ምድላው ቅድሚ ሕጂ ዝገበርካዮ ትምህርትን ተመኩሮን ምጽዳቕካ VAE
ምኽኣል ትንተና ውልቃውን ሞያውን ድሕረ ባይታ፣ ብመንግስቲ ኣፍልጦ ዝረኸበ እዩ። ብመንግስቲ ኣፍልጦ ዝተዋህቦ ዲፕሎማ ወይ ምስክር ወረቐት ምርካብ ይከኣል እንተኾይኑ ናይ ምርግጋጽ ተኽእሎ።
République
Française
Réfugiés.info
ሓበሬታ ን ስደተኛታት ኣብ ፈረንሳ
ካብ መንጎ 7 ፋይላት ናይ ምሕዳራትን ኣከባብያውያን ኣገልግሎት ዝሕብሩ ርኸቡ
ምኽኣል ትንተና ውልቃውን ሞያውን ድሕረ ባይታ፣ ብመንግስቲ ኣፍልጦ ዝረኸበ እዩ። ብመንግስቲ ኣፍልጦ ዝተዋህቦ ዲፕሎማ ወይ ምስክር ወረቐት ምርካብ ይከኣል እንተኾይኑ ናይ ምርግጋጽ ተኽእሎ።
ምርካብ ኣፍልጢ ን ኣብ ወጻኢ ሃገራት ዝረኸብኩሞ ተመኩሮ ተጠቒምኩም ኣብ ፈረንሳ ርጉእ ስራሕ ንምርካብ ዝሕግዘኩም ደገፍ ርኸቡ
ምርካብ ደገፍ ናብ ሞያዊ ህይወት ንምእታው፡ ምምሕዳራዊ ኣገባባት ኣብ ምፍጻም፡ ዕላል ብፈረንሳ ምሕጋዝ
ንምርካብ ስልተና ግብራዊ መምርሒ ስራሕን ኣፍልጦ ተመኩሮ ኣብ ሞያታት ቅድመ ቁልዕነትን።
በዚ መድደብ ዩክሬናውያን ተጠቀምቲ ግዝያዊ ሓለዋ ርጉእ ስራሕን መንበሪ ኣባይትን ንምርካብ ዝግበር ደገፍ
ምጥላብ ኣብ ፈረንሳ ትምህርትቲ ዳግማይ ክትጅምር ወይ ስራሕ ንምርካብ ናይ ወጻኢ ዲፕሎማ ኣፍልጦ ክወሃበካ ግበር ENIC-NARIC ።
ምርካብ እዚ ፓስፖርት ፣ ኣብ መበቆል ሃገርኩም ዝኾነ ዓይነት ዲፕሎም ናይ ትምህርቲ ወይ ናይ ሞያ እንተ ዘይብልኩም ኣብ ምርካብ ይሕግዝ (EQPR)
ምርካብ ህዝባዊ ኣግልግሎት ዝህብ ትካል ኮይኑ፣ ስራሕ ንምርካብ ወይ ሓገዝ ናይ ስልጠና ምወላ ንምርካብን ካልእ ኣገልህሎታትን (chômage) ዝኣመሰሉ ነገራት ርኸቡ
ምኽኣል ምስራከ ሓኪም ናይ ስኒ፡ ፋርማሲስትን መሕረስቲን ብምዃን ኣብ ሃገርኩም ንዘለኩም ዲፕሎም ናይ ሕክምና ፣ ብ ኸመይ ፈረንሳ ከም ዘስርሕኩም ንምፍላጥ ዘኽእል ኣፍልጦ ።
ምርካብ ስራሕ ወይ ስልጠና ሳላ France Travailናይ ቀደም (Pôle emploi). ስልጠና ወይ ንዓኻ ዝምጥን ስራሕ ርኸብ።
ምህላው ውዕል ስራሕ ዝምልከት ሓበሬታ ምርካብ ፈረንሳ መሰረታዊ መሰል ናይ ስራሕ ምፍላጥን ምርዳእን
መምህር ናይ ግሊ ቤት ትምህርቲ ኣብ ናይ ብሕቲ መባእታን ካልኣይን ደረጃ ትምህርቲ ኴንኩም ክትሰርሑ ምኽኣል
ምስራሕ ከም መምህር ምዃን መምህር ኣብ ፈረንሳ ከም መምህር ንምስራሕ ዝተፈላለዩ ኣማራጺታት ርኸቡ።
ምኽኣል ኣብ መባእታን ካልኣይን ደረጃ ህዝባዊ ትምህርቲ ብውዕሊ መምህር ምዃን