Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ምርካብ ሓገዝ ፣ ከም እኒ ብህጹጽ መዕቆቢ ምርካብ ፣ ብ`ምቕጻል ሓበሬታ ምርካብ

ምስ ምስ le Centre d'hébergement et de réinsertion social

ኣዳላዊ Association Pagode ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 2 jours

CHRS (ማእከል መንበሪን ማሕበራዊ ዳግመ-ውህደትን) ንገዛ ዘይብሎም ሰባት፡ ግዳያት ዘቤታዊ ዓመጽ ዝኾና ደቂ ኣንስትዮን ዝነብራ ደ ብዘይ ቅድመ ኩነት ደገፍ ይህብ።

ኣብቲ መርበብ ሓበሬታ ክትረኽቡ ኢኹም፤

  • ምጽላል ናይ መዓልቲ ምቕባል
  • ምዝጋብ ማሕበራዊ መመገቢ ቦታ ምምጋብ
  • ከምኡውን ህጹጽ መንበሪ ኣባይቲ ምርካብ ምእኝትቲ ክትክእሉ

ንምንታይከ የዘገድስ?

ካብ ሰኑይ ክሳብ ዓርቢ ካብ ሰዓት 8 ንግሆ ክሳብ 12 ናይ ምሸት ድማ 14 ክሳብ 18 ፡ ቀዳምን ሰንበትን ካብ ሰዓት 14 ክሳብ 18 ሰዓት ትኽእል :

  • ቁርሲ ምብላዕ (ካብ ሰኑይ ክሳብ ዓርቢ ካብ 8h15-10h)፣
  • ናብ ክፍሊ ክዳውንቲ ምኻድ (ካብ ሰኑይ ክሳብ ዓርቢ ካብ ሰዓት 9 ክሳብ 11 ወፈያ ክዳውንትን ምሕጻብ ክዳውንቲ ዓበይቲን)፡
  • ኮምፒተር ምጥቃምን መንበሪ ገዛ ክህልዎን እዩ ዘጠቓለለ እዩ።

ካብ ሰኑይ ክሳብ ሰንበት ካብ ሰዓት 12 -13 h ፡ ተሳትፎ ክሳብ ፋይናንሳዊ ዓቕኹም ዝፈቐዶ ከፊልኩም ምብላዕ ትኽእሉ ኢኹም።

ህጹጽ መንበሪ ብለይቲ፡ ኣብ ሰሙን 7 መዓልታት ( መዓልታዊ ) ከምኡ’ውን ኣብ መዓልቲ 24 ሰዓታት ኣገልግሎት ይህብ።

ከመይ ንገብሮ?

  • ኣብ ህጹጽ ኩነታት ፡ 115
  • ንሓበሬታ ፡ 03 86 61 39 81

13 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

  • xavidumምምሕዳር
  • Aceምምሕዳር
  • niknameተርጓሚ/ሚት
  • marianneukraineተርጓሚ/ሚት
  • diplosamተርጓሚ/ሚት
  • utilisateur_14587093ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • noorተርጓሚ/ሚት
  • olga b.ተርጓሚ/ሚት
  • alicegኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • rohullah expertተርጓሚ/ሚት
  • yoan pouzetተርጓሚ/ሚት
  • issam boulekተርጓሚ/ሚት
  • kim.delaunayተርጓሚ/ሚት

Liens utiles