Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ምህናጽ ሓዳሽ ህይወት ውልቃዊ መደባትን

ምስ ምስ Avec OPERATION'ELLES

ኣዳላዊ FR-CIDFF PACA ኣቐድዲሙ ዝነበረ рік тому

ውልቃዊ ሓገዝ (2ግዜ ቃል መሕትት )ከምኡ`ውን ብሓባር ( ንጥፈታት 3 መዓልቲ ) ብፍሉይ መደብ ንደቂ ኣንስቲዮ ሓደሽቲ ኣብ ረፑብሊክ ፈረንሳ ተሳተፋ

ዕላማ ናይ`ዚ መደብ ንደቂ ኣንስትዮ ሓደሽቲ ፣ ሓደ መደብ ናይ ሓባር ንምህናጽ ምስ ድሕረ ባይታ ዝተኣሳሰር ካብ ተምክሮ ወጻኢ ዘጥረየኦ ሞያ ምምዕባል እዩ ኣብ ዝብለጹ ፍልጠትብምጽቃም ፣ ኣብ ማሕበራዊ ናብራ ፣ ኣብ ምስላጥ ሕጋዊ ከም ኡውን ኣብ ቁጠባ ምድንፋዕ እዩ።

ዓላማታት

  • ምእንቲ ምቹእ ማሕበራውን ሞያውን ፕሮጀክት ምህናጽ
  • ን ወጻእተኛታት ተመኩሮ ኣስፋሕፍሕ ክኽእሉ
  • ማሕበራዊ፡ ሕጋውን ቁጠባውን ሃዋህው ሕብረተሰብ ፈረንሳ ምፍላጥ።

ንምንታይከ የዘገድስ?

እዞም ንጥፈታት ናይ ሓባር ናትክን ክእለት ንምግንዛብ ክሕግዘክን ይኽእል፣ ካብ`ዚ መሰረት ከኣ ኣብ መስርሕ ስራሕ ምድላይ ክሕግዝን ክብሪ ክህበከን ይኽእል።

ኣብ እዋን እዞም ዓውደ መጽናዕትታት እዚኦም ክትክእሉ ትኽእሉ ኢኹም፤

  • ናብ ስራሕካ ንምምላስ ንምድላው ሞያዊ ምርጫታትካ ግለጽን ኣስፍሕን
  • ንውድብካ ዳግማይ ሕሰብ
  • ብዛዕባ ውልቃውን ሞያውን ደረታት ሕሰብ።

ነዚ ነገር ንምፍጻም ፣ እንተ ተኻኢሉ ናትክን ናይ ሞያዊ ክእለት ንምስፋሕን ንምዕባይን ምድላዋት ምግባር፤፣

  • ነዚ ነገር ንምፍጻም ፣ እንተ ተኻኢሉ ናትክን ናይ ሞያዊ ክእለት ንምስፋሕን ንምዕባይን ምድላዋት ምግባር
  • ምስ ግዜ ዝተኣሳሰሩ ከሰክፉ ዝኽእሉ ነገራት ኣስፍሕኪ ምሕሳብ ፣ ኣብ ክሉ ደቀቅቲ ነገራት
  • ምድላዋት ምግባር፣ ኣብ ውልቃዊ ሂወትኪናይ ሞያዊ ምስትውዓል
  • ኣብ እዋን እዞም ዓውደ መጽናዕትታት እዚኦም ክትክእሉ ትኽእሉ ኢኹም

እዞም ንጥፈታት ነዞም ዝስዕቡ ዝርዝር ንከተማልኣ ይሕግዙ

  • ምስልጣን ሓበሬታ ምርካብ ብዛዕባ መሰልን ማዕረትን ኣብ ስራሕ ፣ ደቂ ኣንስቲዮን ደቂ ተባዕትዮን፣ ምምዛንን ፍልልይ ኣድልዎ ምግባር፤፣
  • ኣብ ረፑብሊክ ፈረንሳይ ናይ ሞያዊ ስራሕ ምትእታው እኹል ሓበሬታ ምርካብ፣

ከመይ ንገብሮ?

ኣብ ክፍልኹም ዝርከብ CIDFF ደዊልኩም ዝቕጽሉ ዕለታት ክትፈልጡን ክትምዝገቡን ትኽእሉ ኢኹም (ኣብ ታሕቲ ካርታ ርአ)።

Lieu d'accueil

18 Rue Georges Aubin, 04000 Digne-les-Bains, France

04 92 36 08 48

contact@cidff04.org

33 Avenue Jean Médecin, 06000 Nice, France

04 93 71 55 69

contact@cidff06.com

2 Place Alexandre Farnèse, Immeuble Le Vinci, 2 ème étage, 84000 Avignon, France

04 90 86 41 00

accueil@cidff84.org

Boulevard Emile Zola, 13200 Arles, France

04.90.93.47.76

accueil.cidff.arles@gmail.com

42 Avenue des Îles d'Or, 83400 Hyères, France

04 94 65 82 84

directioncidff.var@orange.fr

24 Avenue Jean Jaurès, 05000 Gap, France

04 92 55 33 98

cidff05@orange.fr

1 Rue de Forbin, 13003 Marseille, France

04 96 11 07 99

contact@cidff13.net

Chargement de la carte...

14 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

  • xavidumምምሕዳር
  • diplosamተርጓሚ/ሚት
  • yoyobkተርጓሚ/ሚት
  • utilisateur_61623907ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • olga b.ተርጓሚ/ሚት
  • noorተርጓሚ/ሚት
  • aman expertተርጓሚ/ሚት
  • rohullah expertተርጓሚ/ሚት
  • marianneukraineተርጓሚ/ሚት
  • anastasiaተርጓሚ/ሚት
  • utilisateur_72712685ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • niknameተርጓሚ/ሚት
  • paulaኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • kim.delaunayተርጓሚ/ሚት

Liens utiles