ኣብ ናይ ቤት ጽሕፈት ጉዳያት ምስልጥ ሓገዝ ምርካብ
ምስ ህዝባዊ ማእከል ኣብለርት ጃካርድ Albert Jacquard

ኣብ ናይ ቤት ጽሕፈት ጉዳያት ምስልጥ ሓገዝ ምርካብ

ምስ 
ህዝባዊ ማእከል ኣብለርት ጃካርድ Albert Jacquard

መጨርሽታ ጊዜ ምሕዳስ24 mars 2022

እንታይ ኢዩ?

እዚ ማእከል እዚ ፣ ን ኹሎም ነበርቲ ኪል ሳንት ሞሪስ Lille Saint-Maurice Pellevoisinኣከባቢኣን ንምሕጋዝ ድልውቲ እያ ።.

- ወለንተኛታት ጉዳይኩም ንምስላጥ ሃንጎፋይ ይብልኹም
- ን ምስናይ : dናይ ቤት ጽሕፈት ወረቓቅቲ ፣ ደንዳቤታት፣ ምምኽሪን ሓበሬታን ሓፈሻዊ ጉዳያት ትህብ...
- ትምህርቲ : ናይ ቋንቋ ፈረንሳ , እንተርኔት ...
- ምእንጋድ ቆልዑ :ን ኣሽቱ መንእስያትን: ኣባጽሕን ፣ ከምኡ ውን መንእሰያትን
- ሓያሎ ንትፈታት ንጥፈታት ናይ ሓባርን ውልቂን (ጥዕና: ስፖርት: ጸወታ: ባህሊ; ምህዞን ወዘተ ምትብባዕ ..)

እንተደኣ መደባት ሃልይኩም እውን፣ ንዕኡ ንምትግባር ክንተሓባብረኩም ኢና,

ንመን ኢዩ ፧

ህዝቢ ተኮር ጉዳይ ወይ ንህዝቢ ዝምልክት፣
ኒ ኹሉ ህዝቢ
ደረጃ ቃንቃ ፈረንሳይ
ኩሎም ደረጀታት
ዋጋ ክንደይ ይውድእ ?
ነጻ
ቦታ ናይ ተግባር ወይ ፍጻመ

ዞባ\ ዴባርትሞ

59 - Nord

ህዝቢ ተኮር ጉዳይ ወይ ንህዝቢ ዝምልክት፣
ኒ ኹሉ ህዝቢ
ደረጃ ቃንቃ ፈረንሳይ
ኩሎም ደረጀታት
ዋጋ ክንደይ ይውድእ ?
ነጻ
ቦታ ናይ ተግባር ወይ ፍጻመ

ዞባ\ ዴባርትሞ

59 - Nord

ስለምንታይ እዩ እዚ ጉዳይ ኣገዳሲ ኾይኑ፧

ኣብ ናይ ውልቅኹም ናይ ቤት ጽሕፈትን ካልእን ጉዳያት ነሰንየኩም

- ናይ መዓልታዊ ናይ ቤት ጽሕፈትን ትካላይ ጉዳያት
- ደብዳቤታት
- ኩሉ ዘድልየኩም ሓበሬታታት
( + ነዚ ዝኸውን ሃደ ናጻ ኣደራሽ ኣሎና)

ምስናይን፣ ምርኣይ ወይ ምምሃርን

- ቋንቋ ፈረንሳ
- ኢንተርኔት
- ማሕበራዊ ነገራት (ናይ ትምህርቲ ፣ ኮሌጃት)
- ኣከሳሽና እችነቶ ምስራሕ , ወዘተ ...

ን መናሰያት ምእንጋድ

- ን ትምህርቲ ዝምልከት ናይ ኮሌጅን ፣ ሊሴን ካልእን ሓበሬታታት
- እብ እዋን ረቡዕ ን ናይ ትምህርቲ እዋናትን
ሓያሎ ንጥፈታት ነሰላስል

ሃደ መራኸቢ ማእከል

ን ምርኻብ : ንምክፋል: ንምድህሳስ
ንምውጋዕ :ን "ንምሕታትr": ሓሳባት ንምልውዋጥ
ንምትሕግጋዝ;
ናይ ቋንቋ ፈረንሳ : ክእለት ንምክዕባት

ሓበሬታ ብምርካብ ፣ ንምዕላም ወዘተ

ንምትሕግጋዝ፣ ወለንተኛ ተቐማጦ እቲ ከባቢ ዝውሃብ ኣገልግሎት ምኽሳብ

ዘለኩም ሕቶታት ንምምላስ

ብ ኸመይ ኣብርክቶይ ይሳተፍ

ደውሉልና 03 20 51 90 47

ን ሓበሬታ ኣብ ቤት ጽሕፈትና ኣብ

  • ሰኑይ ካብ 13h30 ክሳብ 17h
  • ሰሉስ ክሳብ ዓርቢካብ 9h ክሳብ 12h30 ከምኡ እውን 13h30 ክሳብ 17h

ንምምጻእ ኣይትጠራጠሩ፣ ብጽሑና

ኣብ ተመሳሳሊ ሰዓታት
ኣድራሻና N° 113/115 rue Saint Gabriel à Lille.

ሜትሮ 2 (station Saint-Maurice Pellevoisin)
Bus N°16 (arrêt St Maurice) ምጹና

ኣብ ናይ ኢንተርኔት ሳይትና ከምኡ እውንኣብ ፈይስቡክ ገጽና ሰዓቡና

ብ ኢመይል ጸሓፉልና

ኢመይል contact@csjacquard.fr

ኣዛራቢ ምርካብ :
ቅኑዕ\ ቅቡል
ኣገዳሲ ዝኾነ ሓቤሬታት ረኺብኩም ዶ ?
ኣምስግኖም ነቶም ንዓኻ ኣብርክቶ ዝገበሩ ኣብ ተሳትፍኦም
0 🙏
ኣበርከቲ ዓድም
12እዛ ገጽ ጹቡቅ ጌርካ ኣጽናዓያ መታን ን ሕቶታት ምምላጽስ ክትጠቅመካ
Proposé par
Centre social Albert Jacquard - Lille

Centre social Albert Jacquard - Lille