ምምሃር ትምህርቲ ቋንቋ ፈረንሳ ኣብ ዞባ ቫር ( le Var)፣
ምስ ብምትሕባር ኣ በ ሰ ደ ኤፍ ኤል አ (Plateforme A.B.C.D FLE) ዝተባህለ መደብ፣
ኣዳላዊ FACE VAR , CRI PACA (Centre Ressources Illettrisme)ኣቐድዲሙ ዝነበረ 4 роки тому ብሳላ እዚ ኣ በ ሰ ደ ኤፍ ኤል አ (A.B.C.D
FLE ) ዝተባህለ መደብ እቶም ናብዚ ቫር ዝተባህለ ዞባ ሃገረ ፈረንሳ ንዝመጹ ሓደሽቲ ነበርቲ ከይተሸገሩ እቲ ምሳታቶም ዝኸይድን ክመሃርዎ ዝግበኦምን ስልጠና ኣብ ምርካብን ዝተሓባበር መደብ እዩ።
እቲ ዕላም ድማ ምምዕባል ኣፍልጦኦም ኣብ ቋንቋ ፈረንሳን
እቶም ዑቕባ ሓቲቶም ከምስደተኛ መንበሪ ወረቐት ንዝረከቡ ስደተኛታት ናብቲ ምስ ልምድን ኣነባብራን ማሕበረሰብ ኣብ ምውህ ሃድን ናብ ሞያ ዓለም ኣብ ምጽምባርን መንገዲ ምቅናዕን እዩ።
በዚ ኣጋጣሚ እምበ ኣር ብዛዕባ ህሉው ኩነታትኩም ከተብርህሉ ዘኽእለኩም ብውልቅኹም ዝግበር ቃለ መሕትትን ደረጃ ብቕዓትኩም ንምፍላት ዝሕግዝ ፈተና ወይ መርመራ ቋንቋ ፈረንሳ ኣዳልዩ ኣሎ።
ብድሕሪ እዚ ድማ ነፍሲ ወከፍ ሰብ እቲ ንዑኡ ዝሰማምዖን ክ ወስዶ ዝግበ ኦን ትምህርቲ ወይ ስልጠና ቋንቋ ፈረንሳይ ኣብ ምሃብን እቲ ትምህርቲ ተጀሚሩ ስጋብ ዝውዳእ ድማ እቲ እትከታተልዎ ዘለኹም ስልጠና ወይ ትምህርቲ ብዘይ ዝኾነ ይኹን ሽግርን ጸገምን ብጽቡቕ ይኸይድን ይቕጽልን ከምዘሎን ኣብ ምፍላጥን ምሕታትን ዝከታተልን ዝጽዕርን መደባት ዘለዎ እዩ።
! ክፍለጥ ዝግበኦ ኣዝዩ ኣገዳሲ ሓበሬታ፣
እዚ ኣገልግሎት ወይ መደብ እዚ ንኹሎም ምስ ኦፊ (OFII) ዝተባህለ ትካል ሲር (CIR) ዝተባህለ ስምምዕ ወይ ኩንትራት ካብ ዝፍርሙ ካብ ሓሙሽተ ዓመት ንላዕሊ ንዘየሕለፉ መንበሪ ወረቐት ንዝሓዙ ስደተኛታት ኩሎም ክፉትን ዝፍቀደሎም ዝግበኦምን መደብን ምዃኑ ክንሕብር ንፈቱ።
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
15 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
xavidumምምሕዳር
olga b.ተርጓሚ/ሚት
diplosamተርጓሚ/ሚት
youተርጓሚ/ሚት
utilisateur_61623907ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
mesoተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት
rohullah expertተርጓሚ/ሚት
utilisateur_2134382ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
abrhamተርጓሚ/ሚት
niknameተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
anastasiaተርጓሚ/ሚት
plateforme abcd.fleኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ