ

13 - Bouches-du-Rhône

ስለምንታይ እዩ እዚ ጉዳይ ኣገዳሲ ኾይኑ፧

ኣካዳሚያዊ ክእለት ንምምዕባል ይሕግዝ

እቲ ዓውደ መጽናዕቲ ብፍላይ ኣብ ምዝካርን ምትኳርን ንምስራሕ የኽእል።

ውላድካ ኣብ ቤት ትምህርቲ ዘጋጥሞ ጸገማት ብዝበለጸ ክትርድኦ የኽእለካ

እቲ ዓውደ መጽናዕቲ ንህጻናት ኣብ ዕዮ ገዛ ቤት ትምህርቲ ብዝበለጸ ንምድጋፍ ዝሕግዙ መሳርሒታት የተኣታቱ።

ስድራቤት ኣብ ዙርያ ጸወታ ግዜ ንኽካፈሉ የስፋሕፍሕ

ምስ ስድራቤት ግዜ ንኸነሕልፈሉ እውን ዕድል እዩ።

ብ ኸመይ ኣብርክቶይ ይሳተፍ

ቀዋሚ ምዝገባ ኩሉ ግዜ ዓርቢ ንግሆ ካብ ሰዓት 10 a.m ክሳብ 12 p.m (ናይ ትምህርቲ ዕረፍቲ ከይሓወሰ)።

ቀዋሚ ምዝገባ ኩሉ ግዜ ዓርቢ ንግሆ (ካብ ሰዓት 10 a.m. ክሳብ 12 p.m) ኣብ ቀጽሪ A Voix Haute ይካየድ። (ብዘይካ ናይ ትምህርቲ ዕረፍቲ)

ጽቡቕ ክትፈልጥ : ኣድራሻ፡ 50 ሩ በርናርድ ዱ ቦይስ፡ 13001 ማርሴ፡ ፈረንሳ

ኣዛራቢ ምርካብ :
ቅኑዕ\ ቅቡል
ኣገዳሲ ዝኾነ ሓቤሬታት ረኺብኩም ዶ ?
ኣምስግኖም ነቶም ንዓኻ ኣብርክቶ ዝገበሩ ኣብ ተሳትፍኦም
1 🙏
ኣበርከቲ ዓድም
10እዛ ገጽ ጹቡቅ ጌርካ ኣጽናዓያ መታን ን ሕቶታት ምምላጽስ ክትጠቅመካ
Proposé par
A Voix Haute

A Voix Haute