ምምሃር ትምህርቲ ቋንቋ ፈረንሳ ኣብ ዞባ ቫር ( le Var)፣
እዚ ኣ በ ሰ ደ ኤፍ ኤል አ (ABCD.FLE) ዝተባህለ መደብ፥ ናይ ቋንቋ ፈረንሳ ብቕዓትኩም መዚኑ፥ ምስቲ ሕጂ ዘለኩም ብቕዓት ዝሰማማዕን ዝኸይድን ዝተመጣጠነ፥ ንመጻኢ ክትወስድዎን ክእለት ቋንቋ ፈረንሳ ከተመሓይሽሉ ዘኽእለኩም ስልጠናን ትምህርትን ኣብ ምሃብ ዝሕግዘኩም መደባት ኣለዎ።
République
Française
Réfugiés.info
ሓበሬታ ን ስደተኛታት ኣብ ፈረንሳ
ካብ መንጎ 1139 ፋይላት ናይ ምሕዳራትን ኣከባብያውያን ኣገልግሎት ዝሕብሩ ርኸቡ
እዚ ኣ በ ሰ ደ ኤፍ ኤል አ (ABCD.FLE) ዝተባህለ መደብ፥ ናይ ቋንቋ ፈረንሳ ብቕዓትኩም መዚኑ፥ ምስቲ ሕጂ ዘለኩም ብቕዓት ዝሰማማዕን ዝኸይድን ዝተመጣጠነ፥ ንመጻኢ ክትወስድዎን ክእለት ቋንቋ ፈረንሳ ከተመሓይሽሉ ዘኽእለኩም ስልጠናን ትምህርትን ኣብ ምሃብ ዝሕግዘኩም መደባት ኣለዎ።
ነጻ ሕክምና፣ ን ውሕስነት ናይ ሕክምና ዘይብሎም ሰባት ማለት፣ ናይ ሕክምና ሓገዝ ክረኽቡ ዘይከኣሉ ሰባት፣ ብነጻ ከም ዝሕከሙ ምግባር
ሓደ መሳርሒ ኣብ ዞባ ፓካ PACA፣ ምትእታው ንጥፈታት ንደቂ ኣ፣ ፈለማ መጻኣቲ ረፑብሊክ ፈረንሳ ንምትሕሓዝ ዝዓለም እዩ
ንምርካብ ሓፈሻዊ ሓገዝ ናይ ፡ ሓባራዊ መሰላት፡ ምምሕዳራዊ፡ ኣባይትን ስራሕን...ወዘተ ንምርካብ ክትክእሉ
ክትስማዕ ምኽኣል ንጉዕዞ ስደት ዝተወፈየ ናይ ምስማዕን ስነ-ኣእምሮኣዊ ደገፍን፡ ዓውደ-መጽናዕትን ብሕታዊ ደገፍን
ምኽኣል ደረጃ ቋንቋ ፈረንሳ ንምምሕያሽን ንፈተና DELF ንምድላውን ኣብ ሰሙን 12 ሰዓታት ትምህርቲ ምሃብ
ምኽኣል ምስ ደረጃኻ ዝተመጣጠነ ኮርሳት ፈረንሳ፡ ባህሊ ፈረንሳ ርኸብ፡ ናጻ ኩን፡ ብዝበለጸ ምውህሃድ
ምርካብ ካብ ትምህርቲ ምጽሓፍን ምንባብን ክሳብ C2 ንኹሉ ደረጃታት ዝኸውን ናይ ፈረንሳ ጉጅለ ኮርሳት፡ ኣብ ብሪግኖለስ Brignoles
ምስኣል ብ ኢንተርኔት ወይ ኢ-ፎቶ ንወግዓዊ ሰነዳት ። ኣብ ኢንተርነት ንምስራሕን ንምጥቃምን ዝሕግዙ
ምሕታት ናይ ፈረንሳ ዜግነት ብ መገዲ ናቹራሊዛሽን ዝተባህለ መስርሕ
ምኽፋት ኣብ ኣካውንት ብኸመይ ከም ዝከኣል Étrangers en France መንበሪ ፍቓድ፡ ምሕታት ዜግነት ወዘተ መስርሕ ወዘተ ምጽፋፍ ምእንቲ ክትክእሉ ዘኽእል)
ምጥላብ ፣ ሕጋዊ ሰነድ ንምጥላብ ንመርዓ ወይ ንምጽማድ ዝወሃብ ዝነበረ ሰነድ ተሪፉ እዩ እንተደኣኣ ስደተኛታት ኲይንኩም፣ ሰርቲኬት ኣየድልየኩም እዩ
ንምጥርናፍ ስድራቤንት ናብ ሃገረ ፈረንሳ ብሓባር ናይ ምኺኣን ድሌት ኣለኩም እንተኾይኑ? እነሀልኩም ኣጋባቡ
ምጥላብ ን 5 ዓመት ዘግልግል ፓስፖርት ናብ ወጻኢ ክንገሸሉ ንኽእል ፓስፖርት(TVR, TIV, TVA) ዝበሃሉ ዓይነታት ንምርካብ ::
ምርካብ ሓበሬታ ፣ ፋይል ብከመይ ኣብ መወዳእታ' ካርት-ሰጁኽ' ንምርካብ ካብ ፕረፈክፉር (ANEF) ይሕብር እዩ።
ምርካብ ህጹጽ መጽለሊ ምርካብ ህጹጽን ግዝያዊ መጽለሊ ብናጻ ንምርካብ ክትክእሉ ኢኹም
ምርካብ ህዝባዊ ኣግልግሎት ዝህብ ትካል ኮይኑ፣ ስራሕ ንምርካብ ወይ ሓገዝ ናይ ስልጠና ምወላ ንምርካብን ካልእ ኣገልህሎታትን (chômage) ዝኣመሰሉ ነገራት ርኸቡ
ምዝገባ La CAF ኣብ ዝተፈላለየ ክፋል ናይ ህይወት ዘለዉ ሰባት ካብ ብመግስቲ ዝመቓራሕ ገንዘብ እዩ። ስለዚ ካብኡ ንኽንረብሕ ብኸመይ ክንምዝገብ ንኽእል ዝሕብር እዩ።
መንበሪ ካርድኹም ምውዳቑ ግዜ ወይ ካብ መዓላ ወጻኢ ዝኾነሉ እዋን እንተቐሪቡ ኣብ (ANEF) ንምሕዳስሱ ኣብ ኦን ላይን ሕተቱ ንምሕዳሱ!
ምህላው ናይ ፈረንሳ እንተደኣ ናይ ቋንቋ ፈረንሳ ብቕዓትካ መርትዖ ዝኾነ ሰናድ ናይ (DELF, DALF, DILF, TCF, TEF...) ክህልወኩም ምስ እትደልዩ ዝጠቅም እዩ
ምጥላብ ኣብ ፈረንሳ ትምህርትቲ ዳግማይ ክትጅምር ወይ ስራሕ ንምርካብ ናይ ወጻኢ ዲፕሎማ ኣፍልጦ ክወሃበካ ግበር ENIC-NARIC ።
ምስላጥ መምርሒ ፍቃድ መኪና ናይ ወጻኢ ሃገር ፣ ናብ ናይ ሃገረ ፈረንሳ መምርሒ፣ ብኸመይ ከም ዝቕየር ምፍጣር።