ምርካብ ናይ ቪዛል VISALE መድሕን ወይ ውሕስነት
ኣዳላዊ Comité de la Démarche Accessible ኣቐድዲሙ ዝነበረ 2 місяці томуምእንቲ ምርካብ ዋሕስ VISALE (ቪዛ ንኣባይትን ስራሕን) ገዛ ክትካረ ዝሕግዘኩም ነጻ ኣገልግሎት እዩ።
ምስ VISALE፡ Action Logement "ዋሕስ" garant"" ይኸውን።
ዋሕስ ማለት እንታይ ማለት እዩ?
ዋሕስ ምህላው ማለት ጸገም እንተ ኣጋጢሙኩም ብስምካ ክኸፍል ዝሰማማዕ ሰብ (ወይ ትካል) እዩ። እዚ ንዓኻ ""porte caution" ተባሂሉ እውን ይፍለጥ።
እቲ ዋና ወይ ማሕበራዊ ኣካራዪ ናብቲ ዋሕስ ዝሃበ ክድውል ይኽእል፤
- ክራይ ገዛ ወይ ንመገልገሊታት እንተዘይከፊልካ፡
- ድሕሪ ምብጋስካ ዓበይቲ ጽገናታት እንተሃልዮም (ንኣብነት: ዝተበላሸወ መንደቕ፣ ዝተሰብረ ማዕጾ)።
ዋሕስ ምህላው ንዋና የረጋግኦን ውዕል ክራይ ንምፍራም ዝቐለለን ይገብሮ።
ዋሕስ VISALE ከመይ ይሰርሕ?
- እቲ መመልከቲ ቅድሚ ውዕል ክራይ ምፍራም ብኢንተርነት ይምላእ፣ ብነጻ።
- እቲ ናይ ብቕዓት ረቛሒታት ኣብ ውልቃውን ሞያውን ኩነታትካ፡ ከምኡ’ውን ኣብ ቦታ መንበሪኻ ይምርኮስ።
- ጸገም እንተጋጢሙ፡ ኣክሽን ሎገመንት (ብመንገዲ VISALE) ንዋና ወይ ንወሃቢ ማሕበራዊ ኣባይቲ ብቐጥታ ይኸፍል።
- ብድሕሪኡ ንኣክሽን ሎግመንት ትመልሰሉ፣ ብሓደ ወይ ልዕሊኡ ብኽፋል።
ኣገዳሲ ነጥቢ!
VISALE ነቲ "dépôt de garantie" (ኣብቲ ንብረት ምስ በጻሕካ ንዋና ገዛ ዝኽፈል መጠን ገንዘብ) ኣይትክኦን እዩ። ስለዚ እቲ ኣካራዪ ዋላ VISALE እንተሃለወኩም ገና ውሕስነት ገንዘብ ክሓተኩም ይኽእል እዩ። ነቲ ናይ ውሕስነት ገንዘብ ንምኽፋል ሓገዝ እንተድኣ ደሊኹም፡ ክትጥቀመሉ ትኽእሉ ኢኹም l'Avance Loca-Pass. እዚ ብኣክሽን ት ዝቐርብ ብዘይ ክፍሊት ኢና ንጥቀመሉ።

ከመይ ንገብሮ?
ብድሕሪኡ’ከ ?
16 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
a mugnierምምሕዳር
claudia mምምሕዳር
diplosamተርጓሚ/ሚት
nalothmanተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት
olga b.ተርጓሚ/ሚት
utilisateur_61623907ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
delphgatተርጓሚ/ሚት
rohullah expertተርጓሚ/ሚት
حسیب الله امرخیلተርጓሚ/ሚት
utilisateur_2134382ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
anastasiaተርጓሚ/ሚት
niknameተርጓሚ/ሚት
dounia-cphኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት