Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ምኽፋት ፋይል ንጠለብ ክራይ ገዛ

ኣዳላዊ Ministère de la transition écologique et solidaire ኣቐድዲሙ ዝነበረ 15 днів тому

እዚ DossierFacile ዝበሃል ዲጂታላዊ ፋይል ክራይ ንምርካብ ዘኽእል ፣ፋይል ንምፍጣር ንምፍጣር ዝሕግዘኩም ነጻ ህዝባዊ መድረኽ ’ ዩ ። ወከልትና ን ሓተትቲ፣ ደጋፊ ሰነዳትኩም ይምርምሩን ድሕሪኡ ንጹርን ምሉእን ውሁድን ፋይል ንምርግጋጽ ዝኾነ ክግበር ዘለዎ ለውጢ እንተሃልዩ የሰንዩኹምን እዩ።


ምፍላጡ ዘገድስ!
DossierFacile ኣብ ውልቃዊ ጽላት መንበሪ ንዝደልዩ ሰባት ጥራይ እዩ ።
ማሕበራዊ ኣባይቲ ዝምልከት ዝኾነ ይኹን ሕቶ እንተሃልዩኩምire la fiche Réfugiés.info "Demander un logement social (HLM)"

ብሳላ DossierFacil ፋይልኩም ናብቲ ትካል ወይ ወናኒ ናይቲ ክትካረዮ እትደልዩ መንበሪ ገዛ ብሓደ ጠውቂ ጥራይ ክትሰዱ ትኽእሉ ኢኹም ። ድሮ ድሉው ዝኾነ ፋይልካ ንሓደ ናይ ንብረት መወዓውዒ ካብቶም ቀዳሞት መልሲ ዝህቡ ክትከውን የኽእለካን በዚ ኸኣ እቲ እትደልዮ መንበሪ ናይ ምርካብ ዝሓሸ ዕድል ይህልወኩም።

DossierFacile ብተወሳኺ ሳላ ጽሬት ዘለዎን ዝሰማማዕን ፋይል ንመዕረፊ ዝኸውን መመልከቲኻ ኣብ እተቕርበሉ እዋን ፍሉይ ክትከውን የኽእለካ ። በዚ ኸኣ እቲ ብመንግስቲ ዝተሰየመ ፋይልካ ነቲ መጻኢ ዋናኻ ከረጋግጾ ይኽእል።

ክፍለጥ ዘለዎ!
DossierFacile ኣብ መወዳእታ ውሑስ ናይ ክራይ ፋይል ንምፍጣር ከኽእለኩም ይኽእል እዩ ፣ እዚ ድማ ግዳይ "ስርቂ መንነት" (ንዓኹም መሲሉ ዘሎ ሰብ) ከይትኸውን ከይፈራሕካ ከተካፍሎ ትኽእል ኢኻ ብርግጽ ኩሎም ኣብቲ መድረኽ ዝተቐመጡ ሰነዳት ዝኾነ ይኹን ናይ ምትላል ኣጠቓቕማ ንምክልኻል "ንኽራይ ንብረት ጥራይ ዝተሓሰቡ ሰነዳት" ብዝብል ምጥቃስ ተሸፊኖም ኣለዉ .

ከመይ ንገብሮ?

እንተደኣ ነዚ ንምግባር ናይ ክራይ ፋይልካ ንምፍጣር ፡ ውልቃዊ ቦታ ብምፍጣር ክትጅምርዎ ይግባእ።

ናብዚ ብምጥዋቕ www.dossierfacile.logement.gouv.fr ምልኡ

  • ኣብ "Se connecter" ዝብል ጠውቕ።
  • ኣብ "ሓድሽ ናብ Nouveau sur DossierFacile ? Se créer un compte"ኣካውንት ምፍጣር" ዝብል ጠውቑ።
  • ኢ-መይልኩምን ኣድራሻኹምን፡ ፓስዎርድካ መሊእካ ኣረጋግጹ
  • ሮቦት ከምዘይኮንኩም ኣረጋግጽ እሞ ኣብቲ CGU ዝብል ሳጹን ምልክት ምግባር ኣይትረስዕ
  • ድሕሪኡ ""Je crée mon compte" ዝብል ጠውቕ ምሉእ ኣካውንት ፍጠሩ።

ክፍለጥ ዘለዎ !
ካብ FranceConnect ናብ platform ክትረኽብዎ ትኽእሉ ኢኹም ። FranceConnect እቲ ብመንግስቲ ዝቐርብ መፍትሒ ኮይኑ፡ ንርክብ ምስ ናይ ኦንላይን ኣገልግሎታትኩም ንምውሓስን ንምቕላልን እዩ።
ንዝያዳ ሓበሬታ Voir la fiche Réfugiés.info "Se connecter à un site avec FranceConnect"
  • ኣብ ሳጹን ፖስታኹም ከምዚ ዝስዕብ ኣርእስቲ ዘለዎ መልእኽቲ ክትረኽቡ ኢኹም፡ "Bienvenue sur DossierFacile !" "እንቋዕ ናብ ብደሓን መጻእኩም!"
  • ኣብቲ ""Je complète mon DossierFacile ! ወድእዎ"

DossierFagile ብሕጊ la loi :ዝድለ ሰነዳት ጥራይ እዩ ዝሓተካ :

  • መለለዪ መንነት
  • መርትዖ ናይ መንበሪ ኩነታት
  • መርትዖ ሞያዊ ኩነታት
  • መርትዖ ጸጋታት
  • ናይ ግብሪ ምልክታ

ተወሳኺ ዝርዝር ሓበሬታ ብዛዕባ እቲ les documents à donner en cliquant ici. ክትህቦም እትኽእል ሰነዳት ኣብዚ ብምጥዋቕ።

ሕንሳብ እቶም ፋይላት ምስተዛዘሙ ኣብ ውሽጢ 24 ሰዓታት ብጉጅለ ኦፕሬተራትና ይሕዙ።

  • ምሉእነት፡ ቅኑዕነት፡ ንጹርነትን ሓቅነትን ሰነዳትኩም ይምርምሩ
  • ኣብ ፋይል ክራይ ክግበር ዘለዎ ምምሕያሻት ብምምራሕ ናይ ኣማኸርቲ ተራ ይጻወቱ።

ድሕሪ እዚ ብኦፕሬተራትና ድሕሪ ምርግጋጽ፡ እቲ ፋይልኩም ውሑስ ብዃኑ ብመልክዕ ሊንክ ወይ ብመልክዕ PDF ፒዲኤፍ ናብ ወነንቲ ንምልኣኽ ድሉው ይኸውን።

ብድሕሪኡ’ከ ?

እቲ ፋይል ምስቲ ደገፍቲ ሰነዳት ይኹን ብዘይ እቶም ደጋፊ ሰነዳት ክካፈለኩም ይኽእል ።

ብዘይ እቶም ደገፍቲ ሰነዳት፡ እቲ ዋና ነቲ ሰነዳት ክርእዮ ኣይክእልን እዩ፡ እንተኾነ ግን እቶም ሰነዳት DossierFacile.ብዶስየርፋሲል ከም ዝተፈተሹ ይፈልጥ እዩ።

ኣብ መንጎ ኣካራዪን ተኻራያይን ምትእምማን ምስተፈጥረ፡ እቲ ተኻራያይ ፋይሉ ምስተን ክፍልታት ከካፍል ይኽእል።

ምፍላጡ ዘገድስ ቅድሚ ፋይልካ ምክፋልካ፡ ምስቲ ሰነዳት ይኹን ብዘይ ሰነዳት ክትሪኦ ይምከር።

14 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

  • xavidumምምሕዳር
  • a mugnierምምሕዳር
  • boutiecmrኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • marianneukraineተርጓሚ/ሚት
  • niknameተርጓሚ/ሚት
  • rzgar-bapiriተርጓሚ/ሚት
  • kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
  • bissoተርጓሚ/ሚት
  • diplosamተርጓሚ/ሚት
  • rohullah expertተርጓሚ/ሚት
  • noorተርጓሚ/ሚት
  • olga b.ተርጓሚ/ሚት
  • marianne georgesተርጓሚ/ሚት
  • NicolasHENRYኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ

Liens utiles