Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ምስታፍ ንኣብ ንጥፈታት ምክፋልን ማሕበራዊ ምትእስሳርን።

ምስ Centre social ODDAS

ኣዳላዊ ODDAS ኣቐድዲሙ ዝነበረ 2 місяці тому

2 ቦታ ናይ ኩሉ ሰብ ቡን እናሰተዩ ኣብኡ ብምምጻእ ጋዜጣ ከንብቡ ክዕልሉኡ፡ ጋዜጣ ከንብቡ፡ ጸወታታት ክጻወቱ፡ ፍልጠትኩም ከተካፍሉ ነጻ ዝኾነሉ 2 ናይ ምሕዝነት ቦታታት...

ኣብ ነፍሲ ወከፍ ሰሙን ዝውደቡ ስፖርታውን ባህላውን ንጥፈታት ንኣብነት፤

- ተፈጥሮ ምጉዓዝ፣ ዮጋ ምግባር ...

- ጸወታታት ካርድ፡ ምብጻሕ ቤተ መዘክር፡ ዓውደ መጽናዕቲ ናይ ምብሳል ምግቢ...

ኣዝዩ ምፍላጡ ዘገድስ እቲ መደብ ምስ ንጥፈታት ኣብቲ መርበብ ሓበሬታ ኣብዚ ኣሎ

ንምንታይከ የዘገድስ?

ሳላ እቲ ነጻ ኣቀባብላናን ንጥፈታትናን፣ ንስኹም ምስ ሰባት ክትራኸቡን ክትላለዩን ትኽእሉ ኢኹም።

ሳላ እቶም ፍጻመታት፡ ምስ ካልኦት ተሳተፍቲ ሓንቲ መዓልቲ ወይ ድሕሪ ቀትሪ ከተስተማቕሩ፡ ክትዛነዩ፡ ባህሊ ፈረንሳ ክትመሃሩ ትኽእሉ...

እቶም ንጥፈታት ንኹሉ ክፉታት እዮም: ስፖርት ክትገብሩ ትኽእሉ ኢኹም: ምውጻእ ናይ ዝተፈላለኡ ጉዕዞታት : ኢደ ጥበብ: ምብሳል: ኮምፒተር ምጥቃም ምምሃር ወይ ብሽክለታ ምጽጋን...

ንጥፈታት ክትሓስብን ምስ ወለንተኛታት ክትውድቦምን እውን ትኽእል ኢኻ።

ኩሉ ንጥፈታት ብፈረንሳ እዩ፣ ሓደስቲ ቃላት ንምምሃርን ደረጃ ፈረንሳ ንምምሕያሽን ጽቡቕ መገዲ እዩ።

ከመይ ንገብሮ?

  • ብ ቴለፎንና : 02 51 69 26 53
  • ብ ኢመይልና : accueil@oddas.fr
  • ኣብ ቦታና : 25 rue des Cordiers, 85200 Fontenay-le-Comte

12 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

  • xavidumምምሕዳር
  • claudia mምምሕዳር
  • niknameተርጓሚ/ሚት
  • kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
  • anastasiaተርጓሚ/ሚት
  • noorተርጓሚ/ሚት
  • rohullah expertተርጓሚ/ሚት
  • diplosamተርጓሚ/ሚት
  • ammar bazzaziተርጓሚ/ሚት
  • marianneukraineተርጓሚ/ሚት
  • olga b.ተርጓሚ/ሚት
  • oddasኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ

Liens utiles