Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

መንበር ገዛ ንምርካብ፣

ምስ ብምትሕባር ኣዶማ(Adoma) ብዝበሃል ገዛ ዝበሃል ገዛ ዘካሪ ትካል፣

ኣዳላዊ Adoma ኣቐድዲሙ ዝነበረ 2 роки тому

ኣዶማ Adoma ናይ ገዛ ክራይ ፣ ፍታሕ ንምርካብ ዝቖመ ወሃብ ኣገልግሎት ትካል ከም ምዃኑ መጠን፣ ብዘይ ዝኾነ ምፍልላይ ንኣብነት ናይ (ስራሕ ዘለዎምን ዘይብሎምን፣ ውልቀ ሰብ ወይ እውን ስድራ) ። ኣብ ቁጠባዊ ሽግር ዘለዎ ይኹን ወይ፣ ናይ ትካሉ ኣብ ምትታይ ዝርከብ። ቀዋሚ ገዛ ዘለዎን ዘይብሉ ወዘተ።

ኣብዚ ብምጥዋቕ ኣብ ከባቢኹም ዝርከብ ፣ ገዛውቲ ሰብ ዘይብሉ ክትፍትሹ ትኽእሉ ኢኹም። lien : Où loger chez Adoma ?

i ኣብዚ ክፍለጥ ዘለዎ!

ኣብ ገዛ ንምድላይ፣ ነዚ ቅጥዒ ማለት ፎርሙላce formulaire de demande de logement

ንምንታይከ የዘገድስ?

Adoma ዝተፈላለየ ዓይነት ገዛውቲ ምስ ኣቑሑቱ ን ኣገልግሎት ቀሪቡልኩም ኣሎ።

  • ክፍሊታት፣ ክሽነ፣ ዓይኒ ምድሪ ወይ ሽቓቕን መሕጸብ ኣካላት ማለት መሕጸብ ነብስን፣ ኣብ ነፍሲ ወከፍ ክፍሊታት ተመሳሳሊን ኣገልግሎታት፣ቀሪቡልኩም ኣሎ።
  • ናይ ውልቂ መሕጸብ ነብሲ ዘለዎ ክፍሊታት፣ ክሽነ፣ ሽቓቕ፣ ብዙሓት መደቀሲ
  • መደቀሲ፣ ምስ ናይ ውልቂ መሕጸቢን ሽቓቕን ፣ ክሽነን ብዙሕ መደቀሲን፣
  • ክፍሊታት ገዛ ማለት ስቱድዮ ተባሂሉ ዝፍለጥ ምስ ክሽነ ዓይኒ ምድርን ምሕጸቢ ኣካላትን ዘጠቓለለ ማለት እዩ፣ ኣብ ጸግዒ፣ ሓንቲ ኽሽነ፣ ሽቓቕ።

ሓንቲ ክፍሊ ምስ ክሽነ ዓይኒ ምድርን ምሕጸቢ ኣካላትን ዘጠቓለለ ማለት እዩ፣፣ ብዘይካ እዘን ንሓደ ሰብ ዝኾና ገዛውቲ ገዲፍካ ከም ፍታሕ፣ ንቆልዑት ዘለዎም ስድራ ቤታት ዝኸውን ገዛውቲ እውን ኣሎና።

ንኹሉ ዝምጥን ናይ ኣባይትን መንበሪን መፍትሒታት ነቕርብ፤

  • ተቖጺሩ ን ንዝሰርሕ ሰብ ይኹን ፣ ወይ ን ስራሕ ኣልቦ
  • ን ውልቀሰብ ሰባት ወይ ስድራቤታት።

መንበሪ ገዛ ምስ ዝህሉ፡ ን ጠለብኩም ብቕልጡፍ ክግበር የኽእሎ እዩ።

ከመይ ንገብሮ?

ኩሉ ሓበሬታ እውን ኣብ መስመር ኣለኩም ፣ ጠውቕዎ www.adoma.fr ገዛ ንኽትሓቱ እንተድደሊኹም ነቲ ፎርሙላ ካብዚ ምልኡ ICI

16 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

  • xavidumምምሕዳር
  • olga b.ተርጓሚ/ሚት
  • marina bondarenkoተርጓሚ/ሚት
  • diplosamተርጓሚ/ሚት
  • nouተርጓሚ/ሚት
  • utilisateur_61623907ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • loïsተርጓሚ/ሚት
  • rohullah expertተርጓሚ/ሚት
  • noorተርጓሚ/ሚት
  • abrhamተርጓሚ/ሚት
  • niknameተርጓሚ/ሚት
  • marianneukraineተርጓሚ/ሚት
  • tetianaklተርጓሚ/ሚት
  • dariakተርጓሚ/ሚት
  • mathilde schroederኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • kim.delaunayተርጓሚ/ሚት

Liens utiles