ምውሳድ ትምህርቲ ቋንቋ ፈረንሳ
ምስ ምስ Maison des initiatives sociales
ኣዳላዊ Maison des Initiatives Sociales , Médiathèque Jacques Cestorኣቐድዲሙ ዝነበረ 9 місяців томуእዚ ንኹሉ ክፉት ዝኾነ ናይ ቋንቋ ፈረንሳ ኮርሳት፣
- ምንባብን ምጽሓፍን ምፍላጥ
- ምእንቲ ብዝበለጸ ርክብ ክገብር ክኽእል
- ኣብ መዓልታዊን ሞያውን ህይወት ናጻ ንምዃን።
ናይ ኮርስ ግዜታት ከከም ደረጃ ይፈላለ ዝለዎ እዩ
- ደረጃ ትምህርቲ ምጽሓፍን ምንባብን (ፊደላት፡ ንባብ፡ ምጽሓፍ) :
ሰኑይን ረቡዕን ንግሆ፡ ካብ ሰዓት 9፡30 ክሳብ 11
ሰሉስን ሓሙስን ድሕሪ ቀትሪ: 14ክሳብ 15:30
ሰሉስን ሓሙስን ምሸት: 16:30 ክሳብ 18 - ደረጃ ሀ1 :
ሰኑይን ረቡዕን ድሕሪ ቀትሪ: 14ክሳብ 15:30 - ደረጃ ሀ2ን ለ1ን :
ሰኑይን ዓርብን ምሸት: 16:30 ክሳብ 18
ሰሉስን ሓሙስን ንግሆ፡ ካብ ሰዓት 9፡30ክሳብ 11:00 - ደረጃ B2 :
ሓሙስ ድሕሪ ቀትሪ: 14:30 ክሳብ 16
ኣብ እዋን ዕረፍቲ ትምህርቲ: ብቆጸራ - ደረጃታት C1ን C2 ን :
ኣብ እዋን ዕረፍቲ ትምህርቲ: ብቆጸራ።
ምፍላጡ ዘገድስ ዓመት መጸ ምዝገባ ኣብ ወርሒ መስከረም ይውደብ። ኣብዚ ሰዓት ናብ ቤት ፅሕፈት ማሕበር ምኻድ ኣገዳሲ እዩ።
ኣብ ዓመት ምምዝጋብ ይከኣል እዩ ግን ኣብ ደረጃኻ ኣብ ዘለዉ ቦታታት ይምርኮስ።
ኣብ ዓመት ምምዝጋብ ይከኣል እዩ ግን ኣብ ደረጃኻ ኣብ ዘለዉ ቦታታት ይምርኮስ።
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
ፈረንሳይ
ባህላዊን ናይ ምዝንጋዕን ንጥፈታት
ኣብ ስርሔይ ክሕግዘኒ መታን ቋንቋ ፈረንሳይ እመሃር፣
ስልጠናታት ውሰድ፣
ካብ ናይ ስምልጠና ቦታ ወጻኢ ኣብ ቴሌፎንን ምስ ሰባትን ልምምድ ግበር፣
ንባህሊ እንዳዳህሰስካ ፍልጠት ቅሰም፣
ዝነብረሉ ከተማን ዞባን ምፍላጥ፣
ምፍላጥ ባህሊ ፈረንሳይ፣
ምልላይ ምስ ሓደሽታት ሰባት፣
15 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
claudia mምምሕዳር
misbrignolesኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
veronicasiተርጓሚ/ሚት
klmተርጓሚ/ሚት
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
nour alhindiተርጓሚ/ሚት
niknameተርጓሚ/ሚት
diplosamተርጓሚ/ሚት
rohullah expertተርጓሚ/ሚት
shayanroushanተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
alisa.cተርጓሚ/ሚት
igornrgተርጓሚ/ሚት
olga b.ተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት