Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ምርካብ ምዕቆቢ ኣብ ፓሪስ፣ ን እዋን ቀትሪ

ምስ ምስ France Horizon

ኣዳላዊ France Horizon ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 3 jours

ናይ እዋን ቀትሪ ፣ መቀበሊ ኣጋይሽ፣ መብልዒ ፣ ኣብዚ ቦታ ናይ ሓበሬታን ፣ ክምኡ ውን ምስላጥያ ምምሕዳርን ዝተሓንአ ኮይኑ፣ ሓተትቲ ዑቕባ፣ ወረቐት ኣዝልዝዎምን ፣ ሓባራዊ መደብ ትምህርቲ ቋንቋ ፈረንሳ ይቐርብ ፣ስራሕን ንመንበሪን ዝኸውን ገዛ ኣብ ምድላይ ዝሕገዝሉ ቦታ እውን እዩ።

ንምንታይከ የዘገድስ?

  • ኣብ 1 Boulevard du Palais, 75004 Paris.
ካብ ሰኑይ ክሳብ ዓርቢ ክፉታት ኮይኖም ብተወሳኺ ካብ 9h00 -16h00፣ ኣብዚ ቦታ ነብሲ ምሕጻብ ይከኣል፣ ኤልተሪክ ዘለዎ ኮይኑን WIFI እውን ምጥቃም ይከኣል::

 እቲ ናይ ማሕበራዊ ኣገልግሎት ጉጅለ ማሕበራውን ምምሕዳራውን ኩነታትካ ንምግምጋም ቆጸራ ይህበካ።

ብተወሳኺ ወግዓዊ ሰነዳት ንምርካብ ሓበሬታ ክትረኽቡን ብዛዕባ መሰላትኩምን ግዴታታትኩምን ክትፈልጡን ትኽእሉ ኢኹም...

ኣብዚ ገዛ ዘለው ሰርሕተኛታት መደብ ከቐርብልኩም ኢዮም መታን ኣብ ምርካብ መዕቆቢን ካልእን ንኽረኽብልኩም ሕተቱ

ምፍላጡ ዘገድስ ናይ ፈረንሳ ትምህርቲ ንምርካብ፡ ሕክምናዊ ክንክን ንምርካብ ወዘተ ንምሕጋዝ ሓገዝ ኣሎ።

ከመይ ንገብሮ?

ኣብ መአንገዲ ቦታ ምጹና

ኣብ ወብሳይቲና ምኻድ እውን ኣይትጠራጠሩ site internet.

Lieu d'accueil

1 Boulevard du Palais, 75004 Paris, France

Chargement de la carte...

17 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

  • xavidumምምሕዳር
  • utilisateur_41222952ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • diplosamተርጓሚ/ሚት
  • emyanamተርጓሚ/ሚት
  • utilisateur_61623907ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • aman expertተርጓሚ/ሚት
  • amanexpertተርጓሚ/ሚት
  • olga b.ተርጓሚ/ሚት
  • sitora abdullaevaተርጓሚ/ሚት
  • noorተርጓሚ/ሚት
  • abrhamተርጓሚ/ሚት
  • niknameተርጓሚ/ሚት
  • marianneukraineተርጓሚ/ሚት
  • olenastefurakተርጓሚ/ሚት
  • kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
  • france_horizonኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • nalothmanተርጓሚ/ሚት

Liens utiles