ምርካብ ግቡእ ሓገዝን እንተደኣ ግዝያዊ መንበሪ ፍቓድ ሃልይኩም
ን12 ኣዋርሕ ዝጸንሕ ምቕባል መንእሰይ ስደተኛታት ትሕቲ 25 ዓመት ዝኾኑ ኣታዊ ጸጋታት ዝይብሎም ሰባት ንምሕጋዝ ዘኽእል።
République
Française
Réfugiés.info
ሓበሬታ ን ስደተኛታት ኣብ ፈረንሳ
ካብ መንጎ 6 ፋይላት ናይ ምሕዳራትን ኣከባብያውያን ኣገልግሎት ዝሕብሩ ርኸቡ
ን12 ኣዋርሕ ዝጸንሕ ምቕባል መንእሰይ ስደተኛታት ትሕቲ 25 ዓመት ዝኾኑ ኣታዊ ጸጋታት ዝይብሎም ሰባት ንምሕጋዝ ዘኽእል።
ናይ ሓባር መንበሪ ንምርካብ ደገፍ ንምርካብ ።
በዚ መስርሕ ብምሕላፍ ን9 ኣዋርሕ ግዝያዊ መንበሪ ክትረኽቡን ክትስነዩን ትኽእሉ
ኣብ ሓደ ናይ መዓልቲ መጽንሒ ማእከል (ማሕበራዊ ቤት መግቢ ዘለዎ) ብምኻድ ካብ ህጹጽ መንበሪ ንኽትጥቀሙ ምስ እትደልዩ ዝሕግዘኩም እዩ።
ምርካብ ህጹጽ መጽለሊ ምርካብ ህጹጽን ግዝያዊ መጽለሊ ብናጻ ንምርካብ ክትክእሉ ኢኹም
ሓደ ሓገዝ ንትምህርቲ ቋንቋ ፈርንሳ ከምኡ’ውን ምውህሃድ ኣብ ናይ ሞያን መጽለሊ ገዛ ምርካብን ዝዓለም ሓገዝ
ምርካብ ርትዓዊ ዋጋ ዝኽራዩ ክራይ ገዛ
ምርካብ መንበሪ ገዛ ነይ ተመሃሮ Crous ፣ ንተመሃሮ ቀዳምነት ዝገበረን ተመጣጣኒ ዋጋ(ወይ ዝሓሰረ ) ዘካሪን ዕድል ንምጥቃም
ምርካብ ናይ እቲ ናይ ቪዛል VISALE ውሕስነት ንመጻኢ ገዛኢ ዋሕስ ክህልወኹም ዘኽእል ኣገባብ።
ምምልካት መንበሪ ገዛ ንምርካብ ካፍ ፣ኩነታትኩም ንመሕደሪኻ ንምኽፋል ሓገዝ (APL, ALF, ALS) ክህብ ይኽእል እዩ።
እዚ ኩሉ ናይ ኣክሽን ሎገመንት ማሕበራዊ ኣባይቲ ንሰራሕተኛታት ዝቐርብ መደብ እዩ
ምህላው ናይ ጋዝን ኤሌክትሪክን ውዕል መግባሪ ኣገባባት
ምኽፋት ፋይል ንጠለብ ክራይ ገዛ እዚ DossierFacil ዝተባህለ መስርሕ ምሉእን ውሑስን ዲጂታላዊ ፋይል ክራይ ክትፈጥር ይሕግዘካ